Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
መመ ናይ ኢትዮጵያውያን ጥንታዊ ምሳሌ ሀሂሃ። ሐርማዝ መዓኩሩ አሚኑ ጉንዲ ይውሕጥ ሐሳብ ሰብን ጭራ ከልብን ኩሉሳዕ ላዕለላዕሊ ሐሳዊ ወረጃን ጐናይ አርሐን የጥፍእ ሐሳዊ ከምአፉ ሰራቹ ከምኢዱ ሐሳውን ስንቅን እናኃደረ ይፈኩስ ይቐልል ሐሶት ተዛሪብካ ሐቂ ርኸብ ሐቂ ግበርሞ አብ መገዲ ደቅስ ሐቂ ብርእሳ እንተ ቐበርክካያ ብእግራ ትወጽእ ሐቂ እንተደለኻ አብ ዕቡድን ሰካርን ድለያ ሐቂ አብ ሎቐታ አይአቱን ሐቅን ወጋሕታን አእአናጸንሔ ይግለጽ ሐባእ ጐስሉ ሐባእ ፈውሱ ሐንካስ ዘውረዮ ፈረሰኛ ነይመልሶ ሐንካስ ዝሐለቓኦም ዙሎም የንደልፍጹ ሐኸለ ዓበረ ቢልካ አይትዓደግ ወዲ ጭዋ እናኃደረ ይነፍዕ። ዋርሳ የዋርስእንጀራ የቋርስ ዋና ዘይብሉ አቕሐ ቀርኒ ዘይብሉ አርሐ ዋና ይርኃቐልካ ዋሕስ ይቕረበልካ ዋናኡ ዘቃለሎ ብፅራይ ዓዳጊ ነይተቐባላይ ዋይዛ ማእምን ጸገበት ክትጋገየኒ ቐረበት ዋዛ በይኑ ቅውም ነገር ብሕቱ ንኹሉ አለዎ ነናቱ ውሉድ ምስ ወረሰ ገዛ ምስ ፈረሰ ደኃን ወዓል አቦይ ሙሰ ውሒጡ ውሒጡ ኮለሶ አይመርሮ አይትከሶ ውሒጅ ኪዛሪ ተሳገር ዳኛ ኪርከብ ተናገር ውሒጅ ኪወስድ እናአስሐቐ ተንኩለኛ ኬጥፍእ እናተራቀቐ ውሒጅ ናብ ሩባ ዛግራ ናብ ገረባ ውሕልነት ካብ ጐረቤት መልክዕ ክብ ፍጥረት ውረድ ዘይበቕልኻ ልቐቕ ዘይምድርኻ ውራይ ከም ባዕሉ ስዋ ከም ብኞሦሉ ውርደቱ ዚርስዕ ዝሀብዎ ዘኾምስዕ ዳርጋ አድጊ ውርርድ ቁምነገር ይጋርድ ውርርድ እብ ጫፉ አሞራ አብ ክንፉ ውዑል የውዕል ዶሮና የስዕል ትምበኾ የስዕል ውዑል አየናግር ምልእት ተከዘ አየሳግር ውዑል ዘውዓለ ሰንበት ዘብዓለ ካብ ኩሉ ለዓለ ውግእ አብዘይብሉ ፈኸራ ምስክር አብዘይብሉ ጃህራ ውጻ መባልዕቲ እተዋ መናብርቲ ውጻእ ካብ ቤተይ ግለል ከብ ፊተይ ኬስ ስዲ ምሳሌ። ቀቀቀ ሐቢርካ ዝመኸርካዮ አድቂቕቐክ ዝመተርካዮ መጺጽክ ዝሰተኻዮእቲ አይሐምቕእቲ አይሐንቕእቲ አይስርንቕ ቀቀቀ ሐዊ እንተ ተደጐለ ዝጠፍኤመስል ሞት እንተ ደንጐየ ዝተረፈመስል እንበሳ ሰም እንተበለ ዝሞተ ይመስል ሐዊ ወይ አንዲድካ ምስሐን አሎ ወይ አጥፊአእክ ምርኅቕ አሎ ክንደይ ሳዕ ጭልምልም አሎ። ቀቀቀ መስለስ ዝጥሪትካ አድጊ ግበር መስለስ ዝማሕረሰካ ብዕ ራይ ግበር ።እኽሊ ክትረክብ ቤት ግበር እኽሊ ኪውሕ ደካ መርዓ ጓል ግበር። ቆቆቀ መርገም ዘይጸገበ ድኻብድል ጽልኢ ዘይጸገበ ሜስ ይ ድል። ቀቅቅ ማሕላ ጠለም ከምስል ዘረብኡ ይቐንዓሉ ናብ ሰይቲ ዓርኩ ዝኸይድ ወዲ ትወልደሉ ቀዳመ ሰንበት ዝሐርስ ይፈርየሉ እንተ ሐሰወን እንተ ወቀረን ይሠምረሉ እቲ ምንታይ ጸብጺቡ ጸባጺቡ ኪፈርደሉ ቀቀቀ ምስ ጠላማይ ማሕላ ምስ ሐያም ጓይላ ምስ ጓል ምሀ ልላ ምስ ዘራጋይ ዋዕላ ምስ ከልቢ ክወላ መሊኣ አይ ትኃድርን እንተ ዘይጐዲላ። አብ ምንፍሓ አየምንፋ ሐን አብ ምጥብሓ እምበአር ከይዳ ገሬፊሓ ቀቀቀ ቆርበት ምስ ነቐጸ ቄልዓ ምስ ወርጸጸ ስም ምስ ወጸ እቲ አይቕለስ እቲ አይምለስ እቲ አይድምሰስ። ከጠ በዓለገ ሃብቲ እንተ ኃደሮ ወዲጭዋ አለቅሐኒ ኢሉ እን ተ ዞሮ አሎንን የብለይን ከይብሎ ቅድም ቀዳድም ተነ ፊሑ ሞተ ከም ከበሮ ንሃብቲ መን አሎ ዝጾሮ። ቆቃ አንታ ሰብአይ ። ቀቀቀ አሎኒ ኢልካ አይትከበር የብለይን ኢልካ አይትሸበር አይፍለጥን እዩ ናይ ፈጣሪ ነገር። ቀፅቆቀ ኢድካ ናብ ቀላይ ምለሶ እንተረኸብካ ዓሣ ተምጽእ እ ንተ ሰአንክካ ተሐጺዷብካ ትወጽእ ዙሉ ነይኸፍእ። አይጥዕምዩ ንዳዓራይ መዓልቲ። ቆቀቀ እግዚአብሔር ብሐደ ነገር አይጥርጠርን ኑ ወዲ ድኻ ኪመ ውት ወድ ሃብታም አይቐርን። አፈወ ያ መ ። ቀቀቀ ዘሎ ዚነብር ይመስል ዝኃለፈ ዘይነበረ ይመስል ። ቀቀቀ ፍትሒ ዘይብሉ ሊበን እግሪ ዘይብሉ ተመን ፍረ ዘይ ብሉ ዘመንሐቂ ዘይብሉ ምእመንወድኡና ሎም ዘመን። ቀቀቀ እናበላዕካ ምስታይ እታይ ይመስል። ቀቀቀ እንተ ዝሞተለይ ቢልካ እትሀወኸሉ ወላድን ተማሀለ ልካ እተዝንሞ ዝናምን እቲ ኪመውትእቲ ኪዘንም ከሎ ሐደ ነገር አሎ። ቆፅ ሐሜት ሠለስተ ሰባት ለኪማ ትጠፍእ ንሳቶም ክዓሐ ማዩ ተሐማዩ ሰማዒ ምኺኖም እዮም ቀቀቀ ጽቡቕ ዜምህር ነገር ግን ንርእሱ ዘይገብሮ መምህር እን ታይ ይመስል ። ንርእሱ ዘይጥቀመሉ ካልኦት ዚጥቀ ሙሉ መብራህቲ ዝኃዘ ዓይነ ሥዉር ይመስል ። መጓ መ። መ። ዛጾ ዛ ቋ ሁቃ ቤታ ዓጽያ እትሳራሰር ብላዕሊ መሬትብታሕቲ መራት አብ ማእከላ ዘላታ ጓል ዓሌት።
ሞገስ አብ ሐደ ፀታን አብ ሐደ ገዛን ይርከብ። ማም ም ጎያ መ መላ ጠኙ አይንን ርሶ ሐቂ እናኃደረ ይላዕ ከም ወርቂ ሐቂ ጨሪስካ አይንገርን ኦም ክሳብ ጫፉ አይትገርን ሐቅን ይመስል ልብኻን የስል ሐቢ ጸሊም ንሰታይኡ መረሮንሰማዒኡ አስተንከሮ ሐበል መጠመቲኣ ትኩሐል ሐንካስ ብዕራይ ወዳእ ሕዛእቲ ሐንካስ አድጊ ወዳእ ምህርቲ ሽ ሐንከስ ወኻርያ ወዳእ ፅያውቲ ሐኸለሀቦ ንዝአኸለ ሐዊ ምስሐን ይፈቱ ጉንዲ ከም ዜእቱ ሐዊ ሐደው አንዲድካ ሙማቹሐደው አጥፊእአካ ምርሐቹ ሐዊ እንተ ቐረብከዮ የሳሕየክ ሹመኛ እንተቐረብካዮ ይእዝዘካ ሐደ ዓመት ብወዝ ሐደ ዓመት ብደመወዝ ሐደ ቁማል ሥረ የፍትሕ ሐድ ወረኛ ሃዝር ይፈትሕ ሐደ ፅንጨይቲ አይነድድ ሐደ ሰብ አይፈርድ ሐደ ብዝወርወሮ ሽሕ ብዝመኸሮ ሐደ ዓመት ክይመሃሩ ፄ ዓመት ይኃፍሩ ሐደ ምስክር አየደንግጽ ሐደ ንይኒ አየረጋግጽ ሐደ ምስክር የርትዕ ሕማቕ ዳኛ የውቅዕ ሐደ ከምዘይተወልደ ክልተ ክንዲ ሐዶ ሐደ መዓልቲ ምስ ዚስሕቱ ፅድመ ምሉእ ይጽጸቱ ሐደ ከይጽምብሩ ጾሞም የኃድሩ ሐደ ጊዜ ካብ ምዝራብ ተ ጊዜ ምሕሳብ ሐደ ዝወሳዲኡ ብዙኀ ተሐጣይኡ እ ዴረ ሐደን ዳራ ነን ብሕቱ ሜሱ ሐደው ተዋጋእ ተዓጢቕካ ሐደው ሀደም አርጊቐካ ሐደው ውላድ ምስ ዓፀባ ሐደው ላም ምስ ጸባ ሐደው ዝበሉኻ ግበረሎም ሐደው ዓዶም ሕደገሎም ሐደው ተፋቲኻ ተሳሐሐቕ ሐደው ተጻሊእክ ተራኀኀቕ ሓዲሽ ፍቕሪ መወድእ እኸሊ ሐዲሽ አኽሊ መዓደግ ኩሕሊ ሐዲሽ ኬንካ ምጻእ ከይተመኖኻ ውጻእ ሯሃ ሐጸይ እንድኅሪ ሞቱ አብ መን ይማጐቱ ቁጺን ንሐጺን ይባላላሕ ጐራሕ ንጐራሕ ይጓራራሕ ሓጺን ኪረስን ከሎ ቀጥቅጦ ንፉግ ኪሀብ ከሎ መጥምጦ ሑፃን ማይን መታርፍቲኃው ንኃው መናብርቲ ሕልሚ ከም ዝፈታሕካዮ ከብዲ ከምዘልመድኣክዮ ሕመቕ ይደቀስ ጥሜት የደቅስ ሕመት ጓህሪ የብዝዓ ኩራ ባእሷ የብዝኅ ሕሙም መንጸርጸሪ አምላኽ ዝወሰና ንዘይቐሪ ሕማም ዓይኒ ኩሉ ይርእዮ ሕማም ከብዲ እዝጊ ይርእዮ ሕማም ይፅይን ንጉሥ ይብይን ሕማም የባላሹ ጥሜት የታዓሻሹ ሕማም ዘይብሉ ሕሙም ሥጋ በሊፁ የሐምም ሕማቅ ጐበዝ ተቓጻጺ ሕማቕ ስዋ መጻጺ ሕማቅ ዓራቓይ ነገር የዳግም ሕማቕ መስዓቲ ድራር የዳግም ሕማቕ ነገር አብ ከብድኻ ቅበር ሕማቕ ናትክ ወይ ይብለካ ጄ አጣጪክክክ ሕማቕ እንታይ የምጽእ ማይ እንታይ የኾጐሥፅ ሕማቕ ንፉዕ እንተ ወለደ ተቐልተ ንፉዕ ሕማቕ አንተ ወለደ ተዘምተ ሕማቕ ሰአን ዓቕሙ ወድሐላል ስሙ ሕማቕ ምስ ዚጸልእከመዓልክ ይኸልእ ሕማቕ ነዓቼ ጸጣም ሰሐቼ ሕርማ ሎሚ ጸሚጃ ወዲአቶ ጠጠሊቓ ሕሱም ዳኛ ብኸንፈር ሕሱም ቁማል ብዘፈር ሕነ ቀራናት ንጓዕማማት ሕነ ሃብታማት ንዘኽታማት ሕነ ጻዕዳ ክስታን ንጻዕዳምባ ሕነ ተዓንደር ንጺንደባ ሕዛእ ማርያ ሰዓር ሐርያ ናይ ቀደም ዝጸንሔትያ ሕዛኣቲ ንዘይሐውዩ ስዋ ንዘይጐዩ ሕያዋይ አይትበሎ ሕያዋየይበሎ ሐሲኻ ዝብል አሎ ሕያዋይ ሸምጋላይ ያእቱ ናብ ቀላይ ሕያዋይ ወላዲ ርስቲኃድግ ሕሱም ወላዲ ውሕስነት ሕፒ ይነብር ተተኺሉ ሥርዓት ይነብር ተዛዊሩ ሕጊ ዝበዝፕ ዓዲ ይነዲ ምሳር ዝበዝዣ ገረብ ይባዲ ሕፁይ ባዕሉምርዖ ምሉእ ባዕሉክዖ ስዲምሳሌ። ሜስ ብጸዶ ጨፈራ ሜስ ብዝርሴ ነገር ብምፅሳሌ ሜስ ይዕደል ብብረለ ቆርበት ይምለጥ ብዕንጉለ ሜስ ይሐይሽ ብመጠኑ ዳ ምህሮ ምስ አእምሮ ለሚ ምክ ል ዉኑ ምሉአ ዘይኾዱል ሕሉብ ዘይምዱል ምሉእ ባዕሉክዖ ሕፁይ በፅሉምርዖ ምሒልካ አይትጥለም ተመኪሕካ አይትህደም ምምካርሞ በዓለገ ይመክር በአን ዝሰምዖ ይበሦር ምሥጢር ኣብ ቤት ምኽሪ ክብ ጐረቤት ምሥጢር ክልተ ዓያሹ ይወጽእ ምስ ዚበጳሱ ምራኽ ጠበወ አብ ከብዲ አተወ ምራኽ እንተ ገዢ ናብኖአ ነገር እንተ ተሰሐሐተ ናብ ዋንኡ ምርአይ ኣብ መልአሽ ምቕባል ካብ አምላኸ ምርቓ ንዘይፈልጥ ላም አርእዮ መዩገም ንዘይፈልጥ ደርሆ አርእዮ ምርኩስ አደይ ኢታይ ላዕላያ ባላ ታለታያ ጢላ ምሳኻዶ እላለ ዓቐበይ አሳለ ምስ ተሾመ ዚኹርዕ ሰዐሩኒ ቢሉ ኪጠርዕ ምስ አረግክመገድን ምስ መንኩስካ ምላድን አይግድን ምስ ተወቓዕከ ምንጽርጻርዝብኢ ምስ ክደ ሐፁር ምሕጻር ምስ ተተኩሰት ሐንከሰት ምስ መንኩሰት በአሰት ምስ ቅንኢ ፍቕሪ ምስ ሰዓል ፍግሪ ምስ ዘይመዋስብትኻ መውስቦ ዓሣ ምስ አጅቦ ምስ ሰበይቱ ዘዓረቕዎ ፈትፊቶም ከም ሀብልዕዎ ምስ ቀጢን አእውያተይ ምስ ዘፋር ንብዓተይ ምስ ጤልን ሰዓልን ክትሕባእ አይክአልን ምስ ከብዱ ዝማኽር አንዳቡኡ ነይቅበር ምስ መሠረት አይትጻላእ ንጥንቲ ዝኙነከ አብ ኳና አይትጸጋፅ ፈሪቡ ከይጸቕጠከ ምስ ደገዝማቲ መን ተማጓቲ ምስ ጐይታጻዛ አይትፋኻኸር ምስ ከብድዛ አይትካራኸር ምስ አረጉ አምባር ይፅድጉ ሕማቕ ሽም ኢሐድጉ ምስ አረጊት ምኸር ምስ ኃያል ውረር ምስ መን ነበርካ ግለት ምስ ቀዳሞት ምስ ዳኅሮት ምስ ሕዝብኻ መዓት ዳርጋ ገዓት ምስ ሕዝብኻ ጸበባ አሳትያ ጸባ ምስ ሰበይቲ ምምካር ዘይሐሰብካዮ ምስካር ምስ በዓል ቅነ አይትቃነ ምስ ሹመኛ አይበአስዎን ምስ መንደቕ አይዳፍእዎን ምስ በዓል ቀሚስ አይትመድር ምስ በዓል ግዳይ አይትጨድር ይ ኣሪ ው ሉዜ መ ኤሬ ኤኤ ና ጨጨ «ን ኑ መ መ ምስ ሰሐትካ ምኽሪርከብምስ አግሪእከብ ምስ ኃያል አይትጻፋዕምስ ውሒጅ አይትዳፋእ ምስ ጸውፁኻ ምጻእ ከይመነዉኻ ውጻእ ምስ ጸላኢኡ ዚዓርኽኸ እናሐደረ ኪሐንኽ ምስ ሰበይቱ ዝቐረበናብ እግዚአብሔር ዝቐረበ ምስ ወዲ ዓድኻ አይትፅደድ አብዘይ ዓቕምኻ አይትተሃንደድ ምስ እንዳ ጋዕጃር ዚዋሰብ ኪጽረፍ አብ ወሰን መገዲ ዚዘርእ ኪዝረፍ አብ ደገ ንጉሥ ዚሕሱ ኪግረፍ ምስላን ዝምስላ እንጌራን ዘየብስላ ምስክር ምስ ተጸውዔ መሥዋዕቲ ምስ ተሠርዔ ምስክር ንነፍስኻሮፅዕላል ንሻራኻ ምስክር እንተ ኃደረ ይልወጥ ሽንፍላ እንተ ኃደረ ይምለጥ ምስዕሳዕ ሳዕስፅ ግን ኃዳርክ ልይትረስዕ ምቅል ንሐደ መዓልቲ አሳሐሐብ ንጥንቲ ምናዳ ምናዳ እንዳባ ዳዳ ምንም እንተ ተፋቐርከክ ሐደ ነይኸውን መቓብርክ ምንም እንተ ለገሱ ዋሕሶዕም ነየውሕሱ ምንም እንተ ሐረሱ ከም ሐምሊ ነይጐርሱ ምንም እንተ ለፍለፉ ሐሳብዩ ትርፉ ድኻምዩ ትርፉ ምንም እንተ ፈለጥካ አይትበአስ ምስ ጐይቶትክ ምንም ዓመታት እንተዓለፉ ከብ ሞት ነይተርፉ ምንም እንተ ቐጠንኩ ሜስየ ምንም እንተ ደኸኹ ጭዋ እየ ም። መላእ ላም ዘላቶ ጎጎ ነይሐንቆ መላኺ ዘይብሉ ሰይጣን ይመልኮ መላጸ ዝወሐጠ ምውጽኣ ትኸፍኦ መርገም ከውድቕምበር ኪወግእ አእይርኤን መርፍአሲሷ ትረፍኦ ድአእምበር ዝረፍኡላ አይትርእን መርፍእ ናይ ርእሳ ቀዳድ ዘይጠቀበት ናይ ሰብ ቀዳድ ትጥቅብ ምሳር ዝረአየ ጓሳ በትሩ ይጽይቕ መስለስ ጥሒነን በዓለ ማርያም ይብላ መስተ ቅድም እንበሳ ደኃር ከልቢ ይገብረካ መሸላ እናሰሐቐ ይሐርር እናሐረረ ይስሕቕ መሸላን ዘረባን ከከብ ክሳዱ መን መርዓት ምስ በለኪ ትኩሐሊ መኹርመዩ ዝረኸበ መሳፍሒ ነይስእን መኹርመዩ ዝረኸበ መሳፍሒ ደለየ መዓር ርኸብምበር ግድን ቅርቅረ እንታይ ሸገረ መዓልቱ ዝኃለፎ ሥጋ ምጭናዉ ነይተርፎ መዓልትን ከልብን ከይጸዋዕካዮም ይመጹ መዓኩሩ ዝተወግኤ ከልቢ ከም ልቡ አይንቁፋን መድኅን ዘለዎ በቕሊ ሐፀይ ይሠርር መጀመርታ ርካብክ ንኸልቢ ሽጦ ከልቢ ዓድገሉ መገዲ ምስ ወድ ዓዲ ዘመተ ምስ ወዲ ንጉሥ መገዲ ጥዕናኻ ዓመት ኪዳ መገዲ እንተ ጠፍአካ ጓል መገዲ ድለ መገድን ትውልድን ዘይፈልጥ ዓዋን መጎጎ ድኻ አብ ምርሳኑ ይቕሀም መፍለስ ሐንቲ ጸጉሪ አላቶሞ ንዓአ ኬጥፍእ ይሳሐሳሕ መፍትሕ ሽራራ ዘለዎ ዓሰባ አይተዕስብ ሙትሞ በዕልኻ ሕወ ሕመምሞ ባዕልኻ ተፈወስ ማንቲለ ዘሊላ ዘሊላ ናብ መሬት ማዕፆኣ ሂባ ዝብኢ ትብላዕ ማይ አብ ዓይኒ አይብቁል ማይ ኪነጽፍ እንተደለ ይጽይእ ማይ ንኹሉ ይወቕፆዋሞ ንዳፅሮስ የጣቕንሉ ማይ ከም ዘይነጽፍ ዓሣ ከምዘይመውት ማይ ክይመጸ መገዲ ማይ ጽረግ ማይ ዓዲ ሐዊ ድራር ማይን ዓሻን አብ ዝመራሕካክዮ ይኸይድ ማጭ ቢልካ አይበቕሊ እብልዕኒ ቢልካ አይሰበይ ምራኽ ማእምን ክልተ እዝኑ ሰቋር ምራኽ እንድዓሪ ጠብዩዋስ ማሕለኻ ክሕነቐሉዶ ። ሰብ አማሚ እዝጊ ፈጻጧ ሰብ ብቕያ ፈረስ ብጉያ « ሰብ ብዜና እኽሊ ብዶ ሰብ ብተዘምዶይ ሥጋ ብገሊዶ ሰብ ብዘመም አድጊ ብገመድ ሰብ ከም ዓቕሙ እኽሊ ከም ቀሪሙ ሰብ ከም ነፍሱ ዓውዲ ከም ንፋሱ ሰብ አብ ዓዱ እኽሊ አብ ዓውዱ ብ ሰቡ ዝብኢ ናብ ገረ ሰ አይሞተ እኸሊ ከይሰወተ አይትእመን ሰብ ይነብር ከም ቤቱ አይከውንን ከም ጐረቤት ዮናይ በዕሉ ን ው ነ ሳራ ሓበ ሰብ ጸሊም ርእሶዕ ሞትኳ ኪንእሶ በለት ወ ነርያ ሰብ ልማዱ አንበሳ ግማዱ አይስአን ሰብ መሲሉኒ እምኒ ቆንጥየ በለ ብሰብ ሰልክ ሰብ ምስ አመሉ ድርዕቶ ምስ ቁማሉ ንዮው ሰብ መጸ ነገር መጸ ፍቕሪ ነፈጸ ሰብ ብሰብ እንጀራ ብመሶዕብ ይቐርብ ሰብ ብጥበብ እኽሊ ብመሻበብ ሰብ ንአማኒኡ እዝጊ ንለጣነኡ አንጭዋ ንዓይጉ ሰባ አይፈቱን በደል ከብቲ አይአቱን ገደል ሰብ ብዝወዓሎ ማይ ብዘንቂልቁሎ ሰብ ናብ ዘመዱ ወኻርያ ናብ ጉድጓዱ ሰብ ሎሚ መልሐሱ ተ ሐደ ንፍቕሪ ሐደ ንወቕሪ ሰብ አይትእመኑ ዕቡድዩ ዘመኑ ሰብ ኮይኑ ዘይእብስ ዕንጸይቲ ኾይኑ ዘይጠይስ የልቦን ሰብ ብገርሁ አምኒ ብጨርሑ ሰብን ትውልድን ንዘለዎ ክመዓልካ ይብልዎ ሰብሔ ንሕረዶ ዓበረ ንስደዶ ሰብአይ ከይኃዛ ዓርኪ ይኅዛ ሰብአይ ክልተ ይበልፅ አሎ እናበልዎ ሞተ ሰብአይ ክልተ ንዮው ነጀው ኪብል ሞተ ሰብአይ ብዝበሎ ብፅለት ሰበይቲ ብዝበለቶ ብዓመት ሰብአይ እንተ ረኸብካዮ ዕል ማይ እንተ ሰአንክዮ ኮኸብ ሰማይ በላ አንስቲ ሰብአይ እንተ ጠመየ ይድቅስ ሰበይቲ እንተ ጠመየት ተልቅስ ሰነ ደመነ አረጊት ተሐበነ ቢልክ አይእመን ሰነ ከይዘርኡ ጥቅምቲ ከይዓፀዱ አበይ ይርከብ እኽሊ አብ ዝኸዱንተኸዱ ሰንክቲ የብስል ተዛራቢ የምስል ሰአን ሕራይ አጥፋእክዋ ናብራይ በለት ፍትሕቲ ፅአን እልይ ነገር ገፍሔ ሰአን ስግር ውሒጅ በዝጌ ሰአን ሐደ ደቺቕ ደው ምበል ስሳ መዓልቲ ሆስፒታል የድሊ ምስትውዓላ መኪና ክትኃልፍ ከላ ሰአንን እርጋንን ተቓጺጸን ቀተላኒ አብራኸይ አምጺጸን ቋ ሰው ከብል ቆብ ዘየብል ዓብዲ ሰዓል ብትምበኾ ትለዓል ሰዓል ተታጊዝክ ስርቆት ቂም ጊዝካ ጸሎት ሰይጣን ንአመሉ መጽሐፍ ቅዱስ ይጠቅስ ይብሉ ሰይጣን ከምስል የእዊ ጠንቋሊ ከምስል ይጸዊ ሰፍኢ የብለይ መበቁጺ ቆልዓ የብለይ መደንገጺ ሩባ ሩበይ ድአፋጺ ሲሲቶም ከም ስኒቶም ኅብስቶም ከም ገነቶም ሳላ ጊደበሉ ብርኪ ተተኺሉ ወለሽ ናበኻ እየ ሳላ ሎቱ ኃውተይ ዙሎም ዘማታተይ ሳላ ሐምሊ ዝኃለፈ ጸገም አንታይ የኹርዓካ ስገም ሰግላ ብላዕእሞ አይትቕላዕ ስለ ትዕግሥቱ ይጾሙ ስለ ሥርዓቱ ይቹሙ ስረኻ አውጽአዮ ብርእስኻ ስመ ማርያም ዝቐረስክያ ተመሊስክ አይትብልዓያ ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ስም መጸውዒ ሰፍኢ መቐውዒ ስም ተራፊ ብልዒ ኃላፊ ስም ይወጽእ ክብ ቤት ይቕበል ጐረቤት ስምና ክንዲ ላዕላይ ሰማይ ንሕናን ወረድ ማይ ስምዕታ አብታ ውሽጣ ውርርድ አላታ ስቡዕ ኪበልዕ ይሕነቕ ሐሳዊ ኪዛረብ ይስርነቕ ስቕ ምባል ዳርጋ ወርቂ ጽቡቕ ምዝራብ ዳርጋ ጽድቂ ስቕ ዝበለን ይርሐስ ዝበለን ሐደ ስቕ ዝበለ ካብ መዓት ገለለ ከደ ርፌ ሰብ ዘለዎ አራፊዱ ሞተ ስብ ዝነብር ከም ቤቱምበር አይከም ጐረቤቱን ሰብ ንሰብ ዚበልጸ ንእተወሰነ ጊዜ ጥራይ እዩ ሰብአያ ዝመለኸት ሰበይቲ ዓዲ ዝመለኸት ይመስላ ሰብአይ ዝሞተላ ሰብአይ አይሳገራን ሰነ ዘይዘርኤ ቀውዒ አይንዓጽድን ሰናይን ጽላሎትን ክሳብ ቤት አይአቱን ሰያብ አይትጸውዕፅ ለባም ጸውዕ ስቕ ዝበለ አፍ ዝምቢ አይአትዎን ስሱዕ እንተ ፈትፈተ ዝበልዔ ይመስሎ ስኒ ይጻዕዱ አይጻዕዱውን ይደልድል ስኒ ገያጽ ቱሪ ወድኦ። ቄልዓን ሰበይትን ወቓዒኦም ይፈትዉ ቁራይ አተዓዳድላ ይኽእሎ ቁርበት ተኸዲንካ ዝብኢ ውጋእ ዮሪ ስሜን ምስ ዘይትፈትዎ የታሐጃኞፍ ቶፉርርዖ ክንዲ ብፅራይ ክትአክል ክትብል ተነፊሐ ሞተት በባ ቤብ በሃም አይምዓድ ምዉት አይጽዓድ በሃር የጸቢ ንደኃር በለለይ አይከም አፍካ ግበረለይ አይከም ኢድካ በሊዕዛቫ ከም አንበሳ ደቂስካ ከም ሬሳ በሊዓ ትጠሚ ንዓይ ከተሕሚ በሊዓ በሊዓ ጨው የብሉ ከይዳ ከይዳ ዓዲብሉ በሊዑ ዘይምርቕን ዕዳጋ ውዒሉ ዘይጥይችን ሐደ በሊዕካ ተናገር ሐምቢስካ ተሳገር በርበረ አይኸውን ዕጣን ዘረባ አይኸውን ሥልጣን በርበረ ባዕልኻ ገዚእካዮ መረረ በሰለ ንብላዕ በጽሔ ንዝራእ በቕሊ ከም ዘሰገርዎ ልኡኽ ከምዝነገርዎ በቕሊ ቀይዳ በተኸት ንርእሳ አሕጸረት በብ ሀገሩ ብዙን ነገሩ በብ ነፍሱ ብዙኅ ባሀሩ በብወንዙ ብዙዓ መዘዙ በትረይ ሀብኒ ዘሕምቐ አሎኒ በትሪ አብ ኢድክኮተመን አብ እግርኻበለት ወኻሪያ በዓለገ አይትበል ፅጥንጥን ወዲጭዋ ቀጢኑ ነይቐጥን ቋቿ በዓል ስዒሩ ዝኸበረ ጾም ስዒሩ ዝሀጠረ የልቦን በዓል ዛ ገምፀ ማይ ለመነ ዘይኃልፎ ዶሎ ሐደ ቕነ በዓል እኽሊ ተፈርዛዚ በዓል ወርቂ ተቕበዝባዚ በዓል ሐደ ዓይኒ አይገስግስበዓል ሐደ ብዕራይ አይለግስ በዓል ነገር እናኸደ ንበይኑ ይናገር በዓል ነገር ካብ ዚአትወካ በዓል ዕምሪ ይእተውካ በዓል እኖና ልበን ቀሊል ወዲ እናኽወልዳ ይብላ ፅልል ጓል እናኽትውለድ ይብላ ዝሀልል ሐደው ዓሻ ኪኸ ውን ሐደው ዘሊል ከይፈለጣ በዓል አቦይ ብሽኡ ከብ ቄንጩ ሐኸለን መልሐጫን የውጽኡ በዚአ እንተ ኸድኩም መርዓዊ ይሞተኩም በዚአ እንተ ኸድኩም ሕጊ ይፈርሰኩም በለ ባሕታዊ መሲሉ ዓርከመሐዛ በየናይ አአጋር በየናይ አሰጋጋር በለ ድውይ በይኑ ዚጐዬ ዝቕድሞብሉ በይኑ ዚምኾት ዝረትሥብሉ በህ ኪብላ ልበ ጽብሐላ ዱባ በርያ እንተ ቄሔዘረባ እንተ በዝጌእቲ የጋጊእፒ የዳዲ በርያ እንተ ዘይሰረቐ ሰማይ እንተ ዘይፈለቸዋ በርያ በዛርባኡ ከልቢ ብጭራኡ በርያ ብመልሐሱ ክልቢ ብመላልሱ በርያ ብሸጭናኡ ከልቢ ብጭራኡ ይልለ ባርያ ተሸይጠ ኢሉ ይኃዝን ሽያጥ በርያ ገንዘብ ውሒዱኒ ቢሉ ይቓዝን በዕላ ወሊዳቶ አይመሰለን ባፅላ ሰንኪታቶ አይበሰለን ብዘ ባፅላ መምጽኢት ደርፊ ባዕላ መጥፍኢት ደርፊ ባፅላ መቲራቶ ተሐንቀት ባዕላ ሰትያቶ ተሰርነቐት ባፅላ ሰቺላቶ ረኀቐ ባዕላ ሰንኪታቶ በሐጄ ቀደም ክይትሕዞ ብጥንቃቐ ባዕሉ ዝአመነ ብሥሩ ዝማህመነ ባዕሉ ዝአመነ ምስክር አየድሊ ህ ብሠሩ ዝመንመሠነ ምሳር አየድሊ ባዕልኻ ናእዳ ማይ ዘንገዳ በዕሎም ይትርጉሙ ባዕሎም ይድርግሙ በዕዲ ከብ ዚስዕመክ ዘመድካ እንተ ጨልገመካ ይሐይሽ ቤተ ክርስቲያን ተኳሲሷ ፅርቂ አፍራሲ ቤተ ክርስቲያን ንሰጋዲ ዕዳጋ ንመርፈዲ ቤተ ክርስቲያን ገንዝማለደ ፅዳጋ ንዘርፈደ ቤተ ክርስቲያን ትብል ጽግዕ ጽግፅ ክትጸድቕዶ ደልያ ደይ ከተዘንግፅ ቤት ምስ ጉልላቱ ሐፁር ምስ መአዝንቱ ቤት ብዘይ ሰበይቲ ደምበ ብዘይ ከብቲ አይመውቕን ብሆይ ማርያም ዘምጻእናያ እንጀራ ይበልዓኣለዋ አብኡ ዘይነበራ ብለምለም መልሐሰይ ዳንዴር በላፅኩሉ ከርሠይ ብላዕ ዝበሰለ ተናገር ዝመሰለ ብላዕ ዝበሎ ተጋጊሩተሰከም ዝበሎ ተጠሚሩ ይጸንሖ ብላፅ ንክርሥኻፍረድ ንነፍስኻ ብላዕ እንተ ዚብለኒከመቦይ ምቹማመጠኒበለ ወድድዉይ ብላዕ ብላዕ ነየብልዓካ እንትርፎ ጸብሒ ጥዒሙክ ሻ ኤ ብልሒ ከም መላጸ ኃይሊ ከም ጻጸ ይሀብካ ብልቢ አሚንክከ ብአፍ ክሒድካ ከም ጴጥሮስ ብአፍ አሚንካ ብልቢ ክሒድካ ከም ይሁዳ ብልዒ ሕማቕ ይዝሐለለይ ምስክር ሕማቕ ይምሐለለይ ብልዒ ኃላፊ ሽም ተራፊ ብማይ ጸባ ዝሰኸረ ብኻሕሳ ዝኸበረ የልቦን ብርስን ሰበባሪ ሰበረ ተመራሪ ብርቱዕ ክረምትን ብርቱዕ ወላድንብዘይ ኃድጊ አይኃልፍን ብርንሃዮ መማልእቲ ዋህዮ ብርኩታ ከምታ ኃውታ አብ ውሽጣ እምሂላታ ብርኪ የባርኽ ዓቐብ የዳርኽ ብሐለቓኻ ተአዘዝ ብቀሽኻ ተናዘዝ ብሐራማት ዙልና ሕሙማት ብሐቂ ምጻእ ብአፍ ደገ ብበሪ ውጻእ ብሐቢ ጸሊም ዝተጠብሰ ሥጋ ንበላዒኡ መረሮ ንሰማዒኡ አስተንከሮ ብሐፀይ ይሙቱ ዝተኸተረ ብስሕለት ዝተመትረ ብሐደ ሰነ ዝተተኸለ ብሾብዓተ ሰነ ነይተነቅለ ብሐደ ወገን ተዛረቦ ብሐደ ወገን ተላዘቦ ብሐደ ከብ ጠሐንካ የልቦን እመቤት ብሐደ ክብ በላዕከ የልቦን ሐረጎት ብሕማቕ ጓሳ ላም ትውቃዕ ብሕማቕ ዳኛ ቅኑዕ ይርታዕ ብስምዒ ዝተጣበቐ ስኒ ሒኽካሉ አየድቅቕ ስሒቕክሉ አየድምቕ ብሸብሾቦኡ ዝወጠጥዎ ናብ ዝደለዩ ይወስድዎ ቫፅ ላ ። ናይ ወደቦ ይጽናሕ ብጎቦ ናየፀኻ የናብረክ ናይ ጓና የናግረከ ናየዐ ፅዳ ንውሉድ ናየፍንጫ ርስሐት ንኢድ ይተርፍ ናየንጭዋ ጻዕረ ሞታ ናይ ድሙ ጸወታ ናይ ሀበይ ንጉሥ ባዕሉ ይኹምር ባዕሉ የፍርስ ናይ ሎም ዘመን ዘረበ አብ ቀቀረባ ናይ ሎም ሰብ መልሐሱ ማንታሐደ ንፍቕሪ ሐደ ንሕሜታ ናይ ልቡ ዝነገርካዮ ይስሕቕ መጠን ዝኹርኳዕክዮ ናይ ልቡ ዝነገርካዮ ዳርጋ ዝሐጐምካዮ ናይ ልብኻ እንተ ዜዛርቡኻዕዳ ዘይብልካ እንተ ዚሰዱኻ ናይ ሐዊ እንተኾነ ይምለጥናይ ኾጐርሒ እንተኾነ ይፍለጥ ናይ ልቡ ዚገብር አይንድር ናይ ልቡ ገባሪ አይኙሪ ናይ ልቡ ዚገብር ነዲኡ ነይነግር ናይ ሥጋ መወዳእታ ዓፅሚ ናይ ነገር መወዳእታ ፈጽሚ ናይ መሬት ብአፍ ናይ ሰማይ ብመጽሐፍ ናይ ቃል በራሷናይ መጽሐፍ ተወራሷ ናይ ቆልዓ ነገር ክልተ ፍረ ሐደ ብሱል ሐደ ጥረ ናይ ቀታል ነፍሲ ምልክቱ ደም አበጻብዕቱ ናይ ቃል ይርሳዕ ናይ መጽሐፍ ይውሳእ ናይ ንጉሥ ሞት ናይ ፀሐይ ዕርበት ናይ ሰብ ሀገሩ ከብ ምግባሩ ናይ አፍ አማኒ ይገብረካ ለማኒ ናይ ኢድ ብልሃት ባርነት ናይ አፍ ብልሃት ጐይትነት ናይ አናጹ ዝላ ንደማሙ ጓይላ ናይ ዋሕስ ተማጓቲ ናይ ድዉይ ፈትፋቲ ናይ እምኒ ልቢ ናይ ኩቦ ግምቢ የልፀን ናይ ጨው ገደል ኪፈርስ ለባም የልቅስ ዓሻ ይልሕስ ናይ ፅዳጋ ፅግርግርንሐድሕድካ የፋግር ናይ ጋሻ ምስጋና ናይ ግንቦት ደመና አይእመንን ናይ ንጉሥ ዕዳአይኃድርን ምድረበዳ ናይ ትሕትና በትሪ የውቅዕ ናይ ትሕትና ብልዒ የዓጥእ ናይ ሰብአይ ደግነቱ እንተ ዘይተናገረት ሰበይቱ ናይ ስዋ ክፍኣቱ ዘይምርካቡ ናይ ውላድ ክፍአቱ ዘይምእከቡ ናይ ቅጫ እንተኾይኑ ይጠፍእ ናይ ጥንሲ እንተኾይኑ ይደፍእ ንሀላይ እንታይ ጸባሕካ አይትበሎ አብ ክዳኑ ኩለሎ ንሀገርካ ልግሲ ወርቅ ልብሲ ንሀደም ዝበለ ፈራሀ ይመስል ንብላዕ ዝበለ ሀሩፍ ይመስል ንለባም አምተሉ አበይ ከይስሕቶ ንዓሻ ደርኾጐሐሉ አበይ ከይፈልጦ ንላም ቀርና አይኸብዳን ንበቕሊ አድጊ አይትወልዳን ንሌባ እንተ በልክዮ ሌባ ሌበይመስሎ ዝበልከዮ ሉባ ሉባ ንልዕሌኻ አኽብሮ ንትሕቴኻ ዘክሮ ንሐማትካ ሕነካ ሕነካ አንተ አበየትክ ሕነቃ ። ሕ አብ ሕጸኣ ዘዋረረት አብ መርዓኣ አቃተለት አብ መርዓ ጓላ ቀላቕል መዓላ አብ ሰማይ ጣዕሳ የልቦ አብ ልዕሊ ወላዲ ቅጽዓት የልቦ አብ መረብ ጽግኢብለይ ምሰንበሳ ጽልኢብለይ አብ ርእሲ ልብኻ እንተ ዚምዕዱኻ አብ ርእሲ ሃብትኻ እንተዚውስኹኻ። አብ ርእሷላታ ተወሰኸታ አብ ኅውነት የልቦን ቀረባ አብ እምኒ የልቦን ዕምባባ አብ ልፅሊ ንጉሥ አይፈርዱ አብ ልዕሊ ማይ ሐዊ አየን ድዱ። አብ ምስያብ ርእሱቆላዑ ዚኀድግ አባኢሱ አብ ከብዲ ዘሎ እዝጊ ይርእዮአብ ዓይኒ ዘሎ ሰብ ይርእዮ አብ ከብዲ ዘሎ ትምሀርቲ አብ ገንኢ ዘሎ መብራህቲ አብ ርእሲኖ ኃውትና አብ ርእሲ ነጸላ ዲኖ ረጐደ አብ ስቕ ዘሎ መሰቓስቕ። አብ ዘይመንጠቢትክን አይተአትዋ ኢድክን አብ ዘይነገርከ ሕልቕ አብዘይ ጸብሕኻ ጥልቕ አብ ዘይዓድኻ ሹመትን ኣብ ውሽጢ ጸልማት ሳፅሳዒትን አብ ዘይፈለጦ ጭብጢ ዚአቱንሸፋጢ ጥሪቱንዳኛ ንዋቱ አብ ዘይቦቱኡ ዝተሰብረ ንምጽጋኑ አሸገረ አብ ስቕ ዘሎ ደስታ አብ ፍቕሪ ዘሎ ጸወታ አብዝኾነ ጠሐንዮ እቲ ሐርጭ አምጽእዮ አብ ዝተኾብካሉ ሀገር ተተኸብካ አይትኅደር አብ ዝኾራዕካክሉ ሀገር ተቓባጢርካ አይትንበር አብ ጥቓ ትኪ ዘላ ዓይኒ አይትተንኪ አብ ገዝኡ ዚኹርዕ ከም ትኺን ወይ በዓለገ ምኺን። እንተ እግርሎክን ጽባሕ ንኾሆ ንርኤክን እንተ ተብልዕ ንደቂ ማኅበርክእንተ ትስልም ንሰበይትካ እንተ ትበትኽ አርኾጐዲ እንተ ትፍክር አብ እግር ጉንዲ እንተ ሰዓምዋ ኣብያ እንተሰሐብዋ ፈትያ እንተ ኾነ አይትሳዕስዒ ካብ ሳዕሳዕኪ ግን አይተኽፍኢ ደክ እንተ ዘይሸኩሉ ቀስ ብቐስ ይርከብ ኩሉ እንተ ወደቁ ቁልዓ እንተውደቁ መርዓ እንተ ዘይወለዳ ኩለን አሩሕዩ ስመን እንዳ ዕኮት አይትተንኪ ደኃር ከይትበኪ እኖእ ክትሀብ ዘይረአየት ሐማታ ክትህብ ርእያ ሰሐቐት እንተ ዘይሞትክን ጥዕና አሎክን በለ ጠንቋሊ እንተ ዘይተኮስና ነጻውድ እንተ ዘይሐረስና ነጻምድ እንተ ኸዱ ሀገር እንተ ደቀሱ ነገር ድቃስ የልቦን ናይ ዓለም ነገር። እንካ ዝበለ ሰያብ ለአኸ አቐዲምካ ምስጋና ንዳኅር ምሕማይ የሸግር አብ ላዕላዩ ዝተዘርገ አብ ታሕታዩ አይጸርን አቡኡን ዝላጻይኡእንኡን ዝተኃዚቱ ከይተጐድኤ ይነብር አቡኡ ዝጸልኤ አቦ እንዳማቱ ይጸርፍ አበይ መኅደሪኡ ዘይፈለጠ ኾጐንዲ ጊዙ ይጐዓዝ አብ መቕሎ ዘሎ ዘየንጣዕጥዔ አብ ሰፍኢ ዘሎ አብ ገዝኡ ደርሆ ዘላቶ ቆቋሕ ትተኃዘሉ ፎክ አብ ሰበይትን አብ ማይን ዘይበጽሕ የልቦን አብ ምንታይ ቋምካ ንዝግሔር ትሐምዮ አብ ቆፎ ዘሎ ሐንፈጽ አብ ግዳም ዘሎ ድኻ የውቅዕ አብ ማእከል ድውያት ሐደ ኢዱ ብርቂ እብ ከተማ ለጋስ አብ ሐደ ዓመቱ ዘጋፍ አበሎኻ ዘይበልዎ አብዝ ሎኹ በለ ቀልዋጢ አብ ሕሱም ብዕራይ ውዒልካ አብ ሕስምቲ ሰበይቲ አይ ትእቶ። ዓሻ ምስ ተመርረበጊዕ ምስ በረረ ዓርኪፀኻ ዓርኪ ግበር ጸላእ አቦኻ ጸላኢ ግበር ዓሻ ዘመድ መቃለሊ ሕማቕ ዘመድ መሐከሊ ዓሻ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ ዓሻ ናይ ፅለቱለባም ናይ ዓመቱ ይሐስሰብ ዓሻ በትሪ ለባም ድኻ ጐልበት ሃብታም ዓሻ እንተ ፈረድካዮ አይፈልጥእንተ ፈረድካሉ አይፈልጥ ዓሻ ናይ ለባማት መዋሳወሻ ዓሻ መርዓዊ አዕሩኹ እንተ ተኸተልዎጊላዎቱ ይመስልዎ ዓሻ ምስ ዚጸልእ ከመዓልክኸልእ ዓሻ ጓና ምስ ዘመድካክ አተኻኸለኒ ዓሻ ዘመድ ምስ ወድ ኸኻ አማፅራረየኒ። ዓሻ ምስ ተመርረ በጊዕ ምስ በረረ ዓርኪፀኻ ዓርኪ ግበር ጸላእ አቦኻ ጸላኢ ግበር ዓሻ ዘመድ መቃለሊ ሕማቕ ዘመድ መሐከሊ ዓሻ ዝተኸሎ ለባም ነይነቅሎ ዓሻ ናይ ዕፅለቱለባም ናይ ዓመቱ ይሐስብ ዓሻ በትሪ ለባም ድኻ ጐልበት ሃብታም ዓሻ እንተ ፈረድካዮ አይፈልጥእንተ ፈረድክሉ አይፈልጥ ዓሻ ናይ ለባማት መዋሳወሻ ዓሻ መርዓዊ አፅሩኹ እንተ ተኸተልዎ ጊላዎቱ ይመስልዎ ዓሻ ምስ ዚጸልእ ከመዓልካኸልእ ዓሻ ጓና ምስ ዘመድካ አተካኸለኒ ዓሻ ዘመድ ምስ ወድ ኻ አማፅራረየኒ። ከብ ሕ በዓል በቕሊ ሐደ ፈረሰኛ ከብ ሺሕ ነፍጠኛ ሐደ መልከኛ ከብ ሺሕ መስካሪ ናይ ታቦት እግሪ ከብ ቀዳዳ ይሐይሽ ጨምዳዳ ካብ ቅትርቲ ዚንእስ ብዘይ ቅትርቲ ዚሐርስ የልቦን ከብ ብጾታ ዝነውቴት ጣሸላ ሐደው ንፁፍ ሐደው ንወንጭፍ ክብ ቀሺ ዝናዘዞ ፅድመ ዝናዘዞ ካብ በዓል ሰንኪ ዝአትወካ በንል ዕምሪ ይእተውክ ከብ በሃሊኡ ደጋሚኡ ከብ ተርጓሚኡ ደርጋሚኡ ክብ ብፍትሒ ዝኸደት በቕለይ ብዘይፍትሒ ዝኸዳኒ ቆሎይ ካብ ሰብ ሕሱም ደብተራ ከካብ አራዊት ሕሱም ደሞተራ ክብ ተማጓቲ ዓራቼ ከብ ሐጻቢ አድራቼ ካብ ነበረኒ አሎኒ ክብ አሎኒ እኒሆኒ ይቐርብ ካብ ነገር መን ይቕደም ናይ ደም ካብ ነገር ዝሐጸረ ክብ ባርያ ዝጠቆ ቀ ረ ከብ ነገሩ ጸም ይዓደሩ ዞ ካብ በለስ ተመለስ ከብ ንዓመታ ደርሆ ንሎም ዘመን እንቋሦሐ ካብ ናየንበሳ ምንጋጋ መን የውጽእ ሥጋ ከብ ንበይንኻ ገንዓት ምስ ሰብከ መዓት ከብ አፍ ቅዱሳን ምስጋናኣብ ሰማይ ደመና አየቋርጽን ክብ እኸሊ አንጓያከብ ነገር ያያ ከብ ሣፅሪ ሙግያ ካብ አፍ ዝወጸ አብ ልቢ ዝተሐንጸ ክብ አጓኮል ጠንቄላ ይሐይሽ ናይ ለባም ሜላ ካበነጋግራ ይፍረድ ከበ ተኃኅዛ ይቕደድ ከብ ነፍፅም ይጠፍእ ፈውዕም ካብ ኢድ ዚነድድልቢ ኪነድድ ይሓይሽ ክብ አጅበ በሊዕክ ብስና ሐምሊ በሊዕካ ጥዕና ከብ ዝተማህረዝተማራመረ። ኪፍክር ኪፍክር በለ ግዲ ፍንክል ኪነጽፍ ዝበለ ማይ ይጮኑ ኪበርስ ዝደለ ዓዲ ይዖኑ ኪከአሎ ኸሎ ዘይገበረ ኪቪጠዓስ ነበረ ኪኸሱ ይኸሰሱ ኪኸዱ ይምለሱ ኪድቅሱ ነገር የኾምስሁፁ ኪትንሥኡ ነገር ይርስውዑ ከሀን እንታይ ይደሊ መግደፍ ነገር አንታይ ይደሊ ሸንደፍ ከህን አብ መቕደሱ ንጉሥ አበዳራሹ ከሕሳይ ላዕላዩ ሕያዋይ ውሽጡ ሀሳይ ከሕሳ አይኽላእ ከሕሳ አይብላዕ ከሕሳ በሊዑ ዝኸበረ ማይ ጸ ሰትዩ ዝሰኸረ የልቦን ካበቡኡ ዚሐልፍ ይቀሠፍ ከካበቡኡ ዚተርፍ ይከሰፍ ከባኻ ንዚሀድም ጸላኢኻወርቂ ድልድል ሥርሐሉ ኢኻ ከብ ሀገሩ ዝወጸ ክሳብ ዚምለስ እንተጸዓንዎ አድጊ እንተ ለጐምዎ ፈረስ ከብ ከብዲ ንላዕሊ ታቦት ክብ ከብዲ ንታሕቲ ጣዖት ክብ መናፍቅ ትርጓሜከብ ትምባኾ ልምላሜ አይስአንን ከብ ምህሮ አእምሮ ካብ እንቅዓ ምህሮ ከብ አኸሊ ንፍቂ ካብ ሳርማ ጠንቂ ዥዘ ከብ ዓይኒ ዝገለለ ካብ ልቢ ገለለሥ ከብ ክፉእ ዚገብሩኻ ክፉእ ዜልምዱኻ ከብ ክልተ ደቅኖ አይተዳሉ ሀፐጓ ማሸላ አይትሐሉ ከብ ክልተ ዝወለደ አይሕጐስከይወለደ ዝሞተ አይድበስ ክብ ክፉእ በዓል ዕዳኻ ሰዓዔ ክርዳድ ነይከፍአኻ ከብ ክልተ ጥነሲ መታን ከይትሕጐሲ ከብ ክሒዱ ዚርታፅ አሚኑ ዚካታዕ ከካብ ክሒዱ ይሐይሽ ውሒዱ ከብ ወሃቢ መዋሃቢ ክብ ቀራቢ መቃረቢ ከብ ወዲ ደረቕ ከብ ጸብሒ መረቕ ከብ ወደይ ከብደይ ክብ ሀገር ካልእ ዓደይ ከብ ዋና ዝበለ መስካሪ ክብ ሜስ ዝበለ መስከሪ ክብ ክረምቲ ዘገልገለ ቀውዒ ሰፍኣ ዘቐበለ ከብ ዘገልገለ ዘውደልደለ ካብ ዘማኸረ ዘጋለለ ከብ ዘረባ ዚበላሾ ዘርኢ ይባላሾ ተመሊስክ ትሐርሶ ከብ ዚስበር ይሰንጠር ካብ ዚነውኅ ይሕሀር ከብ ዝራብዕ ወጢጡ ተስታይ አንጋሕጢጡ ከብ ዝወርወረ ዝመኸረ ካብ ዝአመተ ዝሰደረ ከብ ዝደፈረ ዝተጣራጠረ ክብ ዝተጣራጠረ ዝተማራመረ ከብ ዘርኢ ዚሀብዎሎ ክብ ዓውዲ ዚነፍግዎሎ ከብ ዝጸድፉ ቄንጠጠፈ የሐቀዮሩፉ ከብ ዘረባይ ዝኸኹልፈኒ ብዕራየይ ኪሞተኒ ይሕቫኒ ከብ አፍ ገደል ንፋስ ክብ አፍ ሰብ አስትንፋስ አየቋርጽን ካብ ጣፍ ዚደቅቕ ካብ መርፍእ ዚሐቅቕ ክብ ገጽ አንስቲ ይሐይሽ ገጽ አናብስቲ ከብ መምህሩ ደቀመዝሙሩ ክብ ቀለም ከለም ከብ ማሸላ ጉምጥጥ ክብ ዓተር ሽምጥጥ ከብ ምላድ ምልማድ ካብ ምልማድ ምዝማድ ካብ መንግሥቲ ልቢ ይእዝዝ ካብ ቀሺ መስተ የናዝዝ ክብ ምስ እትጸልኦ መአዲ ምስ እትፈትዎ መገዲ ካብ ማንክ ናብ ኢድከ ክብ ኢድክ ናብ አፍክ ከብ ምስ ዓሻ ዘረባ ምስ ለባም ዓጸባ ከብ ምስተቕወዑፁ ምንጽርጻር ከሎ ገና ሐፁር ምሕጻር ከብ ሰብ ዝበዝቴ ካብ ኦም ዝነውጌ ከብ ምድብዳብ ይሐይሽ ምእዳብ ከብ ሰብ አውራ ካብ ፁፍ ጉራ ከብ ብልዒ ገዓት ካብ ሰበይቲ መርዓት ከብ ምግዳል ምዕዳል ከብ ምግዳም ምግዳል ከብ ሺሕ ሠራራይ ሐደ ዘይብሎም መኻራይ ንኹሎም አኻኺብካ ናብ ቀላይ ክብ አብ ርጉቅ ዘሎ ኃውክአብ ቀረባ ዘሎ ጐረቤትክ ከብ በዓል ጣፍ በዓል አፍ። ከብ እግሪ መልሐስ ይዕንቀፍ ከብ ሕሱም በቕሊ ብሩኽ አድጊ ይሐይሽ ከብ ከታር ዘረባ ከታር ሎቕታ ከብ ከዕፀ ዚዛረብ ክዕቢ ይመልቆ ከብ ወድ ጓል ተዕቢ ወዲ ኸልቢ አፅቢ ከብ ዋና ዚፈልጥ ቡዳ እዩ ክብ ዘይትፈልጦ መልአኽ እትፈልጦ ዘይመልአኽ ከብ ዘይተማሀረ ጐበዝ ዝተማሀረ ሽማግለ ከልቢ ጐይታኤምበር ጐይታ ጐይታኡ አይፈልጥን ከልብን መዓልትን ከይጸዋፅከክዮመጽእ ከልቢ አብ ትሕቲኡ ዘሎ ብሑቕምበር አብ ልዕሊኡ ዘሎ ሐኽሊ አይርእን ከልቢ ብእግሪ ምውቃፅ እንካ ሥጋ ብላዕ ከልቢ ብዝቐደዶ ዝብኢአቱ ከመቦኻ ይግበርክ አይመርገም አይምርቓ ከም ወዲ ጸማኞትሲ ንዓይ የስትየኒ ከም ጠበንጀስ ሰፍኢ ይግበሮ በለ ሽፍታ ክም ምስማዕ ከም ዕዝኒ ከም ምርአይ ከም ዓይኒ ከርሥኻን ውላድካን አይጻባእከ ከሳሲከብዲ ተኸሳሲ እንተዚፈልጥካብ ቤቱ አይምወጸን ኩምራ ዓሻ መጻወት ሀበይ ኪርኤ ዝመጸ ክርኢ መጺኤ ይብል ኪርኢ ዝሞተ ኪሰምዕ ኪሰምዕ ዝሞተ ኪርኢ ቕበሮ ኪርእይዎ ዝጸልእዎስ ምስ ሞትኩ ደገሰላም ቅበሩኒ በለ ኪበልፅዎ ዝደለዩ አባጉምባሕ ዛግራ ይብልዎ ኪወግኡኻ ከለዉ ምድሪ ውጋእ ንምድሪ ንገራ ኪድ አይትበሎ ክም ዝኸይድ ግበሮ ኪገልባ ዝደለያ አጣል ጥሪፍ ጥሪፍ የብዝኃ ካበቦ ዝሰአነ ጠባይ ዝሰአነ የደንግጽ ከብ ሀገር ዚገዝእ ሰብነቱ ዚገዝእ ይበልጽ ክብ ለባም ሰበይቲ ዓሻ ሰብአይ ካብ ሕሱም በዓል ፅዳ አንጣጢፅውን ነይክፉእ ካብ ዘይምዝራብ ድግዝምነት ይተረፍ ካብ ዝሞተ አንበሳ ዘሎ ኸልቢ ይሐይሽ ከብ ዝራብፅ ዝወዓሎ ተስታይ ዘራፈዶ ካብ የጥዕመለይ ቢልካ ምዝራብ የኸፍአለይ ቢልካ ምዓኅዳግ ከብ ጉይይ መዓል ክሳድ ምኃዝ ከብ ፈታውየይ ባዕልኻ ሐልወኒ ከብ ጸላእየይ በዕለይ እአሕሎ ክልተ እግሪ አሎኒ ቢልካ አብ ክልተ ኦም አይድይብዎን ክልተ ደራሁ አብዘይ ሰውሔን ይበአሳ ክልተ ዚርኢ ሐደኳ ነይረክብ ክልተ ጐራሐት ሐሙሽቲ ስንቆም ክምብል በለምበር አይተዥዖን ክሳብ ትአምን ኪድ ካብ ዘይትአምን ተመለስ ክሳድክ ከሊኡ ጥፅናሀብካ ክስራን ከምጽአልካ ካብዘይኽእል ነገር አይትፍራሕ ክበልፅ ዝደለ ገደል አፉ። ወዲ ተወልደ ዝመጾ ዚኽእል ይግበሮ ወዲ ዓሻ ክልተ ሳዕ ይውቃፅ ይውጻፅ ወዲ ፈላጥ ሥርዓት ከይተሠርዔ ይነብር ወድ አንበሳ ኪመውት ቅበር አንባሳ ኪመውት ዓዲ ወዓል ወድኖ እንተ ጸልኤ ሐቂ የምስል ኬምስል ወድ በረኻ ልቡ ከይወቓዕክዮ ልቢ ነይገብር ወድ ቅንፍዝ ልሙጽ አይውለድን ወድ አማኒኻ ሐንግሮ ንወድኻ አታትዮ ወደቦ ዘለዎ ደቂሱ አይኃድርን ዋሕለልኩ ዝበለት ሰይቲ ቀሺ ዳዊት ትሐፅብ ዋሕለልኩ ዝበለት ሰበይቲ ጻሕሊ ትዓጥን ዋይዛ ብአፋ ትፈልጦሞ ብኢዳ ዘይትኽእሎ ውራይ ግበር ክትሕመ እረግ ክትጀሃር ሙት ክትነአድ ውፈር ናብ ዘርኢ ተመለስ ናብ ገርፊ ዘዚዛዜፅዝ ዘለዎ ከምዚብልዓሉ ዘይብሉ ከምዚከናወነሉ ዘለዎ የሀብካክ ዝሰምዔ ይንገርካ ባህ ኪብለካ ዘለዎ ይምዘዝ ዘይብሉ ይፍዘዝ ዘሎ ግበር ዝሞተ ቕበር አይትበል ሸገርገር ዘሎካ ተወከፍአይትበል ሀልክፍከፍ መ ጋ ናህ መ ላ ዘሕምቐካ ከም ጨው የሕቅቐካ ከም ጣፍ የድቅቐካ ዘመድ ንዘመድ እንተ ዚረዳዳእ መንከ ኪኾዳእ ዘመን ከም ንጉሠ ዓውዲ ከም ንፋሱ ዘመድ ናብ ዘመዱ አድጊ ናብ ሐመዱ ዘመን ገበል ዝሀቡኻ ተቐበል ዘመዱ ዚሐሚ ንባዕሉ ይገሚ ይጮኑ ዘማይ ሀበይ ሥጋ ቲጊዝኩም ናበይ በለት ወኻርያ ዘማት ኣሐኻ አይትርአዮ ንዓይንኻ ዘማቲ አብ ዓዲ ከታሪ አብ መአዲ ዘረባ ሀላይ መበላይ ዘረባ ለባም ቀላይ ዘረባ በዓለገ አብ አፍ ደገ። ዝብኢ ክሳብ ዝነክስ ይሕንክስ ዝብኢ እኽሊ አይልመድ አዳም ከይምድመድ ዝተላሕጸ ኦም ይ ጊዜ አይለሐጽን ብልጺ ሰብ ዘይሐደ ጊዜ አይብለጽን ዝተረትዔ ይዓርፍ ዝደቀሰ ይኙርንፍ ይሕርንኽ ዝተናፅቀት ሀገር ብአድጊ ትውረር ዝተዓፅወ ተሐለወ ዘይተዓፅወ ተባላሸወ ዝተዓፅወ ወርቂ ዘይተዓፅወ ጨርቂ ዝተኸፍተ ተዘምተ ዘይተኸፍተ ተኸትተ ዝተኸኸ ደርቢና እንታይ ምሳሕንና ዝተበደለ አብ ነጋሚ ዝጸምኤ አብ ፈሳሲ ዝተጠንሰ ብኸብዲ ዝተሐዝለ ብለምዲ ዝተጠርጠሩሉ እምኒ ይጭርሑሉ ዝተፈትለ አብ ክልተ ዝተተትዔ አብ ሠለስተ ዝተጻሕፈ ይውሳአ አብ ቃል ዘሎ ይርሳዕ ዝተፋሕሰ ገመደይ ዝተኳፅተ ጉድጓደይ ዝተኸፍለ ዕዳን ዝገደፍካዮ ፅብዳን አይመለስክካ ዝአመነ ብሴፍ ዘይአመነ ብሴፍ ዝአረገ ከልቢ ናብ ከተማ ይሰደድ ዝአረገ ፈረስ ናብ ገጠር ይንሰደድ ዝአመንክዎ ፈረስ አውደቐኒ አብ ደንደስ ዝአረገ ሹም ገባር ይኸሶ ዝአረገ ዝብኢ አድጊ ይልሕሶ ዝአረገ ገረወይና መጐሐፊ ዝአረገ ሰፍኢ መግፈፊ ዝናም ንዘርኢ ዛፅዝዓ ንቐውዒ ዝናም ከብ ደመና ነገር ክብ ዋና ዝናም ከይመጸ ኩሉ ገዛውቲጋሻ ከይመጸ ኩለን አንስቲ ዝንጀሮ ሰብ ያኢ ነይሩ ድሮ ሰብ እንታይ ዘይናገሮ ዝንጅብል መን እንተ በሉኻ መን ትብል ዝዓቼርዎ ጉርንጉሪት የገልግል ዝሰተይዎ ኮሶ የጋላግል ዝኸረረ ይብጠስ ዝበደለ ይውቀስ ዝኸስዔ ሰቡ ረስዔ ዝኸፍኤ ተደፍኤ ዝኾነ ኸይኑ ነዓይ ተኻናኸኑ ዝወደቐ ይትንሥአእ ብኢዱ ዝወለደ ይኸብር ብውላዱ ዝወፈረ ንህቢ አብ ጐድአ ዝጠፍኤ ጊልያ ናብ ጐይትኡ ዝወለድካዮ እንተ ሰዓሙልክ ዘቕረብካዮ እንተ በልዑልካ ባህ ይብለክ ዝወጸ ስምን ዝተሰብረ እግርን ከም ቀደሙ አይጽግንን ዝደለይዎ እንተ ሰአኑ ዝአበይዎ ይልምኑ ዝደፍእዎ ሬሳ ዝጠበስዎ ዓሳ ዝደለየ ይሐስብ ዝረኸበ ይስብስብ ዝገበርኩሉ አንተ ዘይፈለጠለይ ዳርጋ ዝወርወረለይ ዝጠርጠረ ቤቱ ሐጸረ ዘይጠርጠረ ቤቱ ተወርረ ዝጠመየ ዝሐመመ ዝሐመመ ዝጠመየ ይመስል ዝጠዓሞ ይደጋግሞ ዝተርጐሞ ይድርግሞ ዝጠፍኤ ብርእሱ ተረኽበ ፈውሱ ዝጸልእዎ ይወርስ ዝፈርሀዎ ይደርስ ዘ ዝፈርሀዎ ይበጽሕ ዝነዓቕዎ የጻሕጽሕ ዝፈረደ ንነፍሱ ዝበልዔ ንሽርሁ ዝፈትሕዋ ሰበይትን ዝወጽሉ ቤትን ሐደ ስዲ ምሳሌ። ዘይብሉ ልብውን ነይብሉ ዘይትገብሮ ምፍላጥን ዘይትዘርኦ ምሕንጣጥን ሐደ ዘይርኤኻዮ አይጽቡቕ አይሕማቕ ዘይነግድ እገተ ነገደ ዘይኸትር ከተረ ጃይወለድከክከዮ ውላድ እንተ ሐዘልካዮ የንዘልሕጥ ዘይወግሕ መሲሷልዋ አብኹራ ትወጽእ ዘይውቃዕ ቆልዓ እንተ ኾረኻሉ ይበኪ ዘይትኽእሎ ጸላኢ ከም ፈታዊ ቀጸሮ ዘይናቱ ዘይደሊ ከም አንበጣ ሕያዋይ ከም ተመን ዘፍርህ እንተ ነገረካ ዘጥርጥ ንገሮ ዚበልዕዎምበር ዚዛረብዎ አይሰአንን ዚንእደካ የጋግየካ ዚግሥፀካ ይእርመክ ዚውዳእ እኽሊ ምስ ዘይውዳእ ዘመድ የጻልእ ዝሀቡቫኣ ተቐበል ዝገበሩኻ አይትረስፅ ዝሑል ጸባ ዝለመደ ዝምቢ አብ ውፁይ አትዩ ሞተ ዝባን ዓሻ ኪውቃዕፎልቢ ለባም ይስምብር ዝሰኸረ ሰብ አዋድቓአ አይጽቡቕን ዛግራን ናብዚ መሸንጐጓን ናብቲ ዝሸተተ ሰብ ሰብ ይሃድሞምበር ንሱ አይሃድምን ዝመሽሩሉ ሞተ ዝወርወሩሉ ደኃነ ዝምድና አድገ በቕሊ አብ ሰውሒ ጀ ዝረአየ ከውሪ እንተ በለ ዝሰምዔ ከውሪ በለ ዝረአየ እንተ ኸደ ዝሰምዔ ድማ ይመጽእ ዝብኢ አብዘይፈልጥዎ ከይዱ አጐዛ አንጽፉለይ ይብል ዝብሉኺ እንተ ትፈልጢ ካክብ ገዛኺ እይምወጻእክን ዝተነቓነቐ ኩርምቲ ከይወጸ ነይተርፍ ዝተናገርዎ ካብዚጠፍእ ዝወለድዎ ይጥፋአ ዝተወቕዔን ደኃነ ደም ዝነጠሮን ሞተ ዝኃለፈሉ ትንፋስ ሰብ አኅለፈ ዝነአድካክያ ቀርሔት ቆሎ ሥርናይ ተፍስስ ዝነዓቕኣዮ የጥንስ ይብላ አንስቲ ዝናምን ውላድን እናጸላአካዮ የኸብር ዝአረገት ነፍሲ ጸባን ሰባን ትደሊ ዝአረገ አንበሳ አሓኳ ነይገልባሉ ዝወደቐ ሥጋ ሐመድ ከይኃዘ አይለዓልን ዝወደቐ ጉንዲ ምሳር ይበዝፕ ዝወግኤ እንተረስዔ ዝተወግኤ ነይርስፅ ዝወርወርዎ እምኒ ተመሊሱ ናብ ወርዋሪኡ ዝጠፍአካ ወረ ካብ አንስቲ ድለዮ ዝጨነቐ ሐርጭ አብ ነፋስ ይጽጋዕ ዝጸገበ ጥሙይ ዝነበሮ ጥሜት ይርስፅ ዝጸበቦ ዓረበታይ መቓብር አቡኡ ፋሕተረ ዝጸበቦ ዓገዜን አብ ምውጋእ በጽሔ ዝጸገበ ጋሻ ከይመደረ ነይወጽእ የይ ማን እንተ ሠረርካከብኮረሻ ጸጋም እንተ ሠረርካከብኮረሻ የበእሳ እንግድዓታት አየባእሳን እንቅዓታት የዋህ ጳብ ከይመርመረ ይዋሰብ የእውዩ ኪርድኡ የሰምፁ ኪስምፁ የካቲት ከብቲ አኳቲት መጋቢት ተስፋ ወሀቢት የጸብቅ ዝበልዎ መኸፍኢ ይጠቅም ዝበልዎ ጐዳኢ ይስምጸኒ እንተበልኪ ነትዕኺ ይገፍሐኒ እንተበልኪ ማእ ስኺ።