Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية
Book of the day

ቛንቛ ትግርኛ ንሳልሳይ ክፍሊ.pdf


  • word cloud

ቛንቛ ትግርኛ ንሳልሳይ ክፍሊ.pdf
  • Extraction Summary

መእተዊ ሕቶታት ኣብ ግዜ ስራሕ ማእቶት ናይ ቤት ትምህርቲ ብኸመይ ትሰርሑ ኣብ ስራሕ ምትሕግጋዝ እንታይ ጥቕሚ ኣለዖ እንስሳታት እትብል መዝሙር ትዝምሩ። ሓደ እዋን ከልቢ ድሙ ኣንጭዋ ደርሆን ኣብ መገዲ ተራኸቡ። ንብጾታ ከኣ ከምዚ ኢላ ሓተተቶም። ደርሆ ነዛ ፍረ መሸላ መን ይዝረኣያ ከልቢ ኣነ ኣለኹ። ድሙ ኣነውን ክበልዕ እየ። ኣንጭዋ ኣነውን ኢላ።

  • Cosine Similarity

ምዕራፍ ስፖርት ዝድለብ ብቕዓት ርጠዐበር ተማሃሮ ኣብ መወዳእታ ናይ ምዕራፍዚ ንዝንበበኩልም ዛንታ ብጽሞና ትከታተሉን ካብ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ሰሚዕካን ምርዳእ ብቕዓትኩም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺርኩም ብቓላትኩም ተዘንትዉን። ምዕራፍ ተማሃራይን ጓሳን ዝድለብ ብቕዓት ተማሃሮ ኣብ መወዳእታ ናይ ምፅራፍዚ ካብ ዘንበብኩማ ዛንታ ካብኡ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ምርዳእ ብቕዓትኩም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺርኩም ብቓላትኩም ተዘንትዉን። እቲ ሓደ ኣብ ቤት ትምህርቲ ምስ ብዙሓት ቄልዑን መማህራንን ክውዕል ከሎ እቲ ሓደ ከኣ ኣብ በረካ ምስ ኣጣሉን ጓሶትን ይውዕል ክራኸቡ ኣይከኣሉን። ትምህርቲ ኣብ ዘይብሉ ግዜ ግን ማለት ኣብ ቀዳመ ሰንበት ብርሃነ ማህደሩ ሒዙ ምስ ሃይለ ኣብ ኣጣል ይወፍር ነበረ። እዞም ክልተ ኣዕሩክኽ ኣጣሎም ጸጊበን ማይ ሰትየን ኣብ ጽላል ኣብ ዘዕርፋሉ ግዜ ንሳቶም ከኣ ኣብ እግሪ ጽላል ኮፍ ኢሎም የዕልሉ። ለ ነዞም ዝስዕቡ ቃላት ኣብ ባዶ ቦታ ምልኡ። ኣነ ተማሃሪት እየ ክንደይ ጥራዛት ኣለካ ኣብ ገዛና ሸሓኒ ጀበና ማርቴሎ መሶብ ይርከብ ኣብ ጥቓኻ ኮፍ ኢሉ ዘሎ መን ኢዩ ሰናይት ብቀጽሪ ንፍዕቲ ኢያ ዓሊ ንሰለሙን ምስ ረኣዮ ዕዮ ገዛ ሰሪሕካዮዶ ኢልዎ ኣብ ቴሌቪዥን ኣንበሳ ዘርእስታ ፊልም ርኢና ምዕራፍ በሺር ምስ ስድራቤቱ ዝድለብ ብቕዓት ኣብ መወዳእታ ናይ ምዕራፍዚ ንዝንበበልኩም ዛንታ ብጽሞና ትከታተሉን ካብኡ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ሰሚዕካን ምርዳእ ብቕዓትኩም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺርኩም ብቓላትኩም ተዘንትዉን። ጨው ንምንታይ ንጥቀመሉ ኣብ ማይ እንተኣትዩ እንታይ ይኸውን ሰፍነግ እንታይ እዩ ኣብ ማይ ምስ ዝኣቱ እንታይ ይኸውን እንስሳታት እትብል መዝሙር ትዝምሩ። ኣብ መወዳእታ ከኣ ናብቲ ጨው ዝገዝኣሉ ቦታ ተመለሰ። መእተዊ ሕቶታት ኣብ ግዜ መጽናዕቲ ነንሕድሕድኩም ትተሓጋገዙዶ ኣብ ግዜ ስራሕ ማእቶት ናይ ቤት ትምህርቲ ብኸመይ ትሰርሑ ኣብ ስራሕ ምትሕግጋዝ እንታይ ጥቕሚ ኣለዎ ተኸሊ ዘርእስታ መዝሙር ትዝምሩ። እተን ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ዝርከባ ዓድታት ከኣ ገሊአን ኣብ ጎቦታት ገሊአን ከኣ ኣብ ጎላገኡል ተደኩነን ንረክበን። ሓደ ተማሃራይ ኣብ ትሕቲ ጽላል ሓንቲ ዓባይ ሳግላ የጽንዕ ነበረ ጥዑም ድምጺ ዑፍ ሰሚዑ ከኣ ንላዕሊ ገጹ ቀሩሊሕ በለ እታ ዑፍ ሰፈራ ትሰርሕ ነበረት ንሱ ከኣ እናተገረመ ትዕዝብቱ ቀጸለ ንሳውን ብዛዕ ባቲ ኣብ ትሕቲኣ ኩይኑ ዘጽንዕ ዝነበረ ተማሃራይ ከይተገደሰት ስራሓ ቀጸለት እቲ ወዲ ነዚኣቨ ከምዚ ጌርካ ምስራሕሲ መን መሃራ እናበለ ተገረመ ንሳ እውን ኣብ መንጎ ስራሓ ግድፍ ኣቢላ ክትዕዘቦ ጀመረት እዋን ምሳሕ ስለ ዝኣከክለ እቲ ተማሃራይ ንገዝኡ ክከይድ ብድድ በለ ንሳ ከኣ ኩነታቱ ንምዕ ዛብ ስራሓ ኣቋሪጻ ናብቲ ኣብ ማዕዶኣ ዝነበረ ገረብ ሰገረት እቲ ተማሃራይ ብወገኑ ኣጆቢ ስራሕኪ ጥራይ ቀጽሊ ተመሊሰ ከኣ ክርእየኪ እየ እናበለ መገዱ ቀጸለ። ካብ ኩሎም ዝዓበየ ከኣ ቢንያም እዩ። ምዕራፍ ኣደን ወድን ዝድለብ ብቕዓት ተማሃሮ ኣብ መወዳእታ ናይ ምዕራፍዚ ካብ ዘንበብኩማ ዛንታ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ሰሚዕካን ምርዳእ ብቕዓትኩም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺርኩም ብቓላትኩም ተዘንትዉን። ምዕራፍ ከልቢ ከመይ ኢሉ እንስሳ ዘቤት ኮይኑ ጽውጽዋይ ክፋል ዝድለብ ብቕዓት ተማሃሮ ኣብ መወዳእታ ናይ ምዕራፍዚ ዝንበበኩም ዛንታ ብጽሞና ትከታተሉን ካብኡ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ሰሚዕካን ምርዳእ ብቕዓቶም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺኩም ብቓላትኩም ተዘንትዉን። መእተዊ ሕቶታት ካብ እንስሳታት መጀመርታ ምስ ሰብ ዝለመደ መን እዩ ከልቢ ንሰብ እንታይ ይጠቕሞ ከልቢ እንታይ ይምገብ እንስሳታት እትብል መዝሙር ትዝምሩ። ንዙ ዘነሉራኹሊ ምዕራፍ ከልቢ ከመይ ኢሉ እንስሳ ዘቤት ኮይኑ ጽውጽዋይ ክፋል ዝድለብ ብቕዓት ተማሃሮ ኣብ መወዳእታ ናይ ምዕራፍዚ ካብ ዘንበብኩማ ዛንታ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ሰሚዕካን ምርዳእ ብቕዓትኩም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺርኩም ብቓላትኩም ተዘንትዉን። ስለምንታይ እዩ ምሸት ምሸት ወኻርያ ዝንቀ መ እዘን ብዛዕባ ከልቢ ዘዘንትዋ ክልተ ክፋላት ዛንታ ኣብ ምንታይ ይመሳሰላ ኣብ ምንታይከ ይፈላለያ ምዕራፍ ሰገን ዝድለብ ብቕዓት ተማሃሮ ኣብ መወዳእታ ናይ ምዕራፍዚ ዝንበበልኩም ዛንታ ብጽሞና ትከታተሉን ካብኡ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ሰሚዕካን ምርዳእ ብቕዓትኩም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺኩም ብቓላትኩም ተዘንትዉን። እዞም ተማሃሮ እዚኣቶም ኣብ ሓደ ከባቢ ዝነብሩ ኣብ ሓንቲ ቤትትምህርቲ ከኣ ዝመሃሩ ኢዮም። ዝብእን ወካርያን ኣብ መጀመርታ ርክቦም ብዛዕባ እንታይ ተዘራሪቦም ብዛዕባ ሓይሊ ሰብኣይ ኣጋኒኑ ዝተዛረበ መን እዩ ወካርያ ንዝብኢ ናበይ ወሲዳቶ ፖፖሁሠመዐ ዝብኢ ነቲ ሽማግለ ሰብኣይ ምስ ረኣዮ ወካርያ እንታይ ኢላ መሊሳትሉ ነቲ ተማሃራይከ እንታይ እዩ ኢላቶ እቲ ሰብኣይ ዝበሃል ምስ መጽአ ወቫርያ እንታይ ገይራ ዝብኢ ስለምንታይ ክሳብ መወዳእታ ፈቲኑ እቲ ዝብኢ በትርን መሰንገለን ዝበሎ እንታይ እዩ ነይሩ መ ነዛ ትስዕብ ጽሕፍቲ ስርዓተነጥቢ ኣማሊእኩም ጽሓፍዋ። ኣብ ሓደ ቦታ ኩሉ ግዜ ደው ኣይብልን እየ። ኩሉ ግዜ ደው ሓደ ኣብ እየ ቦታ ኣይብልን። ምዕራፍ ዝጋደል ይዕወት ዝድለብ ብቕዓት ተማሃሮ ኣብ መወዳእታ ናይ ምዕራፍዚ ካብ ዘንበብኩማ ዛንታ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ሰሚዕካን ምርዳእ ብቕዓትኩም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺርኩም ብቓላትኩም ተዘንትዉን። ኣዚዩ ደቪሙ ስለ ዝነበረ ከኣ ኣብ መሬት ዘርጋሕ በለ። ሐ ነዞም ዝስዕቡ ቃላት ኣብ ምሉእ ሓሳባት ሰሹዕዎም። ምዕራፍ ዕድመ እንስሳታትን ኣግራብን ዝድለብ ብቕዓት ተማሃሮ ኣብ መወዳእታ ናይ ምዕራፍዚ ዝንበበልኩም ዛንታ ብጽሞና ትከታተሉን ካብኡ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ሰሚዕካን ምርዳእ ብቕዓትኩም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺርኩም ብቓላትኩም ተዘንትዉን። ዛህራን ራሄልን ተማሃሮ ሰባት ሐ ቀጺሎም ዘለዉ ኣስማት ኣብዝሕዎም ኣደ ዒሉ ስልኪ ፍርዲ ኩርባ እምባ ሜዳ ፍጻሜ ጎቦ ሽቦ ለባም ላህዛዝ ሃካይ ንፉዕ ህውኽ እምኒ ገረብ ጻዕዳ ጸሊም ገዛፍ ቄልዓ ሰብኣይ ኩሊት ሸቃላይ ገባራይ ሰራሕተኛ መምህር ገደል ጓሳ ብርኪ ሀ ነዞም ኣብ ሀ ዘለዉ ምስ ኣብ ለ ዘለዉ ኣዛምድዎም ሀ ለ መብሰሊ ሀ መስኖ ንመስተማቐሪ ንጥቀመላ ለ መደብ ህዋስ ማይ ኣሊኻ ጀርዲን ሐ ሓዊ ተስትየሉ ሓምሊ ክትዘርእ ከለቫ መ መኸሰብ ነቲ መሬት ብ ትከኸፋፍሎ ኣብ ዚንጎ ዚተኣከበ ረ መልሓስ ማይ ዝወርደሉ ዝያዳትርፊ ምርካብ ሲ መጀርበብ ምዕራፍ ምድረ በዳ ዝድለብ ብቕዓት ተማሃሮ ኣብ መወዳእታ ናይ ምዕራፍዚ ካብ ዘንበብኩማ ዛንታ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ሰሚዕካን ምርዳእ ብቕዓትኩም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺርኩም ብቓላትኩም ተዘንትዉን። ካብ ቦታ ናብ ቦታ ኣብ ዝንቀሳቐሱሉ ግዜ ከኣ ብቐሊሉ ዝስራሕን ዝፈርስን እዩ። ገመል ብዙሕ ማይ ኣብ ሓደ ግዜ ትሰቲ። እታ ኣብ ምድረበዳ ዝያዳ ኣገልግሎት እትህብ እንስሳ መን እያ ስለምንታይከ ትምረጽ ኣብ ውዑይ ቦታታት ዝነብሩ ህዝቢ እንታይ ዓይነት ክዳውንቲ ይኽደኑ ስለምንታይ ሰበክሳግም ማለት እንታይ ማለት እዩ ሰበክሳግም ኣብ ምድረበዳ ጥራይ ዲዮም ዝነብሩ ነቲ ተዋሂቡ ዘሎ ባዶ ቦታ ብዝሰማማዕ ቃል ምልእዎም እምባ ካብ ጎቦ ይነውሕ ጎቦ ካብ ኩርባ ይነውሕ ኩርባ ካብ ጎልጎል ይነውሕ ስለዚ ካብ ኩሎም እምባ እዩ። ካብ ኩሎም ከኣ ጎልጎል እዩ። ንሕናኸ ብዛዕባ ሃብቲ ባሕርና እኹል ፍልጠት ኣለናዶ ሀ ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት መልሱ ኣብ ባሕሪ እንታይ ንረክብ ሜዳድ ክንደይ ኣእዳው ኣለዎ ኣብ ውሸጢ ዛዕጎል እንታይ ይርከብ ሓንካክረ እንተፈሪሓ እንታይ ትገብር ኣብቲ ዝዓሞቐ ክፋል ባሕሪ ዝነብር ዓሳ መን እዩ ኣደ ዛህራ ኣብቲ ኣገልግል እንታይ ተልግብ ነይራ ኣብ ባሕሪ እቲ ንሰብ ዘይጓዳእ ዓሳ እንታይ ይበሃል ለ በዞም ዝስዕቡ ቃላት ምሉእ ሓሳባት ስርሑ መከላኸሊ ምሕንባስ መግቢ ዛዕጎል ኣሕዋት ሐ ነዞም ዚስዕቡ ቃላት ኣብ ጎደሎ ቦታ ስኹዑ መሬት መሸፈኒ ባህርያዊ ተሪር ጥቕሚ እናተበላልዑ ጋንበሪ ኣካላቱ መሽፈሂ ኣለዎ። ሕንካክረ ኣብ ባሕርን ኣብ ን ኣብ ይነብሩ። ምዕራፍ ጋውናን ደማሙን ዝድለብ ብቕዓት ተማሃሮ ኣብ መወዳእታ ናይ ምዕራፍዚ ካብ ዘንበብኩማ ዛንታ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ሰሚዕካን ምርዳእ ብቕዓትኩም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺርኩም ብቓላትኩም ተዘንትዉን። ምዕራፍ ሰብን ኣግራብን ዝድለብ ብቕዓት ተማሃሮ ኣብ መወዳእታ ናይ ምዕራፍዚ ካብ ዘንበብኩማ ዛንታ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ሰሚዕካን ምርዳእ ብቕዓትኩም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺርኩም ብቓላትኩም ተዘንትዉን። ምዕራፍ ጽንብል እንስሳታት ዝድለብ ብቕዓት ተማሃሮ ኣብ መወዳእታ ናይ ምዕራፍዚ ዝንበበልኩም ዛንታ ብጽሞና ትከታተሉን ካብኡ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ሰሚዕካን ምርዳእ ብቕዓትኩም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺርኩም ብቓላትኩም ተዘንትዉን። እቶም እንሳታታት ክበልዑ ምስ ተቐረቡ እንታይ ጸገም ኣጋጢምዎም ዝብኢ ብማዕረ ክትመቕልና ትኽእል እያ ኢላ ርእይቶ ዘቐረበት መን እያ ንዝብእን ነቶም ካልኦት እንስሳታን እንታይ ኣባኢስዎም ኣብ መወዳእታ ነቲ ስጋ መን መቼቺልዎም ወካርያ ካብቲ ዝሓለፈ እንታይ ተማሂራ ወካርያን ዋዕሮን እንታይ እንታይ ተበሃሂለን ለ ነዞም ዝስዕቡ ቃላትን ሓረጋትን ኣብ ምሉእ ሓሳብ ኣእትውዎም። ስብሕቲ ብጋይት ሃገግ በለ ኣፎም ማይ መሊኡ ሽማግለ ስስዐ ከውሊ ምምንጣል መይ መቻ ሁሯወዐ» ምጐርምራም ሐ እተባህለ መ ነዞም ዝስዕቡ ኣውራ ክንድ ስም ኣብዝሑ ንሳ ንስኺ ንሱ ንስኻ ኣነ ረ ንጥፈት ተማሃራይ እንስሳ ዘገዳም ምዕራፍ ከተማን ገጠርን ዝድለብ ብቕዓት ተማሃሮ ኣብ መወዳእታ ናይ ምዕራፍዚ ካብ ዘንበብኩማ ዛንታ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ምርዳእ ብቕዓትኩም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺኩም ብቓላትኩምም ተዘንትዉን። ገጠር እንታይ እዩ ከተማሽ ኣሰራርሓ ገዛ ኣብ ገጠር ከመይ ነይሩ ኣሰራርሓ ገዛ ኣብ ከተማ ከመይ እዩ ንሓደ ቦታ ከተማ ዘብልዎ ረቓሒታት እንታይ እንታይ እዮም ኣብ ገጠር ኮነ ኣብ ከተማ ሰባት ኢዮም ዝነብሩ። መ ነዘን ስዒበን ዘለዋ ነጥብታት ኣብ ግምት ኣእትኹም ንእትነብርሉ ቦታ ገጠር ይኩን ከተማ ግለጹ ዘለዎ ኩነታት ኣየር ዝተደኩነሉ ቦታ ገጠርከተማ መነባብሮ ህዝቢ ብዝሒ ነባሪ ህዝቢ ፖፖሁሠመዐ ረ እተባህለ ንጥፈት ተማሃራይ ሓሳኹ መዓር ዝሰርሕ ሓሰኻ ዓለባ ትሰርሕ ሓሰኻ ኣብ ጸልማት ኣደ ሓደ ግዜ ብርሃን ትህብ ሓሰኻ ተጓዳእቲ ጀርምታት ናብ ገዛና ዘምጽኣልና ንከብቲ ደሞም እናመጸየ ዘሳቕዮም መንገብገበን ብበብዓይነቱ ሕብሪ ዝወቀበ ካብ ዕንበባ ናብ ዕንበባ ክነጥራ ዝውዕላ ምዕራፍ መን ይስራሕ ዝድለብ ብቕዓት ተማሃሮ ኣብ መወዳእታ ናይ ምዕራፍዚ ዝንበበልኩም ዛንታ ብጽሞና ትከታተሉን ካብኡ ዝምንጩ ናይ ኣንቢብካን ሰሚዕካን ምርዳእ ብቕዓትም ዝመዝን ንጥፈታት ትሰርሑን ነታ ዛንታ ኣሕጺርኩም ብቓላትኩም ተዘንትዉን። መእተዊ ሕቶታት ኣብ ግዜ መጽናዕቲ ንንሕድሕድኩም ትተሓጋገዙዶ ኣብ ግዜ ስራሕ ማእቶት ናይ ቤት ትምህርቲ ብኸመይ ትሰርሑ ኣብ ስራሕ ምትሕግጋዝ እንታይ ጥቕሚ ኣለዖ እንስሳታት እትብል መዝሙር ትዝምሩ። ሀነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት መልሱ ኣብዛ ዛንታ ክንደይ እንስሳታት ኣለዉ ካብዞም እንስሳታት ዝነፍዐ መንዩ መሸላ ምጐናእ እንታይ ማለት እዩ መሸላ ምድኾጐዳጐ እንታይ ማለት እዩ ንደርሆ መሸላ ኣብ ምጐናእ ዝሓገዛ መን እዩ እታ ደርሆ ንምታይ ንበይና በሊዓ ደርሆ ንበይና ምብላዓ ከመይ ትርእዮ ካብዛ ኣርእስቲዚኣ እንታይ ተማሂርኩም ኀ ይ ጪሀዷዕሬጩ ከእ ለበዞም ዝስዕቡ ቃላት ምሉእ ሓሳባት ስርሑ እኸሊ ጻህያይ መገዲ ምስንካት ዓውዲ ሐ እተባህለ ትጽሕፉ መ ነዞም ዝስፅቡ ጎደሎ ቦታታት ምልእዎም ተሓጋጊዞም ትህኪት ትግሃት ኣይስንክትን ምድላው ይጐናእ ደርሆ ነቲ ስራሕ ብ ፈጺማቶ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Comments:


memezon

Download options | Convert to Pdf | Book of the day

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact