Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • ወደ ፒዲኤፍ ቀይር
  • የንባብ ዝርዝር
  • አጠሬራ
  • ኦዲዮ መጽሐፍ
  • ፍለጋ
  • ይስቀሉ
  • የኔዞን
  • ይግቡ
  • ይመዝገቡ
English  አማርኛ  Français  العربية
የዕለቱ መጽሐፍ

ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሢ ኣዳም -1.pdf


  • የቃላት ደመና

ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሢ ኣዳም -1.pdf
  • የማውጣት አጠሬራ

ቅዲ ማር ቀነ ጓ መምከር ክነፈ ርግብ ማርቆስ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም ብርሃን ፀሓይ ከምዘይልውጦ ኣበሳ ኣዳም ወይ ኃጢኣት ኣዳም ውን ነቲ ከም ፃዕዳ ዕንቀነ ዘብርህ ብርሃን ከኸልከሎ ፈጺሙ ከእለት የብሉን ኣብዚ መደብ እዚ ኣስተውዕል። እዚ ኣብ ልዕሊ ቅድስት ድንግል ማርያም ዝብልዎ ዘለዉ ርኹስ ነገርውን ካብዚ ተፈልዩ ዝርአ ኣይኮነን አዞም ጥንተ ኣብሶ ነይሩዋ ዝብሱ ሰባት ይትረፍዶ ከዛረብዎ ብሕሊናኦም ከሓስብዎ ይግባእ ድዩ ኣብዚ ጽዩፍ ሓሳብ አዚ ኣትዮም ንኸሓስቡስ አንታይ ኣለዓዓሎም ለካስ ጐይታና ኢየሱስ ከርስቶስውን መርገመ ሥጋ መርገመ ነፍስ ዘርኅቅ በረከተ ሥጋ በረከተ ነፍስ ዝዕድል ቡሩኸ እዩ። እምበኣር ሕጂውን ኣታ ብከርስቶስ ከርስቲያን ብወልድ ውሉድ ተባሂልካ እትጽዋዕ ወለዶ ነዚ ጊዜ ዘምጽኦ ጽውጽዋይ ኃዲግካ በዛ መሠረታዊት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ሃይማኖትካ ምስጓም እዩ ዘድልየካ። ትግርኛ ዓለም ለኸ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ትግርኛ ሃይማኖተ አበው ግእዝን ትግርኛን መጋ ታ ሎ ገጽ።

  • Cosine ማጠቃለያ

መምህር ከነፈ ርግብ ማርቆስ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም መእተዊ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም አዚ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም ዝብል ቃል ካብ ባሕሪ ቅዱሳት መጻሕፍት ዝተጠቕሰ እዩ። እንታይ ደኣ እዚ ትእዛዝ እዚ እግዚአብሔር ፈጣሪ ኣዳም ፍጡር እግዚአብሔር ኣዛዚ ኣዳም እዙዝ ምኺኑ ዘፍልጥን ኣዳም ኣብቲ ኣዝዩ ዘፍቅሮ ልዑል ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም አግዚአብሔር ኣምላኹ ዘለዎ ፍቐሪ ብግብሪ ዝገልጸሱን ሠናይ ሕጊ እዩ ነይሩ እዚ ከኣ ንኣዳም ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዘወስኸን ካብ ገነት ናብታ ዘለዓለማዊት መኅደሪቱ ዝኾነት ሰማያዊት ኢየሩሳሌም ዘሰጋግርን እዩ ነይሩ። እምበኣር ቅድስት ኤልሳቤጥ ንቅድስት ድንግል ማርያም ካብ አንስቲ ተፈሊኺ ንስኺ ቅድስቲ ኢኺ ከትብላ ዝኸኣለት ሓደ ዓቢይ ተኣምር ስለ ዝረኣየትላን ግሩም ዝኾነ ድምዊ ስለ ዝሰምዓትላን እያ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም እዚ ኸኣ ኤልሳቤጥ ንቅድስት ድንግል ማርያም ጓል ሓብቲ እኖኣ እያ ሓብቲ እኖኣ ከም ምኺና መጠን ካብ ርጐቕ ዓዲ ከትርእያ መጽአት ሽዑ ኤልሳቤጥ ንዮሐንስ መጥምቅ ናይ ሽዱሽተ ወርጊ ጽንሲ ቅድስት ድንግል ማርያም ከኣ ንጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ከርስቶስ ናይ ሓደ መዓልቲ ጽንሲ ቲዛ ከላ ሰላም በለታ እሞ እቲ አብ ማእከል ከርሚ ከሎ ኣብ ከብዳ ኮይኑ ተሠራሰረ። ኣቐዲሞምውን ቅዱሳን ነቢያት ኣስፍሕ ኣቢሎም ተነቢዮም ነይሮም እዮም ነዚ ከትጠቅስውን ቅድስት ኤልሳቤጥ ወቡርከት አንቲ እንተ ተአምኒ ከመ ይከውን ቃል ዘነገሩኪ እምኀበ እግዚአብሔር እቲ ካብ እግዚአብሔር ተላኢኾም ዝነገሩኺ ቃል ከም ዝፍጸም እትኣምኒ ንስኺ ብፅዕቲ ኢኺ ሉቃ ሻጣ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም በለት እዚ ድማ ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ኩለን አንስተ ዓለም ኣዝያ ዝተፈልየት ምኺና እዩ ዝገልጽ ነዚ ቃል እዚ ኤልሳቤጥ ብሥጋውን ደማውን ሰብኣዊ ኣተሓሳስባ ኣይኮነትን ተዛሪባቶ መጽሓፍ ከም ዝገልጾ መንፈስ ቅዱስ እዩ ገሊጹላ። ቅድስት ኤልሳቤጥን ቅድስት ድንግል ማርያምን ከልቲኤን ደቂ ሓብት አኖታት እየን ዝተረኃኃቓ ኣይኮናን አምበኣር ቅዱስ ገብርኤል በቲ ጸጋ እግዚኣብሔር ካብ ሰብ ኣዝዩ ርጊቹ ዝነበረሉ ጊዜ ንቅድስት ድንግል ምልእተ ጸጋ ምባሉ ከምኡ ውን ቅድስት ኤልሳቤጥ ድንግል ማርያም ምስ መጽአታ ንስኺ ካብ ኣንስቲ ዝተባረኸኪ ኢኺ ምባላ ምስከርነት እግዚአብሔርን ቅዱሳኑን ንዝቕበልን ኣስተውዓሊ ኣአምሮ ንዘለዎን ብቹቐዓት ምስከራት እየን እዚ ጸጋ እዚ እኮ ንዝኾነ ሰብ ዝወሃብን ዝኾነ ሰብ ዝረኸቦ ኣይኮነን ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም እዚ ኮይኑ ከሎ ግና አዞም ኣብ ልዕሊ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም እግሮም ዘልዕሉ ዘለዉ መናፍቓን ኣበይ ንምብጻሕ አዮም አዞም ሓደስቲ መናፍቓን እዚኣቶም ካብቶም ናይ ቀደም መናፍቓን ብኸፍኣት እንተ ዘይበሊጾም ካብኣቶም ዝንአሱ ከምዘይኮኑ ምፍላጥ ይግባእ። ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ጥንቲ ጀሚራ ቅድስተ ቅዱሳን ከም ምኺና መጠን ሕጂ ውን ካብ ኣዳም ዝመኃላለፍ ዝነበረ ኣዳማዊ ኃጢኣት ማለት ጥንተ ኣብሶ ከምዘይነበራ ብመጽሓፍ ቅዱስ ተመስኪሩ እዩ። አብዚ ተጠቼሱ ዘሎ ክልተ ጊዜ መላሊሱ ዘእንበለ ኃጢኣት ዘእንበለ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም ኃጢኣት ዝብሎ ዘሎ ኣስተውዕሎ መንፈስ ቅዱስ ምስ አንጸሓ እያ ካብ ጥንተ ኣብሶ ከትነጽሕ ዝኸኣለት ዝብል መናፍቕነት ካብ ልብኻ መንቀዮስካ ደርብዮ ንቅድስት ድንግል ማርያም ጥንተ ኣብሶ እንተ ዝነብራ ነይሩ ቅዱስ ቄርሎስ ከመይ ኢሉ ከልተ ጊዜ ኃጢኣት ዘይብሉ መርገመ ሥጋን መርገመ ነፍስን ዘይተሓወሶ ብሥጋን ብነፍስን ፍጹም ኣምላኸ ከሎ ፍጹም ሰብ ዝኾነ ኣካል ኮነ ማለት ሓደ ኣካል ሓደ ባህርይ ኮነ ይብለካ ዘሎ አባ ሕርያቆስ ኤሏስ ቆፅስ ዘሀገረ ብሕንሳ ኣብ ብሕንሳ ኤጺስ ቆይስነት ተሸይሙ ዝነበረ አባ ሕርያቆስ ብዛዕባ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ካብ ዝኾነ ነገር ቅድስትን ንጽሕትን ካብተን ቅድሚኣን ድኅሪኣን ዝነበራን ዘለዋን አንስቲ ተፈልያ ጥንተ አብሶ ከምዘይቀረባ ከገልጽ ከሎ አ ድንግል አኮ ዘተአምሪ ርስሐተ ከመ አንስት እለ እምቅድሜኪ ወእምድኅሬኪ አላ በቅድስና ወበንጽሕና ሥርጐት አንቲ ኦ ድንግል ካብተን ቅድሜኽኸን ድኅሬኽን ዝነበራ አንስቲ ርስሓት ወይ ጥንተ አብሶ ዘይብልከን ዘይትፈልጥን ኢኺ። እዞም አብ ልዕሊ ቅድስት ድንግል ዝሳለቹ ዘለዉ ግና ቅድስት ድንግል ቅዱስ ገብርኤል መንፈስ ቅዱስ ከኀድረኪ እዩ ምስ በላ እያ ካብ ጥንተ አብሶ ዝነጽሐት እምበር ቅድሚኡ ጥንተ ኣብሶ ነይርዋ እዩ እዮም ዝብሉ። ግና እዞም ሰባት እዚኣቶም በቲ ዝሓበለ ዓይኖም እናንበብዎን በቲ ዝተዘናበለ ኣአምሮኦም እናተመልከትዎን እምበር ብትኸከል እንተ ደኣ ኣንቢቦምዎስ እግዚኣብሔር ኣብ ንጽሕናኺ ምስ ረኣየ ነቲ ብርሃናዊ መልኣኹ ለኣኾ እዩ ዝብል እምበር መንፈስ ቅዱስ ካብ ጥንተ ኣብሶ ምስ አንጽሓ መልኣኹ ለኣኸ ዝብል ንባብ የልቦን ስለዚ ነዛ ንጽሕናኺ ምስ ረኣየ ትብል ዓንቀጽ ኣበይ ከድርብዩዋ እዮም ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም ካብ ሠለስተ ኣካል ሓደ ኣካል መድኃኔ ዓለም ከርስቶስ ካብ ሥጋኣ ሥጋ ካብ ነፍሳ ነፍስ ወሲዱ ባህርይ ሰብ ተዋሒዱ ፍጹም ኣምላኸ ከሎ ፍጹም ሰብ ስለ ዝኾነን ካብ ቅድስት ድንግል ስለ ዝተወልደን ቅድስት ድንግል ማርያም ማኅደረ መለኮት ወላዲተ አምላከ ተባሂላ ትጽዋዕ ኣላ። እንተኾነ ግና እዚኣተን ካብቲ ካብ ኣዳም ዝመሓላለፍ ዝነበረ ኣዳማዊ ኃጢኣት ጥንተ ኣብሶ ዘይተፈልያ ስለዝነበራ ምስ ቅድስት ድንግል ማርያም ከመዓራረያ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም ኣይከኣላን። ቅዱስ ያሬድ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ንጽሕና ቅድስና እምበር ካብ ኣዳም ዝመኃላለፍ ጥንተ ኣብሶ ከምዘይነበራ ከረጋግጽ ኣብ ርእሲ እዚ ሰሎሞን ዝበሎ ድማ በኩረ ሊቃውንት ዝኾነ ቅዱስ ያሬድ ማርያምሰ ተኀቱ ውስተ ከርሠ ለኣዳም ከመ ባህርይ ፀዐዳ ብምባል አዳም ዋላኳ ብኃጢኣት እንተተበከለን በቲ ዝፈጸሞ በደል እንተ ረሰሐን ማርያምሲ ኣብ ውሸጢ ከርሚ ኣዳም ኮይና ከም ፃፅዳ ፅንዮ ተብርህ ነይራ እያ ኢሉ መስኪሩላ ኣሉ እሞ ደኣ ሰሎሞን ብመጽሓፍ ዋዱስ ዝኾነ ይኹን ነውረ ኃጢኣት የብልከን ከብላ ቅዱስ ያሬድውን ማርያምሲ ከም ፃዕዳ ዕንቀነ ኮይና ኣብ ከርሚ ኣዳም ተብርህ ነይራ እናበሉ ከምስከሩላ ከለዉ እዚ ከትዛረቦ ዘፈንፍን ጥንተ ኣብሶ ዝበሃል ደኣ ካበይ መጽአ መንከ እዩ አመንጭይሯቻ። ነዚ ቃል እዚ ዝተዛረቦ እቲ ካልኣይን ሣልሳይን ዘይብሉ በኩረ ሊቃውንትን ብርሃን ቤተ ከርስቲያንን ዝኾነ ቅዱስ ያሬድ ከምዝኾነ ኩሉ ከፈልጦ ኣለዎ ቅዱስ ያሬድ ዋላኳ ኣቦና ኣዳም ብዝገበሮ ኃጢኣትን ብዝፈጸሞ በደልን ዝተበከለ እንተ ነበረ ቅድስት ድንግል ማርያም ግና ካብ ኣዳም ዝመኃላለፍ ዝነበረ ውርሲ ኃጢኣት ጥንተ አብሶ ከምዘይነበራ ፈሊጡ ቅድስት ድንግል ማርያምስ ከም ጻዕዳ ዕንቀሩ ኮይና ኣብ ከርሚ ኣዳም እያ ተብርህ ዝነበረት እናበለ እዩ ዝገልጻ። ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም ቴዎዶጦስ ዘዕንቆራ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጥንተ ኣብሶ ከምዘይነበራ ኩሉ ጊዜ ቅድስተ ቅዱሳን ንጽሕት እምንጹሓን ከምዝነበረት ቅዱስ ቴዎዶጦስ ከምስከር ከሎ ወኢረኩሰት በምንትኒ እምዘፈጠራ ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ዝተፈጥረትሉ ጊዜ ጀሚሩ ሓደ ርኹስ ነገር ኣይተረኸባን። እምበኣርከስ ኣቱም ንቅድስት ድንግል ማርያም ጣብ ኣዳም ዝመኃላለፍ ኃጢኣት ነይርዋ እዩ ትብሉ ዘሎኹም ነዚ ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ሥጋኣ ቅዱስ ነፍሳውን ቅድስቲ ኮይና ምስ ረኸባ ሥጋኣ ተዋሓሓደ ኢሉ ጽሒፍዎ ዘሎ ንባብ እንታይ ኢልኩም ከትትርጉምዎ ኢኹም እስከ ንገሩና ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም ቅድስት ድንግል ማርያም ዓለም ከይተፈጥረት ኣብ ሕሊና ኣምላኸ ከምዝነበረትዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም እቲ ሰሎሞን ገና ንኸትውለድ ብዙኅ ዓመታት ተሪፉዋ ከሎ አልብኪ ነውር ወኢምንትኒ ዋላ ሓንቲ ነውሪ ኃጢኣት የብልክን ዝበሎ ቃልከ ኣበይ ከትድርብይዎ ኢኹም መጽሓፍ ቅዱስ ዘይቅበል ግና ይብል ይኸውን አምበር መጽሓፍ ቅዱስ እቐበል እየ ንዝብል ሰብ መገዲ ኣይህቦን እዩ። ከብል ሰሚዐዮ ነይሩ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም እምበኣር ኣነ ዝብሎ ኸኣ ንኹሉ መመበገሲኡ ከነብሮ ከሎ ነዛ ቅድሚ ሎሚ ብእዝንና ሰሚዕናያ ዘይንፈልጥ ብዓይንናውን ዘይረኣናያ ኣብ መጻሕፍቲውን ዘይረኸብናያ ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ኣዳም ዝመኃላለፍ ዝነበረ ኣዳማዊ ኃጢኣት ነይርዋ እትብል ትምህርቲ ዘናፍሱ ሰባት እንታይ መበገሲ ረኺቦም እዮም መበገሲኦምሲ እንታይ እዩ መበገሲ እንተዝህልዎም ካብዚ ተላዒሎም እዮም ከይንብል ቅድስት ድንግል ጠዊዌዊሱ ኃጢኣት ኣዳም ነይርዋ ዝብል ጽሁፍ ኮነ ትውፊት የልቦን። እዚ ኣበሃህላ እዚ መቅሠፍት ዝዕድም ዕድመ ዘሕፅር እምበር ሕይወት ዘምጽእ ኣይኮነን ንምኺኑ እዞም ዓቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጥንተ ኣብሶ ወይ ካብ ኣዳም ዝመኃላለፍ ኣዳማዊ ኃጢኣት ኣለዋ እናበሉ ኣፎም ዝኸፍቱ ዘለዉ ሰባት ጐይታና ኢየሱስ ከርስቶስ ዝመጸሉ ቀንዲ ዕላማ ነቲ ኣዳማዊ ኃጢኣት ወይ ነቲ ካብ ወለዲ ናብ ውሉድ ዝመኃላለፍ ዝነበረ ጥንተ ኣብሶ ንምጥፋእን ካብ ገጽ ምድሪ ንምድምሳስን ምኺኑዶ ኣይፈለጡን እዮም ንእኡ ንምጥፋእ እኮ እዩ ካብ ሰብ ሥጋን ነፍስን ወሲዱ ተዋሒዱ ፍጹም ኣምላኸ ከሎ ፍጹም ሰብ ዝኾነ ሥጋ ሰብ ከለብስን ባህርይ ሰብ ከዋሓድን ከሎ ግና ካብታ መርገመ ሥጋን መርገመ ነፍስን ዘይብላ ንጽሕተ እምንጹሓን ድንግል ማርያም እዩ ወሲዱ። ካብቲ ዘኅዝን ነገር ግና ቅድም ኢሎም ካብ ዝነበሩ ቅዱሳን ነቢያት ኮነ ብድኅሪኦም ካብ ዝነበሩ ንጹሓን ሐዋርያት ከምኡውን ካብ ሊቃውንቲ ቤተ ከርስቲያን ካብ ጻድቃን ኮነ ካብ ሰማዕታት ብዛዕባ ጥንተ ኣብሶ ዝጸሓፈ መን አሎ እስከ ካብዞም ኣብ ላዕሊ ተጠቼሶም ዘለዉ ብዛዕባ ጥንተ ኣብሶ ዝጸሓፈ እንተሎ ሓደ እኳ ጥቐሱልና እሞ እዞም ናይ ሎሚ ጸረ ማርያም ዝኾኑ ደኣ ካበይ ተበጊሶም እንታይከ መበገሲ ረኺቦም እዮም ኣብ ልዕሊ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ጽዩፍ ዘረባ ከዛረቡ ዝስምዑ ዘለዉ ብዙኃት ሰባት ከምዝብልዎ እንተደኣ ኮይኑ ነዚ ትምህርቲ እዚ ግብጻውያን ኣቦታት ይምህርዎ እዮም እዩ ዝብሃል። ግና ወጊድ ከብሃል ዝግብኦ ዘይኦርቶዶከክከሳዊ ትምህርቲ እዩ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም ጁ ሳዕቤን እዚ ጊጉይ ትምህርቲ እዚ ድንግል ማርያም ጥንተ አብሶ ኃሊፉዋ ነይሩ እዩ ዝብል ትምህርቲ ኣብ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ሓደገኛ ተፋልሶ የስዕብ እዩ። ኣብዚ መደብ እዚ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም ኤልሳቤጥ መንፈስ ቅዱስ መልኣ ይብል። እዞም ጥንተ ኣብሶ እንተ ዘይነብራስ እንጺሖ ሥጋ ከብል ኣይምኸኣለን ዝብሉ ጥንተ ኣብሶ ከምዘይነበራ ውን ከመልከት ባዕሉ ቅዱስ ያሬድ ማርያምሰ ተኀቱ ውስተ ከርሠ ለኣዳም ከመ ባህርይ ፀዓዳ ማርያምሲ ኣብ ከርሚ ኣዳም ከም ፃዕዳ ዕንቀነ ኮይና ተብርህ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም ነይራ ኢሉ ኣሎ። ጓል ጓልካ ዝተባህለት ከኣ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምኺና ምስትውዓል ይግባእ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም እዚ ከኸውን ከሎ ዋላኳ ኣዳም ብኃጢኣት ወይ ብጥንተ አብሶ ዝተበከለ እንተነበረ ቅድስት ድንግል ማርያም ግና ኣብ ከርሚ ኣዳም ኮይና ከም ፃዕዳ ዕንቀ ተብርህ ከምዝነበረት ቅዱስ ያሬድ ብሰፊሑ ገሊጽዎ ኣሉ ሞት ሞተ ሥጋን ሞተ ነፍስን ተባሂሱ ኣብ ከልተ ከምዝምቀል ዘይፈልጥ ዘሎ ኣይመስለንን። ንሱ ኸኣ ካብ ሥጋኣ ሥጋ ካብ ነፍሳ ነፍስ ወሲዱ ፍጹም ኣምላኸ ከሎ ፍጹም ሰብ ኮነ ዝብል ቃል ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም ስለዘሎና እዩ። ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም ቅዱስ ቄርሎስውን ብወገኑ ጥንተ ኣብሶ ከምዘይብላ ከገልጽ ከሎ ካብቲ ናይ መጀመርታ ሰብ ካብ ኣዳም ካብ ኣብርሃም ካብ ዳዊት ካብ ዝተረኸበ ባህርኣ ኃጢኣት ጥንተ ኣብሶ ዘይብሉ ብነፍስን ብሥጋን ፍጹም ዝኾነ ኣካል ንከወሐድ ፈጠረ። እምበኣር ነዚ ቅዱስ ያሬድ ማርያምሲ ኣብ ከርሚ ኣዳም ኮይና ከም ፃዕዳ ዕንዮ ተብርህ ነይራ ዝብልን ነዚ ቅዱስ ቄርሎስ ካብ ኣዳም ካብ ኣብርሃምን ዳዊትን ዝተረኸበ ባህርይ ቅድስት ድንግል ኃጢኣት ጥንተ ኣብሶ ዘይብሉ ዝበሎን ምንጽጻር ኣገደስቲ ነገራት ካብ ዝበሃሉ ሓደ እዩ። ዓቕምኻ ካብ ዘይምፍላጥ ዝተላዕለ ከኣ እዩ ሓደ ሓደ ሰባት ኣብ ዘየእትዎም ኣትዮም ቅድስት ድንግል ጥንተ ኣብሶ ኣለዋ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም እናበሉ ከዛረቡ ዝረኣዩ ዘለዉ። እዚ ዘረባ እዚ ይትረፍዶ ኣብ ልዕሊ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ከንገር ኣብ ልዕሊ ሓደ ተራ ሰብ ምጽራፍ እኳ ዓቢይ ዕዳ ከምዘለዎ ኣብ ጽሑፍ ሠፊሩ ኣሉ ኣነ ግና ንኃዉ ዘቹቼጥዕ ዘበለ ኩሉ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም ከፍረዶ እዩ። ወለት ዝበላ ግና ንቅድስት ድንግል ማርያም ምኺኑ እዩ ዝፍለጥ ካብቲ ጊዜ እቲ ጀሚራ እያ ንጽሕትን ቅድስትን ምኺና ብመጻሕፍትን ብሰብን ትፍለጥ ብእግዚኣብሔር ግና እግዝእትነ ማርያም ነበረት እምቅድመ ዓለም በሕሊና አምላከ ተባሂሱ ተጻሒፉ ከምዘሎ ዓለም ከይተፈጥረ ከሎ ኣብ ሕሊና ኣምላኸ ዝነበረት እያ ግና ነዛ ዓለም ከይተፈጥረ ኣብ ሕሊና ኣምላኸ ዝነበረት ካብ ቅዱሳት አንስቲ ውን መኅደሪኡ ንኸትከውን ዝመረጻ ድንግል ማርያም ከም ዕዉር ዓይንኻ ሰም ኣቢልካ ዘይዓቕምኻ እናተዛረብካ ኣብ ጐድጓድ ወይ ኣብ ጸድፊ ምእታውሲ ምስ ምንታይ ይቹጸር እምበኣር ጥንተ ኣብሶ ኣበየናይ ቦታ ከምዝተጀመረ ጀማሪኡውን መን ከምዝኾነ ከምኡ ውን ኣብዚ ከበጽሕ ዝኸኣለ ካብ ምንታይ ተበጊሱ ከምዝፈጸመ ተገሊጹ ኣሉ ግና ሰብ ናይ ገዛእ ርአሱ ኩነታት ሕይወት ኪፈልጥ ዘይክእል ከንገሱ ኣብ ዘይፈልጦን ኣብ ዘይዓቅሙን ኣትዩ ዝዛረብ አንታይ ንምርካብ እዩ ሥጋዊ ሃብትን ሰማያዊ ከብርን አረኸበሱ እየ ኢልካ ምዝራብኮ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም ሓደ ውፅኢት ኣለዎ ኣብ ልዕሊ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ዘይግባኣካ ነገር ምዝራብ ግና እንታይ ይበሃል ምናልባት ሓደ ሓደ ሰባት ግባዕሉ ኣዳም ነቲ ኣበሳ ኃጢኣት ዘምጽአ ንሱ እንድዩ ስለዚ ኣዳም ኃጢኣተኛ ክኸውን ከሎ ድንግል ማርያም ኣብ ከርሚ ኣዳም ኮይና ከመይ ኢላ ከም ፃዕዳ ዕንዮ ተብርህ ነይራ። ካብ በዓል ቅድስት ኤልሳቤጥ ዝበልጽን ካብ በዓል ሣራ ዝዓብንዶ ነይሩ እዩ ግና ካብዚኣተን ምልእተ ጸጋ ወይ ከኣ ብ ኣንስቲ ዝተባረኸኪ ንስኺ ኢኺ ዝተባህለት ሰብይቲ መን ኣላ እስከ ኣብ ቅዱሳት መጻፍሕቲ ካብ ዝተጠቐሳ ቅዱሳት ኣንስት ብዘይካ ቅድስት ድንግል ማርያም እዚ ፍሉይ መግለጺ እዚ ዝተዋህባ ገጽ ተቅዋመ ሶም ኣብ ከርሚ ኣዳም እንተላ ኮይና ብመብራህቲ ድለዩ ግና ብጥዋፍ ደሊሲኹም እኳ ኣይትረኸቡን ኢኹም ስለዚ ኢና ኸኣ ዓቢይ ምስ ንእሽቶ ሰብኣይ ምስ ሰበይቲ ግሰአሊ ለነ ቅድስት ኦ ቅድስት ለምንልና ንብል።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

አስተያየቶች:


memezon

የማውረድ አማራጮች | ወደ ፒዲኤፍ ቀይር | የዕለቱ መጽሐፍ

© dirzon | የአገልግሎት ደንቦች | የግላዊነት መምሪያ | ስለ | አገልግሎቶች | መልእክት