Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية
Book of the day

የሳጥናኤል_ጎል_ቁጥር-1_ትግርኛ.pdf


  • word cloud

የሳጥናኤል_ጎል_ቁጥር-1_ትግርኛ.pdf
  • Extraction Summary

ናይ ሳጥናኤል ማሕበር ኣሞሞም ደኣምበር ካብቲ ዘመንቲ ኣትሒዙውን ተጃሪጹ ኣይፈልጥን ወድ ወዱ ከም ነገስታት ከከታተል ጸንሐ ደኣምበር። ናይምንታይ ወራስዓራት ኢዩ። ኣብ ናይ መዘከርታ ጥራዘይ ስለዝነበረ ከረኸቦ ከኢለ ደጋጊመ ፊቲነ ቴሌፎንካ ግና ዕጹው ኢዩ። ለው ዳንኤል። ርግጸኛ ኢየ ገና ኣቲኻ ኮፍ ከይበልካ ኢኻ ቴሌፎን ወሊዕኻ ደዊልካ ይ ቅድሚኡባ ነታ ዝሓዝከዋ ሳንጣ ቦትኣ ኣትሒዘያለኹ ያው ኢዩ ቀንዲ ነገር ኮፍ ዘይምባልካ ኢዩ። በለኒ እንታይ። ብዛዕባ እንታይ ትዛረብ ከምዘለኻ ከርድኣኒ ኣይከኣለን ምስ በልከዎ ከም ናተይ ግምት ያውካልእ ሰብውን ስለዘይብልካ ቀልጢፍካ ናብ ኣሜሪካ ከም ዝተመለስካን ብሕርቃን ምስ ካልኦት መጺኻ ተረጋጊእኻ ንብረትካ ክትወስድ ከም ዝኸኣልካን ኢዩ። ገዛይውን እንተኾነ ሙሉአ ስመይ ሒዝካ እንተደኣ ሓታቲትካ ብምምሕዳር ኮነ ብኻልእ ኣጻሪኻ ብስመይ ዝተዓደገ ገዛ ምዉኑ ተገንዚብካ ባዕልኻ መጺኻ ከምዝወሰድካዮ ኢዩ። እመነኒ ሓቀይ ኢየ። አመነኒ ዳንኤል እቲ ዝኾነ ከምዚ ኢዩ። እቲ ዝደልዮ ጊይ ንኸትኣምነኒ ይ ይቅረ ከትብለኒ ይ ንስኻ ከም ዝወሰድካዮን ከም ዘይወሰድካዮን። ሞትኮ የፍርሕ ኢዩ። ቅድሚ ገለ ዓመታት ከልተ ዝኾኑ ሰባት ከም ዘቕተለ ከይተረፈ ነጊሩኒ ንገንዘብ ኢሉ። ሕጂ ግና እዚ ብናትካ ወገን ዘሎ ስለዝቐለለለይ ከይደንጎኹ ሕጂ ነቶም ዝለኣኽከዎም ሽማግለታት ነዚውን ወሲኾም ከም ዝነግርዋ ኸገብርየ ኢሉ።ፐ ግን እሞ እንታይ ኢልካዮ። ከቱር ስለዘደንገጸኒ ከም ሓደ ናይ ሕከምና በዓል ሞያ ኮይነ ኢየ ምዒደዮ ምስቲ ቫይረስ ተሰማሚዕኻን ተረጋጊእኻን ምንባር ከም ዝከኣል ዋና ነገር ናይ ይቕሬታ ልቢ ኣብ ምግዝኡ ከም ዝኾነ ነቲ ካብ ጣዕሳ ነጻ ምእንቲ ከኸውን ኢሉ ዝገብሮ ዘሎ ጻፅሪ ከደፍኣሉብጣዕሚ ብዙሕ ነገር ኢለ ኣጸናኒዐዮ። ንሱውን ኢዱ ኣጥቢቹ ጨቢጡ እናወዛወዘ መንኩቡ ብመንኩቡ ኣጋጭዩ ዝባኑ ቸብ ቸብ እናበለ የቐንየልና ሰናይ ግዜ ይኹነልካ።

  • Cosine Similarity

ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ነታ ቦታ እወ። ነቲ ሰብ ድማ ካብ ናይ ገዛእ ርእሱ ኦም ህይወት። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ኣለና። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ነፍስ ወከፍ ናይ ኢድ ቴሌፎን ብቐሊሉ ከርከብ ጀሚሩሉ እዚ ስለምንታይ ኮነ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ቀልጢፉ ምምጻእ ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ኢሎም ኣብኡ ኮፍ በሉ ኣብ ቅድሚ እቲ መራሒ ኣሜሪካ ቆይሙሉ ዝጸንሐ ቦታ ዝነበረ ናይ ቁመት መመደሪ ጠረጴዛውን መንም ከይተንከፎ ኣብ ግዚኡ ትሕት ኢሉ ነቲ ኣቡን ከምዝምችእ ኮይኑ ኣብ ቅድሚኦም ተደቀኖም ምስቶም ተኣከብቲ ብግልጺ ካብ ምርእኣይውን አይዓገቶምን። ነዚ ኣብ ኦም ህይወት። እቲ ላዕለዋይ ኣካል ንልዑልና ብዝምልከት ዝሓወሰሉ ገለ ገለ ሓሶት ነገራት ገዲፍካ ብዙሕ ሓቅታት አለዎፆ ኣብ ርእስዚ እውን ከም ካልኦት ናይ ሃይማኖት መጽሓፍትታት ተራ ዘይገብርዎ ነገራት ኣብ ውሽጡ ሒዙሉ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ኣብ ኢድ ኩሉ ሰብ ዝርከብ መጽሓፍውን እንተኾነ ከም መንም መጽሓፍ ተራን ዋላ ሓንቲ ከነግር ዘይከእልን ይምሰል ደኣምበር ኣብ ውሽጡ ግን ብዙሕ ሓቅታት ኣለዎ ኣብቲ ቀንድን ኣብ ኢድና ጥራይ ዘሎን ሙሉእ መጽሓፍ ድማ ካብ ካልኦት ሃይማኖታዊ ጽሑፋት ዝፍለየሉ በብዓይነቱ ነገራት ኣለዎ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ኣሎ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ካብ ግሪኸ ናብ ግእዝ ከም ዝተተርጎመ ኢዩ። ናይ ሕዝቢ ዓለም ወይ ናይ ኩሉ ወድሰብ ቋንቋ ዝነበረ ኢዩ። እዚ ሰብኣይ ናብ ኢትዮጵያ ከይዱ ኣብ ጥቓ ምንጪ ሩባ ግዮን ኣብ ዘሎ ሓደ ጎቦ ይዓልብ እዚ ሰብ ናይ ሄኖክ ወድወዱ ከም ምኺኑ መጠን ናይ ኣቦሓጎኡ ኩሉ ዶክመንት ብኸብሪ ሒዙ ኢዩ ናብ መርከብ ኣትዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ወድሰብ ኣትሒዙ ካሳብ ግዜ ከርስትና ዝነበረ ዘመን ድማ ከም ትፈልጥዎ ዓመት ኢዩ። በዚ ዓይነት መንገዲ ኢዩ ኣብ ኦም ህይወት። ናይ ሄኖከ መጽሓፍ ኣብ ኢትዮጵያ ተረኺቡ ማለት ናይ ኩሉ መንፈሳዊ ነገርን ሓፈሻዊ ታሪኸ ወድሰብን ኣብ ኢትዮጵያ ኢዩ ማለት ኢዩ ንዝብልውን ተረዲእናሉለና። አምበኣር እቲ ዘመን ኣብ አፍጫኹም በጺሑሉ ነፍስ ወከፍ ዓመት ናይ መወዳእታ ዕለት ኢዩ እታ ናይ መወዳእታ መደምደሚት ግና እታ ናይ ሓደ ሰዓት ናይ ገበልና ውግእ ኢያ ናይ ሓደ ሰዓት ፍልሚያ ኢያ ንዕኡ እንተድኣ ኬንና ናይ መወዳእታ ዘመን ንብሎ ዓመት ጥራይ ይተርፎ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ዝተቐበልዎን ሕዝቢ ቀጺሉ ኣብ ከባቢ ዓም ነቲ ናይ መጀመርታ ከርስትና ዝተቐበለ ናይ ኢትዮጵያውያን ንግስቲ ናይ ዝነበረት ስሉብ ኮነ ስዒቡ ነቲ ናይ መወዳአታ ነቢይ ከልእኸሎም ከሎን ምስ ኣምለኸቲ ጣዖት ዘይምርድዳእ ምስተፈጥረን እቲ ነቢይ ነቶም ሰዓብቱ ናብ ኢትዮጵያ ኢዩ ልኢኸዎም። ንሰባት ንዕኦምን ነቲ ቐንዲ ሓለቓኦም ዝኾነ ልዑልናን ከምዘምልኹ ይገብሩ ነይሮም ኣብ ካህናቶምውን አንዳሓደሩ ይዛረቡ ነይሮም ብርከት ዝበሉን ብሚልዮን ዝቹቐጸሩን ስለዝኾኑውን ካብ ምብዝሖም ዝተላዕለ ኣብ ነፍስ ወከፍ ኩሉ ሕዝቢ ምድሪ ዝኣኸሉ ከሳብ ዝመስሉ ኣብ ዓለም ተሰራጭዮም ነይሮም ማእለያ ዘይብሎም ብዙሓት ስለዝነበሩ ድማዩ እቲ ሓደ ናይ ኩናት መዐወቲ ካልእ ናይ ፍቕሪ ኣማልኸቲ ናይ ሩባ ናይ ጎቦ ናይ ሓዳር ናይ ጓሳ ናይ ሕርሻ ናይ ኣዝርእቲ ናይ ነገስታት ወዘተ ኦም ህይወት። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ከበሃል ዝጸንሐ ከምዚ ዓይነት ናይ ምሕደራ ኣካይዳውን በቲ ላዕለዋይ ኣካል ሃይማኖት ከሳብ ዝምስረት ኣብ ነፍስ ወከፍ ሃገር ንዘመናት ከትግበር ጸኒሑሉ ነዚ ኢየ ድማ ካብ ማይ ጥፍኣት ዝደሓነ ሰብ ካብ ናህ ንድሓር ዝነበረ ብሙሉኡ ሕዝቢ ዓለም ኖህ ምስ ሞተ ከይጸንሐ ኢዩ ንልዑልና ከስዕብ ዝጀመረ ዝበልኩኹም እቲ ግስጋሰ ብኸምዚ ቀጺሉ እቶም ጣዖታት ኣብ ውሽጢ ሰብ እንዳሓደሩ ብጥበቦም ሕዝቢ አእንዳመርሑ ንሰባትውን ጥበባት እንዳገለጹ ይነብሩ ነበሩ። ከምቲ ካልእ ዓለምውን ናይ ባዕሎም ናይ ሕርሻ ናይ ፍቕሪ ወዘተ እንዳበሉ ሰይሞም ኢዮም ኣብ መወዳእታ ንሶም ተሪፎም ብገበል ምስ ተተከኡ ኣብ ኢትዮጵያውን ልዕሊ እቲ ንጉስ እቲ ገበል ቀንዲ ገዛኢ ኦም ህይወት። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ኢትዮጵያውያን ዝርከብ ንርአ እዚ ኢዩ ብማለት ብዘገርም ኩነታት ነቲ ናይ ኣምሓርኛ መጽሓፍ ቅዱስ ፈልዮም ነታ ናይ ኣጻብዕቲ ድምጺ ፍሕፍሐ ምስደጋገሙ እቲ መጽሓፍ ግንጽል ግንጽል እንዳበለ ኣብ መዝሙረ ዳዊት በጽሐ። እዚ እቲ ናይ ኣምሓርኛ መጽሓፍ ቅዱስ ኢዩ። ነቲ ናይ ካልእ ዓለም ኢና ኢትዮጵያ ዝብል ዝነበረ ምድረ በዳ ብዝብል ዝለወጥናዮ ደኣምበር ነቲ ናይ ኢትዮጵያውያን ኣይተንከፍናዮን ኣጉል ስራሕ ምብዛሕ ኢዩ ዝኸውን ምኽንያቱ ዓንተዎ ከም ዝነገርኩኹም ናይ ካልእ ሃገር ሰብ ከሳብ ዘይነገሮምን ዘየዘከሮምን ወይውን ከሳብ ዘይደገመሎም ከፈልጡ ዝኸአሉሉ መንገዲ ስለዘየሎ ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ዝልወጥን ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ከብሪ ንልዑልና ዝብል ናይ ሓባር ድምጺ ካብ ናይ ኩሎም መራሕቲ ኣንደበት ተሰምዐ ድሕሪ ምስጋና ኩሎም ሰላምታ እንዳተወሃሃቡ ነናብ ቦትኦም ተመለሱ ኣብዚ ግዜ እቶም ኣቡን ከብሪ ነቲ ናይ ጸልማት ልዑል በሉ። ሕጂ ድማ እቲ ብዓል ዓወት ልዑልና ነቲ ካብ ሞት ናብ ህይወት ኦም ህይወት። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ዝመልስ ኦም ህይወት ኣብ ኢዱ ምስ ኣአተዋ በሊዑውን ምስ ኣብልዓና ማለት ይኹን ኢሉ ኡፍ ምስበለልና ሽዑ ወድሰብ ካብ ምሟት ናብቲ ናይ ቀደም ዘልኣለማዊ ህያውነት ይምለስ እዚ ኢዩ ናትና ዕላማ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ከውጽኣልና ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ካብ ንምስርት ቁሩብ ጸኒሕና ለና እዚ ናይ ልዑልና ወሳኒ ዝኾነ መርገጺ ኮይኑ ዝወረደልና መምርሒ ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ እወ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ንሱ ድማ ከወጹ ዘይምኸኣሎም ኢዩ። ስለዚ እቲ ኦም ህይወት። እቲ ናይ ኦም ህይወት። ኣብ ኦም ህይወት ጥራይ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ኢዮም እቲ ጉዳይውን ሃይማኖታዊ ኣይኮነን። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ንሓደ ጎል ኢዩ። እዚውን እቲ ናይ መወዳእታ ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ብኣአምሮኡ ከምዚ ይኹን ብማለት ጥራይ ናይ ሓንቲ ኣጻብዕቲ ምንቅስቓስ ምግባር ይኣኸሎ ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ምስረታ ንመጀመርታ ግዜ ዝጀመረ ድማ ቅድሚ ሽሕ ዓመት ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ነገር ነቲ ዝህነጽ ትሕተቐርጺ ብዝምልከት ናይ ሽፋን ስም ኣብ ምሃቡ ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ዝብልዎ ዕሽነት ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ግን ኣይከውንን ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ከኸውን ማለትዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ኢየ ሓዲረ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ዴቭ ማለት ነዚ ይመስል። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ይመስለኒ። ሐደ ንሱ ጥራይ ኢዩ ምስ ኩሎም ዝዘራረብ ናይ ዴቭ ገዛ እዚ ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ዛ ኣብ ዝተባህለ መዕበዩ ቆልዑት ኢዩ። ነቲ ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማረይ ናይ ሃይስኩል ትምህርተይ በቲ ናይ ዓዶም ስታንዳርድ ከሕደስን ነቲ ናይ መምዘኒ ፈተና ከሓልፎን ነይሩኒ ከምብሓድሽ ካብ ሻድሻይ ከፍሊ ጀሚረ እናተፈተንኩ ኣብ ከልተ ሰሙን ኣብ ወርሒ ኣብ ከልተ ወርሒ ተኸታታሊ ከፍልታት እናተማሃርኩን እናተፈተንኩን ብጽቡቅ ውጽኢት እናሓለፍኩ ወዲአ መንም ሰብ ኣብ ኢትዮጵያ ትምህርቱ ወዲኡኳ እንተኸደ ትኸ ኢሉ ናብ ኮሌጅ ኣይኣቱን ካብ ይ ወይ ካብ ይ ኢዩ ዝጅምር ነፍስ ወከፍ ክፍሊ ንምሕላፍ ግና ከም ናይ ዓድና ሓደ ዓመት ኣይትጽበን። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ምስበልኩ እቲ ሓደ ግዲ የብልካን እቲ ገንዘብ ክጠቕመካዩ ሓደ መዓልቲኳ አንተዘይኮነ ከሳብ ናይ መዓልቲ ግዜ ንህበካ ሰናይ ግዜ ኢሎም ብፍጥነት ነቲ ከባቢ ለዊቐም ከዱ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ነይረ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ካልኣይ። ኣብ ቴሌፎነይ ናይ ሓደ ሰብ ኣድራሻ ጥራይ ኢዩ ነይሩኒ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ወይ ዳንኤል ወዲ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ በለኒ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ በልኩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ዝኸውን ቃላት ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ዳዊት ኣይተጠወየን ናብ ዳንኤል ምስኣፍጠጠ ኢዩ ዘሎ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ተወጢኑ ዘሎ ነቲ ከስራሕ ተሓሲቡ ዘሎ ናይ ትሕቲ መሬት ኩዕታ ነታ ትምስረት ከተማ ነቲ ዝተሰልዐ ባጀት ነቲ ፒራሚድ ብዛዕባ መጽሓፈ ሄኖከ ብዛዕባቲ ዝመጽእ ውግእ ብዛዕባ ኒውከሌር ብዛዕባ ኣመላምላ ኣባላቶም ብዛዕባቶም ዝሞቱን ከይሞቱ ኣለዉ ናይ ዝተበሃሉ ናይ ሳጥናኤል ናይቲ ገበል ናይቲ ተመን ናይቲ ጳጳስ ፈረስ ነቲ ገፊሕ ስከሪን መራሒ ኣሜሪካ ካብ ፒራሚድ ዝወጸ ከምዝኾነ ሰበይቱ ወዲ ተባዕታይ ከምዝኾነ እቶም ቆልዑ ናቶም ከምዘይኮኑ ካብ ኢትዮጵያ ዝተወሰዱ ምኺኖም እቲ ፕሬዝዳንት ኮነ ሰበይቱ ኮነ ደቁ ናይ ልደት ሰርተፍኬት ዝበሃል ከምዘይብሎም ሽም ሰበይቱ ማይከል ምኺኑ ንሱውን ፍሉጥ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰከዔት ከምዝነበረ ሰበይቲ ተመሲሉ ወዲ ከምዝተመርዓወ ናይ ግዜ ጥንሲ ፎቶ እኳ ከምዘይብሉ እቲ ሰብኣዩ ዝኾነ ባዕሉ እቲ ፕሬዝደንት እኳ ውላድ ሰይጣን ከምዝኾነ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ሓደ ከንረኸቦ ዘለና ሰብ ኣሎ። እቲ ነገር ልዕሊ ገንዘብ ዝኾነ ናይ ህይወት ጉዳይ ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ቀጸለ። በሌ ካብ ምሕዛን ሓሊፉ ዋላ ሓንቲ ኸገብር ስለዘይከእል ሓዘነ ዳዊት ካብ ዝተባረረሱ ኣብ ዓመቱ ድማ እቶም ናይቲ ዩኒቨርስቲ ኣባላት ዋርድያ ዝኾኑን ልምዲ ውትህድርና ዘለዎምን ሰባት ጥራይ ከምዝኾኑ ስለዝተገበረ በለጠ ነቲ ስራሕ ከሓድጎ ናይ ግድን ኮነ በለጠ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ሓደ ሓደ ነገራት ካብ ተማሃሮ ብሕሱር ዋጋ እናዓደገ ክሸይጥን ንዑኡውን ከጥቀምን ኣብ ጽባሕ ናይታ ስራሕ ዝጀመረላ መዓልቲ ኢዩ ጀሚሩ። ናቱ መብራህቲ ጥራይ ኢዩ ተወሊዑ ዘሉ እቲ ቀጽሪ ኢዩ ናይ ሓባር ደኣምበር እቲ ገዛኮ በበይኑ ኢዩ እዚ ኣብ ቅድሜና ዘሎ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ኣብቲ ቐጽሪ ዝነበረ ኩነታት ከምቲ ከኣትዉ ኸለዉ ዝነበሮ ዓይነት ጽምጽም ዝበለኳ እንተዘይኮነ ብዙሕ ሰብ ግን ኣይነበረን ከልተ ሰለስተ ዝኾና ናይ ገዛ ሰራሕተኛታት ውጽእ እትው ከብላን ሓደ ሰብ ጥራይ ከኣ ናይ መኪናኡ ኮፎኖ ከፊቱ ምስ ሞተር ከቃለስ ከሎ ኢዩ ነይሩ ዝረኣየ። ናይ ግዜ ጉዳይ ደኣምበር ከም ኦም ህይወት። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ የለን። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ብኪዳነምሕረት። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ዴቭ እታ ዋዛ ናይ ጸወታ ኢያ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ብሓቂ ኢየ ዝብለካ ነዛ ናይ ሓጎስ መዓልቲ ዘብቅዓኒ እቲ ሕያዋይ ኣምላኸ ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ዳዊት ተገርመ እቲ ታኸሲ እቲ ኮንደሚኒየም ኣይኮነን ኣገሪምዎ ናይቲ ወዲ ምስትውዓል ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ድሕሪ ሕጂ ነቲ ናይ መመረቕታ ጽሑፋት ምጽሓፍካ ደው ከተብል ነቲ ናይ ዓንተዎ ወዲ ከህቦ ከለኹ ከምኡ ይሓስብ ነይረ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ፍጹም ናይ መወዳእታ ምርጫ ኮንደሚኒየም ስለዝኾነ ደኣምበር ንሱውን እንተኾነ ተመሳሳሊ ነገር እንተዝግበረሉ ምርጫይ ነይሩ ጥራይ ግና ነቲ ሒሳብ ነቲ ቦታ ነቲ ዋጋ ብዙሕ ስለዘይፈልጦ ካብ ሕጂ ብዙሕ ከብል ኣይከእልን። ነቲ ኦም ህይወት። እነሀልካ ናብኡ ጠውዩ ኣርኣዮ ስለዚ እቲ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ መጀመሪ ዝኾነ ኦሪት ዘፍጥረት ኣብ ምዕራፍ ጊን ን ብዛዕባ ናይ ሰማይን ምድርን ከምኡውን ብዛዕባ ናይ ወድሰብ ኣፈጣጥራ ገሊጹ ኣብ ምዕራፍ ብዛዕባ ኦም ህይወት ይዛረብ እቲ ኹሉ ገጻት ተነቢቡ ምስተወደአ ድማ ብ ኦም ህይወት ኢዩ ዝድምደም ዲኻ ትብለኒ ዘለኻ እወ ብልክዕ ከምኡ ኢዩ ዝገርም ኢዩ ሐራይ ካብቲ ትማሊ ዝረኣናዮ ካብ ናይ ባዕሎም ሰነድ ተበጊስካ ብዛዕባታ ዓባይ ከተማኸ እንታይ ትብል። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ከነብሩ ከም ዝጸንሑ ንጹር ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ጥራይ ኢዩ። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ካብዚ ንላዕሊውን ኢዩ ዳኒ። ማለት ኢዩ። ግእዝ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ኮነ ኣብ ካልእ ሃገር ሃይማኖታዊ ቋንቋ ጥራይ ኣይኮነን። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ቀመር ከ። ናይ ሎሚ ኦም ህይወት። ናይ ሳጥናኤል ጎል ኢትዮጵያ ዳንኤል ወዲ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Comments:


memezon

Download options | Convert to Pdf | Book of the day

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact