Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convertir en PDF
  • Liste de lecture
  • Abrégé
  • Livre audio
  • Chercher
  • Télécharger
  • myzon
  • S'identifier
  • registre
English  አማርኛ  Français  العربية
Livre du jour

ቡና ኣይፍቀድን ኢዩ(2) (3).pdf


  • word cloud

ቡና ኣይፍቀድን ኢዩ(2) (3).pdf
  • Extraction Summary

ፉሙፈያ ዘማራይ ቅዱሰ ዳዊት ከም ዝበሉ ዕድመ ወዲ ሰብ ገዚአን ዘምበርክኻ ጣኦታውያን ኣትክልቲ። ዝብል ሕቶ ኢዩ እቲ ቁምነገር ቤተ ክርሰቲያን እንታይ ትብል ማለት ድማ መጻሕፍታ እንታይ ይብሉ ማለት ኢዩ ኦም ካብ ፍሪኡ ይፍለጥ ኢዩሞ ነቲ ኦም ክፉእ ግበርዎ ፍሪኡ ድማ ክፋእ ክኸውን ኢዩ። እቲ ሕያዋይ ሰብ ካብቲ ጽቡቕ መዝገብ ልቡ ክፉእ ኢዩ ዘውጸእ። እዚ ጥራይ ከይኣክል መላእ ህዝቢ ዓለም በዚ ርኽሰት እዚ ከረኻኽበላ ድማ ኣብ ማስቲካ ከረሜላ ቸኮለይት ብሸኮትታት ቆጽሊ ሻህን መነቓቕሒ ጾታዊ ሰምዒት ተባሂሉ ብፍሉይ ዝዳሉ ዘሉ ቸኮላቭ ዝበሃል ዝሙታዊ ቸኮለይትን ካብዚ ናይ ወልፊ መግዛእቲ ንኸእትዋ ነዊሕ ዘመን ሰሪሑሉን ተዓዊትሉን ኢዩ። ብ ርይዐር ኋፖ ዊዖዐ ያናትች ሕ ዋ እ ሃዋ ፌዐ እምበር እቲ ኣረማዊ ዝኾነ ህዝቢ ሓቐሩፉ ዘዕቢያ ሕማም ነፍሲ ኢዩ። በልዎ ኣቡነ ብፁዐ አምላክ ድማ ጎይቶተይ ንስኹም ዝፈተኹሞ ኩሉ ይኸውን ኢዩ ዋኖ ሕጂ ድማ ኩሉ ትምህርትኻን ቃላትካን ዘበለ ከም ምጽማእ ንማይ ከም ምጥማይ ድማ ንመግቢ ጥዑም ኮይኑ ኣብ ማእከሉም ፍቹርን ክቡርን ክትከውን ሞገስ ንህበካ ኣለና በልዎ ሕጂ ውን እንተኾነ እቲ ዝሰምዕ ክሰምዕ እቲ ዝኣቢ ድማ ክኣብሰ እቶም ሞገሰ ዝረኸቡ ክቡራን ኣቦታት ዝሰበኽዎን ዝመሃርዎን እዚ ኢዩ። ይኹን ደኣምበር ክሳብ ክንድዚ ዝኣክል መብርሂ ተዋሂቡ ከብቅዕ ውን ከምቲ ዝተባህለ እሺ ኢሉ ዝቕበልን እምቢ ኢሉ ዝኣብን ሰብ ከምዝህሉ ንኹልና ብሩህ ኢዩ። ስለዚ ምአሃነቲ ከይንነጠፍእ ባብቲ ዝሰማዕናዮ ኣዚና ከነቕልብ ይግባኣና ኢዩ ።

  • Cosine Similarity

ከም ኣብነት ገለ ሓፈሻዊ ዝኾነ ባህርያት ወልፊን ተወለፍቶምን ምስ እንርኢ ካ ሣ ወልፊ ካብ ዝተጀመረሉ ግዜ ኣትሒዙ መብዛሕትኡ ግዜ ሰሩዕ ዝኾነ ዕለታዊ ሰዓታት ወልፊ ይህሉ ኣብዚ ግዜ እዚ ኩሉ ዓይነት ስራሕ ተገዲፉ ንደቓይቕ ኮነ ሰዓታት ኮፍ ይበሃል ኣብቲ ግዜ እቲ ዝኾነ ዝርብቨ ወይ ዘዕገርግር ነገር ክህሉ የብሉን ኣብቲ ናይ ወልፊ ግዜ ድማ ሥስተ ዕላል ኣንጻራዊ ጾታ ዝሙትን ካልእን መሰነይታ ይህሉ ከም ኣብ ቡን ዝረአ ድማ ክጨንወካን ክፍለጠካን ክኾዕመካን ኣለዎ እዚ እንተዘኮይኑ ድማ ዝነበረ ተደፊኡ ካልኣይ ሳዕ ክዳሉ ይጥለብ ወዘተ ቀ ቀ ምናልባት እቲ ውሉፍ ሰብ ነቲ ዝተወለፈሉ ነገር ምስ ዝስእና ዝመጽእ ባህርያዊ ለውጢ ድማ ፍ ከቢድ ቃንዛ ርእሲ ጸርጸር ምባል ሓይልኻ ምድካም ምጽልማት ዓይኒ ረሰኒ ደም ብኣፍንሜ ምሒር እንተ ነዊሑ ድማ ኣብ ዓራት ምድርባይ ነቲ ዘወለፈካ ነገር ንምርካብ ድማ ኩሉ ዓይነት ዋጋ ምኽፋል ጭ ጭ ሣ ዘገርም ነገርዩ። እዚ ኹሉ ዝግበር እምበኣር ኣእምሮ ወዲ ሰብ ንኽውንነት ህይወት ንግዚኡ ብምርሳዕ ፍጹም ንኽዛነን ክሕጎሰን ንማለት ኢዩ እንተኾነ ግገ ወዲ ሰብ ኣብ ከምዚ ዝዓይነቱ መግዛእቲ ኣትዩ ኢዱ እንተ ሂቡ ምሉእ ህይወቱ ኣብ ባዕዳዊ ዝኾነ ነገራት የግዝእ ሰለዘሉ እዚ ህይወት ዚ ኣምልኾ ጣኦት ኢዩ ከመይ እተሳዕረ ሰብ ነቲ ዝሰዓሮ ባርያኡ ይኾኖ ኢዩሞ ከም ዝብል ይ ጴጥ እወ እቲ ዘወለፎ ነገር ብፍጹም ይገዝኦን ይመልኮን ክሳብ ዝሃለወ እዚ ህይወት እዚ ኣምልኾ ጣኦት ኢዩ ንሕና ግና ኩልና ክብሪ ንሰሙ ይኹን ባሮት ናይቲ ገዛኢና ዝኾነ ሰማያዊ ንጉስ እግዚኣብሄር ኢና። እሰከ እዚ ናይ ወልፊ ህይወት እዚ ብመሰረት መጻሕፍቲ እቶም ቀዳሞት ቅዱሳን መንፈሳውያን ኣቦታት ከመይ ከም ዝመሰል ብልቦናን ትሕትናን ንመልከቡ ብ ርይዐር ማገ ካብ ድርሳነ መድኃኔ ዓለም ገጽ ሕጂ ድማ ኣቡነ ዘርዓብሩክ ንመድኃኔ ዓለም ብዙሕ ከም ዘፍቀርን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ድማ ብበዓለ መድኃኔ ዓለም ዕለት ከምኡ ውን ናይ ኪዳነ ምሕረት በዓል ብዕለት ዝኽሪ ይገብር ከም ዝነበረ ንነግረኩም ኣቡነ ዘርዓብሩክ ሞገስ ምስ ረኸበ መድኃኔ ዓለም ናይ እሳት ፈረሰን ትእምርተ መስቀል ዘለዎ ናይ ወርቂ በትርን ሃቦ። ብርግጽ ወልፊ ዘበለ ኣብ ቅድሟ ፈጣሪ ፍንሩንን ርኹስን ምኳኑ ዝኽሕዶ እኳ እንተዘየሰ እንተኾነ ግን እዚ ነገር እዚ ኣብ ቅድሟ እግዚኣብሄር ብደረጃ ኣምልኾ ጣኦት ከምዘፍርደና ክፍለጥ ብዘይምኽኣሉ ንመሸፈኒ እቲ ወልፊ ዘገልግል ወረጃ ዝኾነ ኣበሃህላን ወግዕን እናቐረበ ኩሉ ወዲ ኣዳም ዘበለ ኣብዚ ኣንጻር ሰማያዊ ኣምልኾ ዝኾነ ናይ ወልፊ ዓዘቕቲ ተሸሙ ይርከብ ከም ኣብነት ገለ ክቱር ህርፋን ቡን ዘለዎም ሰባት ካብዚ ናይ ወልፊ ብ ርይዐር እታ ፍሪ ሀናቶ ዕ ሃቅሲ ፉሮ ነቐፈታ ሓራ ንክኾኑ ንቡን ብመልክዕ ምሰታይን ዘይምስታይገ ወይ ውን ብመልክዕ ምጥዓምን ዘይምጥዓምን ጥራይ ብምጥማት እንታይ እሞ ቡን ጢዒምካ ኢሉ ድዩ ኣምላኽ ንዓይ ክፈርደኒ ኣነኮ ንቡን ከም መዕለልን መዘናግዕንየ ዝሰትያ እምበር ወልፊ ቡን ዝበሃል ብፍጹም የብለይን። እዚ ማለት ድማ ካብቶም ሰለሰተ ኣካላት ሓደ ወሪዱ ኣብ ማህጸን ድንግል ማርያም ክሓድር ኢዩ ብዘይ ሰብኣይ ከኣ ካብ ድንግል ብድንግልና ክውለድ ኢዩ ዝብል ኢዩ ኣላህ ማለቶም ኣምላኽ ማለት ኢዩ ፍርቃን ኣብ ዝተባህለ መጽሓፎም ንሳቶም እንጀሉሙ ይብልዎ እዚ ማለት ድማ ወንጌሉም ኮይኑ ካብ ሰለሰተ ኣካል ሓደ ኣካል ካብ ሰማየ ሰማያት ወሪዱ ካብ ድንግል ተወልደ ይብል እዚ ንኸየንብብዎ ብድያብሉሰ ብመንገዲ መሓመድ ሰለዝተኸልከለ ኢዮም እምበኣር ኣምላኽ ኣይወልድ ኣይውለድ። ኩለን ድማ ኣብ ወዲ ሰብ ናይ ወልፊ መናፍስቲ ማለት ኣጋንንቲ ከምዝሰፍሩ ይገብራ ብፍላይ ከኣ ቡንን ጫትን ናይ መሓመድ መሰዋእቲ አየ ድያብሉስ ናብ እንጦርጦስ ዝወረደሉ ቦታ ማለት ኣብ መካ መዲና ዘቕርቡወን መስዋእቲ ኸኣ እዚኣተን ኢየን እዚ ነገር እዚ ዝተለምደ ድማ ካብ ግብጻውያን ዝኾኑ ተንባላት ኢዩ ናብ ምድሪ ኣግዓዚ ዝመጸሉ መንገዲ ድማ ብናይ መሓመድ ሰርዓትን ሕግን ዝጓዓዙ ዝነበሩ ኣቦል ቶና በረካ ዝተባህሉ ሰለሰተ ሰባት ኮይኖም ንንግዲ ተመሲሉም ምስ ሓሙሽተ ተንባላት መጺኦም ብዘተኣታተውዎ ኢዩ። ንእለቱ ከኣ ካብ ሕማም ርእሱ ሓወየ እዚ ፍሉይን ሰዉርን ዝኾነ ምሰጢር ሰለዘለዋ ኢዮም እምበኣር ገና መሓመድ ቅድሚሟ ምምኡ ብመንፈስ ፈሊጦም ኣቡነ ሰላማ ኣብ ዘመኖም ንቡን ከም ቡን ብኣምልኾ ጣኦት ደረጃ ብምኽልካል ብዛዕባ እዚ ነገር እዚ ፍለጡ ከምኡ ውን ኣሰተውዕሉ። ነዚ ሰጊሩ ዝሰተየ ሰብ ድማ ኩነኔኡ ከምቲ ዘይተጠምቀ ርስቱ ድማ ንእሳተ ገሃነም ክኸውን ኢዩሞነ ኦ ህዝበ ክርሰቲያን ካብ ምስታይ እዘን ተባሂለን ዘለዋ ኣትክልቲ የድሕንኩም ከምቲ ብሰንኪ ምብላዕ ሓንቲ ተኽለ ካብ ገነት ዝተሰጎጉጐና ከምኡ ድማ ብሰንኪ ርኽሰት ናይዘን ኣትክልቲ ከይንኹነገጊ ጎይታ ኣብ ወንጌሉ ካብ ግብሪ ፈሪሳውያን ተሓለዉ ከም ዝበሉ ንሕና ድማ ካብዘን ዝተገልጻ ምኽንያት ወልፊ ዝኾና ጣኦታውያን ኣትክልቲ ክንሕሎ ይግባኣና ነዚ ሰጊርኩም እንተሰተኹም ግና እታ ቅድሰት ቤት ጸሎት ከይትረክስ ናብ ቤተ ክርሰቲያን ኣይትኺዱ ምኽንያቱ ካብቲ በዘን ናይ ወልፊ ኣትክልቲ ኣእምሮኡ ዝተታሕዘ ክርሰቲያን እቲ ዘይተጠምቀ ሰብ ሰለ ዝሓይሸ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ዓም ሕግን ሰርዓትን ቤተክርሰቲያን ሰሪቶም ክርስትና ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሃይማኖት ኮይኑ ከም ዝእወጅ ዝገበሩ ብትምህርትኻን ሰብከትካን ንጽሕና ልብኻን ንምድሪ ኣግዓዚት ዘብራህካያ ንሰ ኣገልጋልየይ ፍቹረይ ምእመነይ ከም ልበይ ካብ ብርሃን ጸሓይን ወርሕን ብሾብዓተ ኢድ ዝዓቢ ክብርኻ ካብ ክብሪ ጻድቃንን ሰማዕታትን ዝመሰሉ የብሉን እሞነ ነዓኻ ድማ ኣብ ልዕሊ ቅዱሳን ኣብራህኩኻ ናይ ቅዱሳን ብርሃኖምን ጸሓዮምን ገይረካ ኣለኹ ስለዚ ካብ ናይ ኩሎም ቅዱሳን ዝዓቢ መንበር ውሰድ ነሀልካ ኣብ ትሕቲ ኣደይ ኣብ ልዕሊ ኩሎም ቅዱሳን ክትቅመጥ ኢኻ። እንተኾነ ግን ሓሙሸተ ኣሰላም ካብ ብሄረ ዓረብ ንንግዲ ናብ ምድሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጽሉ ግዜ ዕፀ ኩስራ ዕፀ ሰጥዋራጢስ ከምኡ ድማ ዕፀ ጌት ዝበሃላ ሰለሰተ ኣትክልቲ ተማልኡ ድሕሪ ልደተ ክርሰቶስ ኣብ ሻብዓይ ክፍለ ዘመገ ዲያብሎስ ንመሓመድ ብዘርኣዮ ድማ ብፍላይ እታ ቡን ተባሂላ እትጽዋዕ ዕፀ ሰጥራጢስ ኣብ ሜካ መዲና መስዋእቲ እስማዔላውያን ንኽትከውን ሃቦ ኣብ ልዕሊ እዚ ብዛዕባ ግብርን ስራሕን ናይዘን ኣትክልቲ እዚኣተን ብግቡእ ዝነግሩ ዜና ኣበውን መጽሐፈ ዮዲትን ድርሳነ ኡራኤል ድርሳነ ጽዮንን ባሮክን ከምኡውን መጽሐፈ መዝገበ ሃይማኖት ዝበሃሉ ተወሰኽቲ ናይ ኣቦታት መጻሕፍቲ ከም ዘለዉውን ንነግረኩም ስለዚ ኦ ኣሕዋተይ ንምብላዕ ኮነ ንምስታይ ከምኡ ውን ንምትንካፍ እዘን ኣትክልቲ እዚኣተን ኣይትድፈሩ ነዚ ሰጊርኩም እንተደፈርኩም ድማ ቅዱስ ቁርባን ንምውሳድ ኣይትዳለዉ ቤት እግዚኣብሄር ድማ ኣይተርክሱ። ኣነ ቡን ሰቲኻ ዝመጽእ ኩነኔ የልቦን ዝበለኩኹም ኩልኹምሦ ካብ ዕዳ ደም ሓራ ግበሩኒ ቡን ዝብሃል ከይትሰትዩ ዝረኣኽዎን ዝሰማዕክዎን ይነግረኩም ኣለኹ ብምባል ዓቢ ምሰክርነት ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብዝግባእ ድሕሪ ምቕራብ ብ ዓም ፈረንጂ ካብዛ ሓላፊት ዓለም ናብታ ዓዲ ኹልና ብሞት ተሰጋጊርዎ እዚ ዝኽሪ እዚ ናይ ቀረባ ዓመታት ከም ምኺኳኑ መጠን እምበኣር ነዚ ፍጻሜ እዚ ብጭቡጥ ዝረኣይዎን ዝፈልጥዎን ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ድማ ገና ብህይወት ኣለዉ። ኣነ ቡን ሰቲኻ ዝመጽእ ዥነኔ የልቦን ዝበልኩኹም ኩልኹም ካብ ዕዳ ደም ሓራ ግበሩኒ ቡን ዝብሃል ከይትሰትዩየ ዝረኣኽዎን ዝሰማዕክዎን ይነግረኩም ኣለኹ ብምባል ዓቢ ምሰክርነት ኣብ ቅድሟ ህዝቢ ብዝግባእ ድሕሪ ምቕራብ ብ ዓም ፈረንጂ ካብዛ ሓላፊት ዓለም ናብታ ዓዲ ኹልና ብሞት ተሰጋጊሮም እዚ ዝኽሪ እዚ ናይ ቀረባ ዓመታት ከም ምኳኑ መጠን እምበኣር ነዚ ፍጻሜ እዚ ብጭቡጥ ዝረኣይዎን ዝፈልጥዎን ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ድማ ገና ብህይወት ኣለዉ። ኣብ ዝብል ሓሳብ ተሰዊሩ ነዚ ሓደገኛ ናይ ወልፊ ኣኞጽልቲ ኣብ ውሸጢ ወዲ ሰብ ኮይኑ ዝቕበሉ ዋሞ ድሒሩ ድማ በብቹሩብ ካብ ቁጽጽርና ወጻኢ ኮይኑ እናዓበየ ዝኸይድ ምኽንያት ናይ ቡዙሕ ድኽመታትን ማእሰርቲ ናይ ሓጢኣትን ዝኸውገ መን ምኳኑ ዘይምፍላጥ ኢዩ እወ እቲ ኣብ ሰጋ ወ ዉር ዝሓድር ካብ መደብ ዛር ዝኾ ናይ ወ ጣናዊ መንፈስ ። ከም ዝብል ሳሙ ናይ እግዚኣብሄር ህዝቢ እቲ ናይ ጥንቲ ጸላኢና ድያብሉስ ቁሩብ ግዜ ከም ዘለዎ ፈሊጡ ዓሌት ኮነ ሃይማኖት ከይፈለየ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቤት ኣብ ህይወትና ምሉእ ብምሉእ ብምእታው ብሰዉር ሰርሑ እናሰርሐ ጸኒሑን ኣሉን እሞኽ ደኣ እዚ ኹሉ እናተባህለስ ሕጂ ውን ነዚ ሸለል ብምባል ዶ ንድሕሪት ንመለሰ ወይሰ ብቨለልትነት ከም ተራ ነገር ብምሕሳብ ብዘለዎ ንኽቕጽል ሰቕ ኢልናዶ ንተዓዘብ ። እናተበሃለ ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ነዚ ህዝቢ ካብ ቃላት እቶም ቀዳሞት ኣቦታትና ፋሉል ንክኸይድ እንገብሮ ዘለና ጽባሕ ንግሆ ኣብ ቅድሚ እቲ ሰማያዊ ንጉስ እግዚኣብሄርን ኩሎም ቅዱሳኑን ደው እንብለላ ሰዓት የ ኣ እ ን ካ ኪፒ ማእሰር ፈቲሕና ቢ ሓራ እንገብረላ ሰዓት ሕጂ ምኺና ንሕሰብን ጎመርምርነጎ ብመሰረት እዞም ቅዱሳት መጻሕፍትና ከም ዝበልዎ እምበኣር እቲ ናይ መጀመርታ ኣምልኾ ጣኦት ዝተጀመረሉ ዘመን ከምቲ መጽሓፈ ጥበብ ዝበለና ኣብ ዘመን ሴሩህ ዝተባህለ ካብ ኣዳም መበል ወለዶ ዝነበረ ሰብኣይ ኮይነ እታ ኣብ መቓብር ወዱ ዝበቐለት ተኽሊ ድማ ብሰም እቲ ዝሞተ ቡኑ ዝተባህለ ወዱ ቡን ዝብል ሲያመ ከም ዝተዋህባ እዋሞ እቲ ናይ መጀመርያ ዝተሰርሐ ናይ ዕንጸይቲ ጣኦት ካብዛ ተኽሊ እዚኣ ኮይኑ ብምስሊ ናይቲ ዝሞተ ወዱ ምኳኑ ተገሊጽ ኣሉ። እዚ ኣምልኾ ጣኦት እዚ ድማ ክሳብ ኣቦና ኣብርሃም በጺሑስ ኣቦና ኣብርሃም ካብቶም ጣኦት እናሸጡ ዝነባበሩ ዝነበሩ ሰድራ ምኳኑ መጽሓፍ ቅዱሰና ዝምስክሮ ሓቂ አዩ እቲ ካብ ኣቦና ኣብርሃም ዝተወልደ እሰማዔልን እስማዔላዊ ዘርኡን ኣማሌቓዊ ኣሞራዊን ወገን ኤሳውን ዝኾነ ዘርኢ ድማ ብፍሉይ ነዛ ጣኦታዊት ተኽሊ እዚኣ ሓቕሩ ከም መስዋእቱ እናኣቕረባ ምሉእ ዘመን ኦሪት ድሕሪ ምሕላቀ ክሳብ እቲ ኣብ ከባቢ ድልክ ከም ዝመጸ ዝንገረሉ መምህሮም ዝኾነ መሓመድ ከም ዝበጸሐት እሞ መሓመድ ድማ ዲያብሉስ ብዘርኣዮ መሰረት ፍልይ ዝበለ ሰርዓት ኣቀላልዋን ወግዕን ከም ዝተቐበለ ድሕሪ ምርኣይና ናብ ምድርና ምድሪ ሓበሻ ድማ በቶም ነጋዶ መነኮሳት ተመሲሉም ዝመጽ ኣባ ኣቦል ኣባ ኣቶናን ኣባ ባራካን ከም ዝመጸትን ዝተኣታተወትንኙ ክሳብ ሎሚ ዕፅለት ድማ ካብ ፈጣሪና ብኣምልኾ ደረጃ ፈልያትና ትርከብ ከም ዘላ ተገንዚብና ኣለና ከምቲ ዝረኣናዮ ድማ ኣብ ዝተፈላለየ ዘመናት ዝተንስኡ ቅዱሳን ኣቦታት ኣንጻር እዛ ሰይጣናዊት ኣምልኾ ዝኾነት ቡን ዝቐውም ውግዘትን ሓጽርን ገይሮም ከም ዝሓለፉ ብግልጺ ሰሚዕናን ኣንቢብናን ኣለና ፎ መዐዐዐብ ያክ ርይዐ ጳታ ፍዐ ህዖናቶ ሃዋ ሕ ሃቅዚ ዐ ቋ ስለዚ ከምቲ ሃዋርያት ንሕናሰ ንነግር እምበር በባትር ኣይገዛበጥን። በልዎ ኣቡነ ብፁዐ አምላክ ድማ ጎይቶተይ ንስኹም ዝፈተኹሞ ኩሉ ይኸውን ኢዩ ዋኖ ሕጂ ድማ ቃለይ ዝሰማዕ ሰብከተይ ዝእመን ኩሉ ነገረይ ውን ኣቓልቦ ዝረክብ ክኾነለይሲ ሞገስ ሃቡኒ ብምባል ተማሕጸኖም ስሉሰ ቅዱሰ ድማ ኣጆኻ ኣይትፍራሕ ልሳኑ ፈቲሕና ኣብ ቅድሚ ፈርኦን ንሙሴ ጥበብ ዝሃብናየ ቃሉ ከም በሊሕ ሰይፊ ኔርና ንኤርምያስ ዝሞገስናዮ ኣብ ቅድሚ መኳንንቲ ግብጺ ኣኽቢርና ንዮሴፍ ሞገስ ዝዓደልናዮ ንሕና ዶ ኣይኮናነ ሕጂ ድማ ኩሉ ትምህርትኻን ቃላትካን ዘበለ ከም ምጽማእ ንማይ ከም ምጥማይ ድማ ንመግቢ ጥዑም ኮይኑ ኣብ ማእከሉም ፍቹርን ክቡርን ክትከውን ሞገስ ንህበካ ኣለና በልዎ ሕጂ ውን እንተኾነ እቲ ዝሰምዕ ክሰምዕ እቲ ዝኣቢ ድማ ክኣብሰ እቶም ሞገሰ ዝረኸቡ ክቡራን ኣቦታት ዝሰበኽዎን ዝመሃርዎን እዚ ኢዩ። ማሕደረይ ድማ ኣብ ማእከልኩም ክገብር እየ ነፍሲይ ከኣ ኣይትፍንፍነኩምን ዘሌ ተፈጸመ ዕላማ እዚ ጽሑፍ እዚ እቲ ንነዊሕ ዘመናት ብፍጹም ተሰዊሩ ዝጸነሐ ልክዕ መንነት ናይዛ ተኽሊ ቡን ብግቡእ ንኽፍለጥ በዛ ተኽሊ እዚኣ ምኽንያት ኣብ ናይ ነፍሲ ወከፍና ህይወት ብምሰጢር ኣትዮም ዝሰርሑ ዘለዉ ርኹሳን መናፍስቲ ንኽገሃዱ ብሰንኪ ሰዉር ጥበብ እዞም ርኹሳት መናፍስቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቤት ተፈጢሩ ዘሉሎ ሁከት ዕግርግር ዕንወት ሕማምን ንድየትን መወዳእታ ረኺቡ ኣብ ኩሉ ቤት ዕረፍትን ሰላም ክነገስ ተኽሊ ቡን ልክዕ ከም ቨሸጋራ ትምባኾን ሜትን ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ንሓደ ክርስቲያን ብፍጹም ክልክልትን ውግዝትን ምኳና ኩልና ክንርድኦ ኩልና ናይ እግዚኣብሄር ህዝቢ ድማ ካብዚ ፍጹም ዝኾነ ርኽሰት ተገላጊልና እዚ ንሕድገት ሓጢኣት ዝዓርግ ዘሉ መሰዋእትና ሰሚሩ ንህይወት ክኾነልና እሞነ ካባና ሓደኳ ከይተረፈ ኩልና ኣብታ ሰማያዊት ርስቱ ተኣኻኺብና ግደን ክፍልን ክንረክብ መወከሲ ድርሳነ መድኃኔ ዓለም ድርሳነ ዮን ገድሊ ኣቡነ ሰላማ ብብራና ድርሳነ ኣርባዕቱ እንስሳ ብብራና መጽሐፈ ዜና ሰላሴ ብብራና ንጭብጢ ክኾነና እቲ ብዛዕባ እዘን ሰለስተ ጣኦታውያን ኣትክልቲ ዝተጻሕፈ ተግሳጽ ብቕደም ተኸተል ካብ ብራና ናይተን ዝተጠቕሳ መጻሕፍቲ ከምቲ ዘለዎ ብግእዝ ብመልክዕ ሰእሊ ኣብ ታሕቲ ተተሓሐዙ ኣሉ ብ ርይዐር ዳታ ቦ ያፖናች ያዋ ሕዋቢዚቱህ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Commentaires:


memezon

Options de téléchargement | Convertir en PDF | Livre du jour

© dirzon | Conditions d'utilisation | Intimité | Sur | Services | Contact