Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية
Book of the day

ዝጨከነ ፍቅሪ ትርጉም ሃብቶም ታረቀ.pdf


  • word cloud

ዝጨከነ ፍቅሪ ትርጉም ሃብቶም ታረቀ.pdf
  • Extraction Summary

ቀዳማይ ሕታም መስከረም ዝ ዓም ዝተተርጎመሉ ግዜ ሕዳር ዓም ኣድራሻ ቁሳሷፖ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ተንቀሳቃሲ ስልኪ ቁጽሪ ኣድራሻ ተርጓሚ ከሄዌብርዐኮ ጊሃከፎዮፐፎዌክባርዐገ ቤት ከርስትያን ቅድስቲ ማርያም ዱኢ ግብጺ ካይሮ ቃል ቶርጓሚ እዚ መጽሓፍ ነቲ ብሰንኪ ብዙሕ ሽግራት ብዝግባእ ወንጌል ዘይበጽሖ ህዝብና ንምሕጋዝ ተባሂሉ ዝተተርጎመ እዩ ። ካብኡ ወጻኢ ንካልእ ዝፈቱ ሰብ ግን ፍቅሩ ስለ ዘይፈለጡሉ እዩ ። ምጽላእ ምርሕሓቅ እዩ ምፍቃር ግን ብናይ ካልኦት ቁስሊ ብዘይ ምቹራጽ ቀጻሊ ምሕሳብ እዩ ። ብዙሕ ነገራት ከንገብር ኣብ ዝበልናሉ ነብስና ኣፍቂድና ከንከውን ንኸአል ኢና ንካልአት ምፍታዉ ግን ባዕሉ ዝመጻና ነገር እዩ ። ብገንዘብናን ብሞያናን ዘይንወጾ ንኻልኦት ከንዉከለሉ ዘይንኸእል ነገር ፍቐሪ እዩ ። ብጻዩ ዝፈቱ ሕማም ኣለዎ ግን ኣይመውትን ወሃቢ እዩ ነገር ግን ፍጻሜ ዘይብሉ መንገዲ እዩ ። ናይ ሓባር ፍቀርና ዝነብር ብናይ ፍቅሪ እግዚኣብሄር ምስ ዝማረኸ እዩ ። ፍቅራ ንኣምሰሉነት ዝረትዐ እዩ ምልውዋጥ ናይ ዓለም ባህሪ እዩ ። ሓቀኛ ፍቅሪ ግን ናይ ወድን ጓልን ጉዳይ ዘይኮነስ ናይ ኩሉ ወድ ሰብ ድሌት እዩ ። ፍቅሪ ሓይሊ ዝህልዎ ሓቀኛ ምስ ዝኸዉን ጥራይ እዩ ። ዝፍቶ ሰብ ጠባዩ ከምኡ እዩ ። ሃንደበት ዝመጸካ ጉዳይ እዩ ። ካብ ፍቅሪ ዝበልጽ ስለ ልቦናን ፍልስፍስናን ከህሉ ኣይከእልን እዩ ። ኣብዛ ዝተጨነቀት ዓለምን ብኣምሰሉነት ዝመረራ ምድርን ካብ ኣፍቀርቲ ዝሕሹ ብርሃንን ጨዉን ኣይህሉን እዩ ። ናይ ሰማይ ኣቦኻ ከትኸፍሎ አትደሊ ዉዕለት ንደቁ ሕያዋይ ብምኺን እዩ ። ሰብ ማለት ንእግዚኣብሄር ዘለዎ ፍቅሪ ብዝኸእሎ ዉዕለት ዝመልስ ሰሌዳ እዩ ። እምኒ ከይድርብየልካ ምግባር ንባዕሉ ዓቢ ስራሕ እዩ ። ሓላዊኻ አይታኸስን እዩ ። ምኸንያቱ ናይ ፍቅሪ ጉዕዞ ንዉድኦ ኣብ ሰማይ እምበር ኣብ ምድሪ ኣይኮነን እሞ ንወርደሉ ፌርማታ ምቁማት ኣየድልን እዩ ። ብዙሕ ኣርኢኻዮ ዉሑድ ተዘይተኣመነ ካብ ካልእ ኣይትጸበ እዚ ኣባይ እነሀ ብርግጽ ንሓቂ ከጭክን ኣይከኣልኩን ሎሚዉን መስዋእተይ ዕዉር ዕየት እዩ ። ናይ ዘልኣለም ህይወት ንብሎ ንዘልኣለም ዝሸፍን ፍቕሪ እዩ ።

  • Cosine Similarity

ኣብ ዉሽጢ ፍቅሪ እግዚኣብሄር እንተዘይተራኢና ጌና ናብ ፍቅሪ ኣይመጸናን ኣለና ማለት እዩ ። ፍቅሪ ህያብ እዩ ስለዚ ምስ እግዚኣብሄር ምስ ንኸውን ጥራይ ኢና በብዕለቱ ንምላእ እዚ ፍቅሪ በብዕለቱ እንተዘይመሊእና ኣሽንኺይዶ ንኻልኦት ንነብስና ከንቅበላ ከማን ኣይንኸእልን ኢና ። ኣብ ልቦም ዘሎ ጽልኢ ንምስዋር ሰባት ጥዑም ናይ ፍቅሪ ቃል ክዛረቡ እኳ ተኻኢሉ ካብ ኣፍ ዝሓለፈ ፍቅሪ ግን ሓይሊ ኣለዎ ። ናይ ሞኣባዊት ሩት ፍቅሪ ስምዒት ዘይኮነስ ተግባር እዩ ኔሩ ። ፍቅሪ ናይ ሰናይ ስራሕ ሓይሊ እዩ ። ምኸንያቱ ፍቅሪ ናይ የሕዋቱ ህይወት ሓላዊ እዩ ። ናይ ፍቅሪ መሰረት ፍቅሪ ጥራይ እዩ ። ብናይ ፍቅሪ ሚዛን ምስ ንመዝኖ ናይ ሩት ፍቅሪ ኣደናቂ እዩ ኔሩ ወገናዊ ኣይነበረን ሰባት ዝፋተዉ ይመስሉ ። ከምዚ ዓይነት ፍቅሪ ናይ ኣድማ ፍቅሪ እንበር ናይ ሕብረት ፍቅሪ ኣይኮነን ። ፍቅሪ እግዚኣብሄር ብምኺኑ እዚ ፍቅሪ ምስ ዝሓድረና እግዚኣብሄር ንዝፈጠሮ ኩሉ ንፈቱ ። ፍቅሪ ስጋዊ ዘይኮነስ መንፈሳዊ እዩ ። ናይ ሩት ፍቅሪ ኣብ ጥቅሚ ዝተመስረተ ስጋዊ ዘይኮነስ እግዚኣብሄር ዝርኢ መንፈሳዊ እዩ ዝነበረ ። ናይ ፍጡር ፍቅሪ ይዝሕል እዩ ናይ ሰብ ፍትወት ይለዋወጥ ። ፍቅሪ ህያብ እዩ ። ናይ ሓባር ፍቀርና ዝነብር ብናይ ፍቅሪ እግዚኣብሄር ምስ ዝማረኸ እዩ ። ፍቅሪ ሓደ ሰብ «« ብዙሕ ምፍታዉ ብዙሕ ምንባር ማለት እዩ ። ስለዚ ናይ ዘልአለም ህይወት ምስ ፍቅሪ ብዘይ ፍታሕ ገመድ ዝተኣስረ እዩ ። ፍቅሪ ካብ ምስ ዝቅበል ምስ ዝህብ ሕጉስ እዩ ። ናይ ሩት ፍቅሪ ከምዚ ነበረ ። ፍቅሪ ግን ናይ ወድን ጓልን ጉዳይ ዘይኮነስ ናይ ኩሉ ወድ ሰብ ድሌት እዩ ። ፍቅሪ ሓይሊ ዝህልዎ ሓቀኛ ምስ ዝኸዉን ጥራይ እዩ ። ፍቅሪ ስምዒት ዘይኮነስ ተግባር እዩ ። ፍቅሪ ናይ ነብሲ ጉዳይ እዩ ። ስለዚ ናይ እግዚኣብሄር ፍቅሪ ኣስተዉዕል ። ኣብ ናይ ስላሴ ልቢ ስሞም ዝተጻሕፈ ናይ ፍቅሪ ሰባት ጥራይ እዮም ። ፍቅሪ ኣብ ዘይብሉ ዓለም ኣብዚ ፍቅሪ ዝሒሱሉ ዘሎ ዘመን ምፍቃር ከቢድ እኳ ተኾነ ከርስትያን ግን ካብ ፍቅሪ ወጻኢ ካልእ አማራጺ ከም ዘይብሉ ይኣምን ሩትን ናእምን ህይወተን ምስ ንርእዮ ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Comments:


memezon

Download options | Convert to Pdf | Book of the day

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact