Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ተመቐንዮም ብተንኩል ብኸፍኣት ግብሪ ካብ ዘይቅንዕና ተበጊሶም ቁላፋን ዘይተገዝሩ ዘይተኸንሸቡ ዘይተጠምቁ ዘይኣምኑ ማለት። ንኣብነት ማይ ቃና ናብ ወይኒ ሰበይቲ ሎጥ ናብ ዓንዲ ጨው ከም ዝተለወጡ ማለት እዩ። ኔዌ ን ጓ ጳራቅሊጦስ መንፈሰ ቅዱስ ካብ ሠለስተ ሥላሴ ሓደ እዩ። ዘርቅ ቁውም ነገር ዘይብሉ ዘረባ ሃጠው ቀጠው ጳንጠ ቄስጤ በዓለ ኃምሳ ካብ ትንሣኤ ከሳዕ በዓለ መንፈስ ቅዱስ ዘሎ ኃምሳ መዓልቲ እዩ። ቡራኬ በረኸት ምረቓ ጁ ሜሮን ዓይነት ቅብኢ ካብቶም ሾብዓተ ምሥጢራት ቤተ ከርስቲያን ሓደ። ገጽ።
ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም መከሥተ አርእስት ምኸንያት መጽሓፊ እዚ መጽሓፍ እዚሀ ፊህ ፏ መቅድም መእተዊ ጐዕዞ ቤተ ከርስቲያን ምዕራፍ ሓደ አመሠራርታ ቤተ ከርስቲያን ምዕራፍ ከልተ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መንጎ ኣይሁድን ኣሕዛብን ምዕራፍ ሠለስተ ናይ ውሽጢ ጸላእቲ ቤተ ከርስቲያን ምዕራፍ ኣርባዕተ እተን ከልተ ናይ ትርጐም ኣብያተ ትምህርቲ ምዕራፍ ኃሙሽተ ቅዱስ አትናቴዎስን መጽሓፍ ቅዱሳዊ ትምህርቱን ምዕራፍ ሽዱሽተ ጉባኤ ኒቅያ ብ ኮወ ዓም ምዕራፍ ሾብዓተ ሃንደበታዊ አማውታ ኣርዮስን መንፈቀ ኣርዮሳውያን ኣብ ልዕሊ ቤተ ከርስቲያን ዘካየድዎ ወራርን ምዕራፍ ሸሞንተ ጉባኤ ቀነስጥንጥንያ ምዕራፍ ትሸዓተ ጉባኤ ኤፌሶን ፊህ ሀ ምዕራፍ ዓሠርተ ጉባኤ ኬልቄዶን ጉባኤ ከለባት ምዕራፍ ዓሠርተው ሓደ ድኅሪ ጉባኤ ኬልቄዶን መጠ ቓለለ እ እ እ እ ን እ ንዓ ን ንዓ ሄን ሄሄ ሄሄ ፊቴ ፊቴ ቀቀ «ፊፊ ራፉ ትርጉም ከቤድቲ ቃላት እ እ እእ ንእን ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ምኸንያት መጽሓፊ እዚ መጽሓፍ እዚ እዚ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ዚብል መጽሓፍ ልዑል ኣገዳስነት ዘለዎ ብቐዳምነትውን ኪረአ ዝግባእ መጽሓፍ እዩ። ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም መእተዊ ጐዕዞ ቤተ ከርስቲያን ኣብ ትምህርቲ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ቤተ ከርስቲያን እንብሎ ንእምነትሃይማኖት ከርስትና እዩ ብኣወፃፅኣ ሰዋስው ቋንቋ ግእዝ ቤተ ከርስቲያን ዚብል ብዘይቤን ብምሥጢርን ሠለስተ ዓይነት ኣወፃጽኣ ኣለዎ። ቤተ ከርስቲያን ንዚብል ቃል ከልተ ጊዜ ጥራይ እዩ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ናይ ቤተ ከርስቲያን ኣሰያይማ ብናይ ሓዲስ ኪዳን ጸሓፍቲ ብፍላይ ብቅዱስ ጳውሎስ ዝተፈላለየ ቃላት ብምጥቃም እኳ እንተኾነ ነታ ሓንቲ ቤተ ከርስቲያን ዚውከል እዩ። ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ሐዋርያት መንፈስ ቅዱስ ዝተቐበሉ አብ ውሽጢ እዚ ቤት እዚ ስለዝነበረ አብ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ናይ መጀመርታ ቤተ ከርስቲያን ከምዝኾነት ዚንገረላ እዛ ቤት እዚኣ እያ ግብ በካ። ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ምጃም ቤተ ከርስቲያን ዘድለየሱ ምኸንያት እምበኣር ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍትን ብናይ አበው ትውፊትን ብሓጺሩ ከምዚ ኣብ ላዕሊ አቐዲሙ ተዘርዚሩ ከምዝተገልጸ እዩ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ምዕራፍ ከልተ ቤተ ክርስቲያን ኣብ መንጎ አይሁድን ኣሕዛብን ቤተ ክርስቲያን ኣብ መንጎ ኣይሁድ ሐዋርያት መንፈስ ቅዱስ ድኅሪ ምቐባሎም ኣብ ቦታ ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ንማትያስ ብሲኖዶስ ሓዋርያነት ሸይሞም ስብከተ ወንጌል ኣብ ከባቢ ከተማ ኢየሩሳሌም ጀመርዎ ዕጫ ድማ ኣውደቹሎም እታ ዕጫ ከኣ ናብ ማትያስ በጽሐት ምስቶም ዓሠርተው ሓደ ሐዋርያትውን ተቹጽረ ግብ ሓዋ ። እዚ ነገር እዚ ኣብ ኩሉ ምስተሰምዐ አብ ሃገር ኣሕዛብ ዝተሠረተት ቤተ ከርስቲያን ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ተሃወኸት መሠረታ ከአ ተነቓነቐ አብዚ እዋን እዚ እቲ ጉዳይ እናተረረ ከደ። ድኅሪኡ ንትምህርቲ ወንጌል ዝኸዱ ኩላቶም ከም ሓደ ልቢ መኻሪ ከም ሓደ ቓል ተናጋሪ ኮይኖም ትምህርቲ ቤተ ከርስቲያንን መልእኸቲ ድኅነትን ካብ ናይ ምኩራብ ኣይሁድ ሕግን ሥርዓትን ዝተፈላለየ ምኺኑ ብዕሊ ኪምህሩ ጀመሩ ናይቲ ውሳኔ ፉርጺ ሓሳብ ካብ ቤተ ኣይሁድ ዝተመልሱ ወይ ድማ ወንጌል ብዘይ ኦሪት ጥምቀት ብዘይ ግዝረት ከርስቶስ ብዘይ ሙሴ ከድኅን ኣይኸልን እዩ እናበሉ ንከርስትና ብዘይኮነ ነገር ንምብራዝ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ዝፈተኑ ቢጽ ሓሳውያን ሓሰውቲ ኣኅዋት ከየኹረዮም ኣይተረፈን በዚ ምኸንያት እዚ ኩርዮም ካብ ቤተ ከርስቲያን ዚወፅኡ እስራኤላውያን ከርስቲያን ከም ዘለዉ መጽሓፍ ቅዱስ እኳ እንተዘይነገረና ቤተ ከርስቲያን መምርሒኣን ሥርዓተ ትምህርታን ምስ ኣፍለጠት ካብቲ ኣብ ኢየሩሳሌም ዚተገብረ ናይ ሐዋርያት ውሳኔ ንነጀው ኣብ ፍልስጥኤም ዚቕመጡ ኣይሁድ ካብ ምምጻእ ቤተ ከርስቲያን አእጋሮም ምእካብ ኣይተረፈን አብ ማአከል ኣሕዛብ ተበቲኖም ዝነብሩ ዝነበሩ ኣይሁድውን እንተኾነ ናይዚ ሲኖዶስ እዚ ውሳኔ ምስ ሰምዑ ናይ አቦታቶም ሕግን ሥርዓትን ብዝግባእ ከንሕሉ ኢና ስለ ዝበሉ ሓዲሽ ሃይማኖት ከርስትና ንምቅባል ኣይተሃወኹን። ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ሃይማኖት ከርስትና ግና ብርግጽ ከምቲ ንሳቶም ዚሓስብዎ ሃይማኖት ለበስ ፖለቲካ ኣይነበረን ይኹን እምበር መንግሥቲ ሮማ ናይ ምስፍሕፋሕ መንፈስ ዚቃወም ኩሉ መገዲ ናብ ሮማ የእቱ እዩ ዚብል ናይ ትዕቢት ኣተሓሳስባ ነበሮ ከምዚፍለጥ ነገስታት ሮማ ብግብዝነት ናቶም ምስሊ ማርሞ አሥሪሖም ኩሉ ሰብ ከምዘምልኾም ይገብሩ ነበሩ እሞ ቤተ ከርስቲያን ድማ ነዚ ከፉአ ልማድ ምምላኽ ምስሊ ነገሥታት ብዕሊ ተቓወመ ቤተ ከርስቲያን ብመሠረት መምርሒኣ አምላኽ ሓደ እዩ ንሱ ድማ ንምድኃንን ምቐታልን ዝኸእል እዩ ንእኡ ከትሰግዱ ንአኡ ከተምልኹ ይግባእ እዚ ንስኻትኩም አትገብርዎ ዘሎኹም ንዕንጨት እምኒ ንእንስሳ ምስጋድ ንነገሥታት አምላኻዊ ከብርን ስግደትን ምሃብ አምልኾ ባዕድ እዩ በለት አብዚ ጊዜ እዚ ኣብ መንጎ ቤተ ከርስቲያንን ነገሥታት ሮማን ኣብ ህልኸ ዘእቱ ከርከር ተፈጥረ። ወዲ ንግሥት እሌኒ ንጉሥ ቄስጠንጢኖስ ግንቦት ኮሾ ዓ ም በዓለ መንፈስ ቅዱስ ሰንበት መዓልቲ ኣብ ኃምሳን አርባዕተን ዓመቱ ናይ ንጉሠ ነገሥት ሥልጣን ካብ ዚኅዝ አብ መበል ሠላሳን ሓደን ዓመቱ ዓረፈ ጥምቀቱውን ኣብዚ ዓመት እዚ እዩ በቲ ዝፈጸሞ ከርስቲያናዊን ሓዋርያዊን ተግባር ቤተ ከርስቲያን ንንጉሥ ቄስጠንጢኖስን ንግሥት እሌኒን ወትሩ ኣብ ታሪኻ ከትዝከሮም ትነብር ኣላ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ምዕራፍ ሠለስተ ናይ ውሽጢ ጸላእቲ ቤተ ከርስቲያን ጸላእቲ ቤተ ከርስቲያን ብናይ ጐይታ ኣነጋግራ ጸራዊ ብናይ ሐዋርያት ኣነጋግራ ቢጽ ሓሳውያን ብናይ ሊቃውንት አኣነጋግራ መናፍቓን ይብሃሉ ደቂ ቤተ ከርስቲያን ዘይኮኑ ከለዉ ደቂ ቤተ ከርስቲያን መሲሎም ወይ ከኣ ካብ ናይ ቤተ ክርስቲያን እምነትን ትምህርትን ከፋሉ ጊዞም ከፋሉ ዘይኃዙ ጐደሎታት እዮም እዞም ሰባት እዚኣቶም ከርዳድ ሥርናይ መሲሉ ከም ዚዓቢ ኣብ ናይ ከርስቶስ ዓፀደ ወይን አብ ውሽጢ ቤተ ከርስቲያን ዝበቼሉ መስሓትቲ እዮም ስለዚ ናይ ቤተ ከርስቲያን ውሽጢ ውሽጢ ጸላእቲ እዮም ከሳዕ እዚ ከምዝረኣናዮ ቤተ ከርስቲያን ምስቶም ናይ ደገ ጸላእታ አረማውያን ቄሣራት ኣይሁዳውያን ብደማ ተኸላኺላ ኣሰነፈቶም ኀሰብ አንተተቓለስካን እንተተዋጋእካን ተሰንፎ ወይ ከኣ የሰንፈካ ንቤተ ክርስቲያን ምስናፍ ግና ኣይከኣልን እዩ ቤተ ከርስቲያን ኩሉ ጊዜ ትዋጋእ እያ ተሰኒፋ ግና አይትፈልጥን ዲያብሎስ ዝናሩ አራገፈ ፍላጻኡ ወድአ። ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ዓወት ብዘይ ቃልሲ የለን እዩ እሞ ቤተ ከርስቲያን ካብ እትምሥረት አትኒዙ ንሠለስተ ሚእቲ ዓመት ዝኣከል ዝተቓለሰቶ ምስ ቄሣራት ጥራይ ዘይኮነ ምስቶም ናይ ውሽጢ ጸላእቲ ምኳኑ ካብዚ ቀጺሉ ዚቐርብ ናይ ታሪኸ ምስከር እኹል መረድኢ እየዩ ቤተ ከርስቲያን ናይ ምሥጢረ ሥላሴን ምሥጢረ ሥጋዌን ትምህርታ አብ ሠለስተ ጉባኤታት ማለት ው ሟ ጉባኤ ኒቅያ ብ ዓም ብዛዕባ ናይ ባህርይ አምላከነት እግዚአብሔር ወልድ። አብቲ ጉባኤታት ከአ ዐንቀጽ ብዐንቀጽ ዝወሰነቶ እዚ ዝተባህለ እዩ እምበር ሓድሽ ትምህርቲ ኣይነበረን ከም ጻህያይ ኣብ ውሽጣ ዝበቼሉ ቢጽ ሓሳውያን ግና ስም ከርስትና ለቢሶም አብ ውሽጢ ከርስትና ተሓቢኦም ንቤተ ከርስቲያን ካብ መስቀል ንምውራድን ብመግነዝ ፍልስፍና ሰበን ገኒዞም ንምቕባርን ማለት ትምህርቲ ቤተ ከርስቲያን ንምጥዋይ ናይ ቤተ ከርስቲያን ንዘይኮነ ፍልስፍናዊ ኣተሓሳስባ ናብ ቤተ ክርስቲያን ንምእታው ብዙኅ ፈተነ አካይዶም ከይቀንዖም ተረፈ ሇሇ ገጻ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም አብ መንጎ መሠረታዊ ትምህርቲ ቤተ ከርስቲያንን አብ ኣተሓሳስባ መናፍቓንን ዘሎ ፍልልይ ብደቂቐ ንኸርድኣና ምእንቲ መናፍቓን ዝገበርዎ ፈተነ ቅድሚ ምትንታንና ናይ ቤተ ከርስቲያን መጽሓፍ ቅዱሳውን ሐዋርያውን ትምህርቲ ብሓጺሩ ከንርኢ ኢና። ነዚ ንመጀመርታ እዋን ብግብሪ ሠሪሑ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ዘርአየና እቲ ርእሲ ቤተ ከርስቲያን ዝኾነ ኢየሱስ ከርስቶስ እዩ። ሊ ብዛዕባ ሥነፍጥረት ግኖስቲካውያን ዘለዎም አተሓሳስባ ከምዚ ዚስዕብ እዩ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም እዚ ዓለም እዚ በቲ ከፉእ አምላኸ ብምፍጣሩ ምንጪ ኃጢኣት እዩ አፈጣጥራ ዓለም እምኅበ አልቦ ካብ ዋላ ሓደ ዘይኮነስ ማለት ከምቲ አብ መጽሓፍ ዘፍጥረት ዘሎ ዘይኮነ ካብ ባዕሉ ካብ ባህርየ መለኮት ከም ብልጭታ መቐሎ ከም ምቃል ሓዊ ሃልሃልታ ተኸፊሉ ተቼሪጹ ዝመጽአ እዩ። ናይ ሜናንድሮስ ናይ ሲሞንን ፈለግ ተኸቲሉ አብ ልዕሲ ቤተ ክርስቲያን ብዙኅ ዘመተ አካይዱ እዩ ሳቱርኒኖስ ዘይፍለጥ ሓደ አምላኸ ምንባሩ ይአምን ንሱ ድማ ንመጀመርታ ንመላእኸቲ ዝፈጠረ እዩ እዚ ዓለም እዚ ከአ ብመላእኸቲ እዩ ተፈጢሩ መላእኸቲ ዓለም ጥራይ አይኮኑን ፈጢሮም ናይ ሰብ እንስሳዊ ባህርዩውን ብመላእኸቲ እዩ ተፈጢሩ በዚ ምኸንያት ሰብ ፍጹም ዝኾነ ኃይሊ የብሉን ካብዚ ዚተላዕለ አብ መሬት ወዲቹ ከም ሓሰኻ መሬተመሬት ኪፋሓኹ ጀመረ ድኅሪ ነዊኅ ጊዜ ካብ ሉዓላዊት ኃይሊ ዝተመቐለ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ዝተኸፍለ ሕይወታዊ ማሕታ ብልጭታ መጺኡ አብ ሰብ ኃደረ። ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ማኒ ብ ዓም አብ ፋርስ ካብ ዚነብሩ ካብ ጠንቁልቲ ቤተ ሰብ ተወልደ። ቀጺልና ከም እንርእዮ ብምልእታ ቤት ትምህርቲ ኣንጾኪያ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ኣዕለቕሊቕዋ ዝነበረ መልከዑ እኳ እንተለወጠ ንሱ እዚ ናይ ጳውሎስ ሳምሳጢ ትምህርቲ እዩ። ብኻልእ ወገን ድማ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ጐዕዞ ቤተ ከርስቲያን ብምትዕንቃፍ ሽግር ዚፈጥሩ መናፍቓንውን ካብዘን ከልተ ኣብያተ ትምህርቲ እዮም ወጺኦም ኣብዘን ከልተ ኣብያተ ትምህርቲ ማለት ቤት ትምህርቲ ኣንጾኪያን ቤት ትምህርቲ እስከንድርያን ዝተማህሩ ሓደ ሓደ ሰባት ምስ ኣተሓሳስባኦም ኣብዚ ተጻሒፉ እንተ ኣቕረብና ንኣንበብቲ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ግልጺ ይኸውን ንመጽናዕቲውን ይጥዕም ካብቶም ኣብ ቤት ትምህርቲ እስከንድርያ ዝተማህሩ ሀ ቀሌምንጦስ ዘእአስከንድርያ ቀዳማይ ስሙ ቲቶ ፍላብያኖስ እዩ ቀሌምጦስ ብሻ ዓም ኣብ ከተማ አስከንድርያ ካብ ኣረማውያን ቤተሰብ ተወልደ ቀሌምንጦስ ብተፈጥሮኡ ቀለም ምጽናዕን ንዘጽንዖ ከአ ናይ ምምርማርን ውህብቶ ስለ ዝነበሮ ናይ ግሪኻውያንን ናይ ሮማውያንን ፍልስፍና ብሕፃንነቱ አትኒዙ ተማህረ። ናይ አብ ናይ ወልድ ናይ መንፈስ ቅዱስ ተዋሕዶ ግሩም ምሥጢር እየዩ ናይ ኩሉ አቦ ሓደ እዩ ናይ ቫሉ ቓል ሓደ እዩ ኣብ ቫሉ ዘሎ መንፈስ ቅዱስውን ሓደ እዩ። ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ኣብ ትምህርቲ ምሥጢረ ሥላሴ ናይ ኩሉ አቦ ሓደ እዩ ናይ ኩሉ ቓል ሓደ እዩ ወልድ ናይ ኩሉ ሕይወት ሓደ እዩ መንፈስ ቅዱስ እንብሎ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ብምብጋስ ካብ ራብዓይ ሚእቲ ከፍለ ዘመን አትጊዞም ብዝተንሥኡ ናይ መሰልቲ ሐዋርያት አቦታት ከምዝመሥጠርዎ ሠለስቲኦም አካላት ብናይ ባህርይ ግብሮም ብሓድነቶም ከንጽውዕከንጠቅስ ከሎና ጥራይ እዩ። እዚ ከአ ነቶም አብ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ዓንቀጸ ተዋሕዶ ምንታዌ ማንታነት ከም ዘሎ ዚምህሩ ናይ ቤት ትምህርቲ ኣንጾኪያ መማህራን ምንጮም ኮነ። እዚ ናይ ኣርጌንስን ናይ መሰልቱን ሓሳብ ምንም እኳ ኣብ ቤት ትምህርቲ እስከንድርያ እናተዳኸመን እናሃሰሰን እንተኸደ ካብ እስከንድርያ ወፃኢ ብዝያዳ ከአ ኣብተን ኣርጌንስ ተሰዲዱ ዚቕመጠለን ዝነበረ ሃገራት ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ማለት ኣብ ፍልስጥኤም ኣብ ቂሳርያ ኣብ ኣንጾኪያ ብዙኃት ሰዓብቲ ኣፍርዩ እዩ ከሳዕ እዚ ኣብታ ናይ ሃይማኖት ቤት ትምህርቲ እስከንድርያ ዚተማህሩ እሞ ናብ ፍልስፍና ዘድልዉ ወይ ዚዘንበሉ ቀንዲ ቀንዶም አቕሪብና ብምቅጻል ድማ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣንጾኪያ ዚተማህሩ ከንርኢ ኢና። ታታ ታ ታፋ ፋ ገ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ምዕራፍ ኃሙሽተ ቅዱስ አትናቴዎስን መጽሓፍ ቅዱሳዊ ትምህርቱን ቤተ ከርስቲያን ካብ እትምሥረት ከሳዕ ዘመን ቅዱስ አትናቴዎስ ሐዋርያዊ ሠለስተ ሚእቲ ዓመት እዩ። ብዛዕባ ስድራ ቤት ቅዱስ አትናቴዎስ ዝተጻሕፉ ብዙኃት ናይ ታሪኸ መረድኢ የብልናን ሓደ ሓደ ሰባት ወልደ አረሚ ነበረ ይብልዎ ትሕት ኢልና ከም እንርእዮ ግና ቅዱስ አትናቴዎስ ወዲ ከርስቲያን እዩ ዚመስል እዚ ኮነ እቲ ቅዱስ አትናቴዎስ ካብ ናይ ጻውቲ ቦታ ተመሪጹ ዝተጸውዐ አቦ ቤተ ከርስቲያን እዩ። እዚ ቅዱስ አቦ እዚ አብ ዘመን ሊቀ ጵጵስናኡ ማለት ተሸይሙ ከሎ ብዙኅ ፀዋትወ መከራ ተቐቢሱ እዩ ትምህርቲ ቅዱስ አትናቴዎስ ብዛዕባ ህልውናን መግቦት እግዚአብሔርን ከምቲ አቐዲሙ ዝተገልጸ አብ ቤት ትምህርቲ እስከንድርያ ኮነ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣንጾኪያ ናይ ፍልስፍና ጉባኤታት ኣብ ትምህርቲ ከርስትና ተደሪቡ ተአታትዩ ነበረ። ቅዱስ አትናቴዎስ ብዛዕባ መንፈስ ቅዱስ ዝሃቦ ትምህርቲ አትናቴዎስ ብዛዕባ አምላከነት መንፈስ ቅዱስ ኣብ ዝሃቦ ትምህርቲ መንፈስ ቅዱስ ከም አብ ከም ወልድ ከም አብን ከም ወልድን ፍጹመ አካል ምኺኑ ብባህርይ ብህልውና ምስ አብን ወልድን ሓደ ከም ዝኾነ ይምህር ኣብ ብሉይ ኪዳንን ኣብ ሓድሽ ኪዳን ከም ናይ አብን ከም ናይ ወልድን አምላኻዊ ከብሩ ተነጊሩሉ እዩ አሞ ካብ ቅድስት ሥላሴ ሣልሳይ ኣካል ዝኾነ መንፈስ ቅዱስ ሕጹጽ ፍጡር ኣይኮነን። መንፈስ ቅዱስ ንሐዋርያት ምሥጢር ገሊጹ ቋንቋ ኣዛረቦም ቤተ ከርስቲያን ካብ በዓለ መንፈስ ቅዱስ ጳንጠቆስጤ ጀሚሩ ዝመርሓ መንፈስ ቅዱስ እዩ ኣብ ትምህርቲ አትናቴዎስ ናይ ባህርይን ህላዌን ከምኡ ድማ ናይ ኣካላት ፍልልይ ኣብ ቤት ትምህርቲ እስከንድርያ ድኅሪ አትናቴዎስ ኣብ ምሥጢረ ሥላሴ ዚንገሩ ባህርይ ህላዌ ከዊን ዚብሉ ቃላትን ቅኑዕ ትርጓሜኦምን ከምዚ ዚስዕብ እዩ ኡሲያ ህላዌ ንዚብል ቃል ኣብ ቤት ትምህርቲ እስከንድርያ ብዝነበረ ናይ ምሥጢረ ሥላሴ ትምህርቲ ኣካል ካብ ባህርይ ከይተፈልየ እቲ ሓደ ካብቲ ሓደ ተፈልዩ ዚፍለጠሉ ከዊን ማለት እዩ። ኣብ ዘመነ ኤሏስ ቆጳስነቱ ቅዱስ አለእስክንድሮስ ምእንቲ ቤተ ከርስቲያን ብዙኅ ዝተጋደለ ናይ ቤተ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ከርስቲያን እሙን አቦ እዩ። በዚ ኮነ በቲ ዘዋሕድ ምስለ አብ ዚብል ቅኑዕ እምነት ከም ሓደ ልቢ መኻሪ ከም ሓደ ቓል ተናጋሪ ኮይኖም ተሰማሚዖም ዝተቐበልዎ ጥራይ እዮም እቲ ጉባኤ ናይ ሃይማኖት ውሳኔ ዝውሰነሉ ስለ ዝነበረ ከምቲ ጉባኤ ሐዋርያት ማለት ናይ ኤጺስ ቆልሳት ጉባኤ ጥራይ ኣይነበረን ሶዞሜን ዝተባህለ ጸሓፍ ዛንታ ቤተ ከርስቲያን ከም ዚጸሓፎ ናይ ግሪኸ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ፈላስፋታት ኣርጌንሳውያንን ደገፍቲ ኣርዮስን ምእንቲ ከይሓምዩ ብብዝኒ ተጸዊዖም መጺኦም ነበሩ አርቶዶከሳውያን ተዓዘብቲ ግና ውኅዳት ነበሩ ካብ ወገን ኦርቶዶከሳውያን እኒ ኤዎስጣቴዎስ በዓል ኣንጾኪያ አትናቴዎስ በዓል እስከንድርያ ያዕቆብ በዓል ንጽቢን ዋናታት ነበሩ። እቲ ጉባኤ መጀመርታ ዝተዘራረበሉ ኣርእስቲ ኣርዮስ ንዘቕረቦ ጥቅስታት ምምርማር ው ኣርዮስ ጥበብ ንዚብል ቃል ብኸመይ ከምዝተርጐሞ ምርኣይ ሟ ጅ ወልድ ብባህርዩ ፍጡር እንተደኣ ኮይኑ ኣብ ምሥጢረ ድኅነት ኪበጽሕ ዚኸእል ኃደጋ ፎ ቃለ አግዚአብሔር ወልድ ፈትዩ ምእንቲ ድኅነት ደቂ ሰብ ዝገበሮ ተዋርዶ ምውራድ ኣርዮስ ናይ ባህርይ ተኣዛዝነትተዋርዶ ስለ ዝነበሮ እዩ ስለ ምባሉ ታ ታ ታታ ቆፋ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ብተወሳኺ ወልድ ብባህርዩ ፍጡር ከንሱ ከም ካልኦት ፍጡራን ብገድሊ ብትሩፋት ናይ አምላኸነት ከብሪ ረኸበ ብምባል ኣርዮስ ዚተናገሮ ኣብቲ ጉባኤ ዚነበረ ከትዕ ኣርዮስን ተሓባበርቱን ፍልስፍና ግሪኻውያንን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ንአኣቶም ከም ዚጥዕም ጌሮም ዚተርጐምዎ ጥቕቅስታት ንኣብነት ምሳቿ ዝኣመሳሰሉ ጥቐስታት እናጠቐሱ ብዛዕባ ናይ ወልድ ፍጡር ምኺኑ ዚሕግዞም ኮይኑ ዚስምዖምን ዚመስሎምን ቲኀዞም እዋሓስ አግብእ ኪብሉ ከለዉ እኒ አትናቴዎስ ድማ ኢየሱስ ከርስቶስ መድኃኒ እዩ መድኃኒ ምኺኑ ካብ ኣመንካ ናይ ባህርይ ኣምላኸነቱውን ከትኣምን እዩ ዚግብኣካ ከመይ ዜድኅን እግዚአብሔር ጥራይ ምኺኑ መጽሓፍ ቅዱስ መስኪሩ ኣሎ እናበሉ ይረትዕዎ ነበሩ። አብውን ቀዳሚ ወይ ሰዓቢ ንዘይብሉ ነቲ ሓደ ናይ ባህርይ ወዱ ንኢየሱስ ከርስቶስ አቦነቱ ኪምስከር ከሎ ኣብ ዮርዳኖስ ምስ ዮሐንስ ጸምቢሩ ወይ ኣብ ደብረ ታቦር ምስ ዮሐንስን ያዕቆብን ጴጥሮስን ደሚሩ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ውሉድደየ ውሉደይ ደቀይ ኣይበለን አጽርዩ ፈልዩ ወልድየ ወደየ እዩ ዝበሉ ብድኅሪ እዚ ኩሉ ከትዕን መልስን ኣብቲ ጉባኤ ካብ ዝነበሩ አቦታት መብዛኅትአም ሓሳብ ኣርዮስ ሓሳብ ድኹማት ደቂ ሰብ ደኣ እምበር ምስ ምሥጢር እግዚአብሔር ዚዛመድ አምላኻዊ ዘይምኺኑ ንአውታር እምነት ቤተ ከርስቲያን ዜናውጽ እዩ ብምባል ሓሳባቶም ኪገልጹ ከለዉ ከምዚ ዚስዕብ በሉ ከርስቶስ ባዕሉ ኾነ ሐዋርያት ዝመሃሩና ኣብ ልቢ ዚነብር እምነትን ሓቅን ደኣ እምበር ብምርምርን ብፍልስፍናን ዚፍለጥ ደገአዊ ፍልጠት ኣይመሃሩናን ብምባል እምነት ግዙእ ፍልስፍና ከምዘይኮነ ብሓጺር አገላልጻ ተዛረቡ አብቲ ጉባኤ ኣውሳብዮስ ዘቂሳርያን ኣውሳብዮስ ዘኒቆሚድያን ንኣርዮስ ንምሕጋዝ ወልድ ንአብ ይመስሎ እዩ ዚብል ሓሳብ ኣቅሪቦም ነበሩ እንተኾነ ነዚውን ካብ ኣመለኻኸታ ኣርዮስ ተፈልዩ ዘይርአ ብምኺኑ እቲ ጉባኤ ነጸጎ ኣብ መወዳእታ እቲ ጉባኤ ብዛዕባ አምላኸነት ወልድን ምስ አብ ድማ ብባህርይ ሓደ ምኺኑ ብአትናቴዎስ ዝቐረበ መረድኢታትበቲ ሓደ ወገን በቲ ካልእ ድማ ኣርዮስ ዝገፋፈጦምን ዝገፍገፎምን ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ በቲ ሓደ ወገን ብምግባር ድኅሪ ምውድዳር ነዚ ብጽፈት ኣጽኒዑ ነዚ ዚስዕብ ውሳነ ኣኅለፈ አርዮስ ወልድ ብመለኮቱ ፍጡር እዩ ንምባል ዘድፈሮ ጥቅሲ ብገመድ ፍልስፍና ተጠሊፉ ፈለጥኩ ተመራመርኩ ብምባል ዘምጸኦ ደኣ እምበር እቶም ዝቐረቡ ጥቕስታት ናይ ወልድ ፍጡርነት ዚገልጹ ኣይኮኑን ድኅሪ ምባል ብምቅጻል ኣርዮስ ካብ ስሕተቱ ኣይምለስን እየ እኝተደኣ ኢሉ ግና ንትምህርቱን ንኣርዮስን ኣብዛ ሐዋርያዊት ቤተ ከርስቲያን ቦታ የብሎምን ብምባል በቲ ንቤተ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ከርስቲያን ዝተዋህባ ሥልጣን ንኣርዮስ ኣውጊዞም ፈለይዎ ናብ እስከንድርያ ከይኸይድውን ወሰንዎ። ቅዱስ አትናቴዎስ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ኣብ ሥልጣን ፓትርያርከነት ዝጸንሐ ንማ ዓመት እዩ። አብዚ ጉባኤ እዚ ካብ ዝተወሰኑ ቀንዲ ቀንዲ ውሳኔታት ሀ ኣብ ምሥጢረ ሥላሴ መንፈስ ቅዱስ ሕፁፅ እዩ ኢሉ ዝመሃረ መቅደንዮስ ከምዝተወገዘ ለሊ ኣብ ምሥጢረ ሥጋዌ ቃለ እግዚአብሔርወልድ ሰብ ኣብ ዝኾነሉ ጊዜ ሥጋ ደኣ እምበር ነፍሲ ኣይተዋሕዶን ኢሉ ንዝመሃረ አቡሊናርዮስ አፖሊናርዮስ ከምዝተወገዘ ሐ ወዲ እግዚአብሔር ዝተዋሕዶ ሥጋ አዳም ኣይኮነን ካልእ ብቕድምና ዝነበረ ሥጋ እዩ ዚብሉ መናፍቓን ምውጋዝ መ ኣብ ልዕሊ እታ ኣብ ጉባኤ ኒቅያ ንዝረቐቐት ጸሎተ ሃይማኖት ዝተወሰኸ ኃሙሸተ ዐንቀጽ ዘለዎ ናይ ሃይማኖት ቀኖና ከምዝረቐቐ ብዘይ እዚ ነቲ ኣብ ጉባኤ ኒቅያ ዝረቐቐ ጽሑፍ ምሥጢሩ ዘይኮነስ ንባቡ ንምትኸኻል ኣብዚ ጉባኤ እዚ ዝአተዉ ሓደ ሓደ ቃላት ኣለዉ። እዚ መናፍቕ እዚ ነቲ ካብ ቅድስት ሥላሴ ሣልሳይ ኣካል ዝኾነ መንፈስ ቅዱስ ሕፁፅ እዩ ማለት ፍጡር እዩ እናበለ መርዙ ኣብ ቀነስጥንጥንያን ኣብ ከባቢኣን መርዙ ኣብ ዝጐሥዓሉ ጊዜ ብጐሣዑ ዝተመረዙ አጽራረ መንፈስ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ቅዱስ ወይ ድማ ኔዩማቶማኮይ ፎክርርክጳዐጠርከ ዚበሃሉ ሰዓብቱ መናፍቓን ንቤተ ከርስቲያን ሃወኸዋ እዚ ከሕደት መቅደንዮስ ምስተሰምዐ ከምቲ ዝተለምደ ቤተ ከርስቲያን ናይ ተቓውሞ ደወላ ኣስምዐት። እቲ ካብ እግዚአብሔር አብ ዝተወልደ ቃል ነቲ ካብ ማርያም ዝተወልደ ወዲ ዳዊት ኃደሮ ስለዚ ወዲ ዳዊት ንወዲ እግዚአብሔር መቐደስ ማኅደር እዩ ኣቕሓ ኣብ ጨርቂ ከም ዚጥቐለል መጽሓፍ ኣብ ማኅደር ከምዚኃድር ከምዚ እናበለ ስለ ዝመሃረ ንመላእ ኣንጾኪያ ብትምህርቲ ምንታዌ ኣዕለቕለቓ ኣንጾኪያ ብትምህርቲ ሉቅያኖስ ዝተላዕለ ኣብ ምሥጢረ ሥላሴ መዓርገ መለኮት ብምብልላጽ መፈልፈሊ ኣርዮሳውያን ከምዝኾነት ሕጂ ድማ ብድያድርስ ዝተላዕለ ኣብ ምሥጢረ ሥጋዌ ናይ ከልተ ባህርይ ትምህርቲ ምንጪ ምኺና ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ዚከታተሉ ኩሎም ኬስተውዕልዎ ይግባእ ብትምህርቲ ሉቅያኖስ ዝተመረዘት ቤት ትምህርቲ ኣንጾኪያ አተሠልጥኖም ኩላቶም ኣብ ልዕሲ እቲ ኣብ ምሥጢረ ሥላሴ ዘለዎም ጌጋ ርድኢት ናይ ድያድርስ ናይ ኅድረት ትምህርቲ ኪሕወሶ ከሎ ዝበኣሰ ፅግርግር ስለ ዝኾነ ቤተ ከርስቲያን ኣዝያ ተሃወኸት ኣብ ወንጌለዮሐንስ ጳካ ወውእቱ ቃል ሥጋ ኮነ ዚብል ንባብ ሊቃውንቲ እስክንድርያ ንምሥጢረ ሥጋዌ ምስ ምሥጢረ ምድኃን ኣሰማሚዖም ኪትርገምዎ ከለዉ ሊቃውንቲ ኣንጾኪያ ድማ ቃል ሥጋ ኮነ ማለት ናብ ሥጋ ተለወጠ ማለት እዩ። ሉቃ » ቃል ቅድሚ ሥጋዌን ኣብ ጊዜ ሥጋዌን ድኅሪ ሥጋዌን ዘይልወጥ እዩ ቃል ሰብ ኮነ ሥጋ ለበሰ ሓደ ኣካል ሓደ ባህርይ ኮነ ማለት ፍጹም ሰብ ፍጹም አምላኸ ሓደ ኣካል ሓደ ባህርይ ኮነ ተዋሕዶኡ ባህርያዊ እዩ ነቲ ብከዊን ዝተገብረ ባህርያዊ ተዋሕዶ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም እንተዘይተቐቢልና ከልተ ደቂ ናብ ዚብል ዓዘቅቲ ከንኣቱ ኢና። ከመይ ድኅሪ ሥጋዌ እዚ ናይ ቃል እዩ እዚ ናይ ሥጋ እዩ ኣይበሃልን እዩ። ቅዱስ ቄርሎስ ኣብ እስከንድርያ ነዚ ኪምህር ከሎ እቲ በቲ ዘመን እቲ ዝነበረ ናይ ቀስጥንጥንያ ኤጺስ ቆጾስ ንስጥሮስ ነቲ ካብ ድያድርስ መምህሩ ዝረኸቦ ናይ ከልተ ባህርይን ናይ ኅድረትን ትምህርቲ ናብ ቤተ ከርስቲያን ንኬተኣታቱ ይጓየ ነበረ። ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ምዕራፍ ዓሠርተ ጉባኤ ኬልቄዶን ጉባኤ ከለባት ብጳ ዓም ኤርትራዊት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ከርስቲያን ከምተን ናይ ምብራቕ ኣብያተ ክርስቲያን ኣኅታ ቪ ርከፌኩርከር ማለት ከም ናይ ግብፅ ናይ ሶርያ ናይ አርመንን ህንድን ኢትዮጵያን ንውሳኔን ቀኖናን ጉባኤ ኬልቄዶን ኣይተቐበለቶን ዋላኳ አይትቀበሎ ቅድሚ እቲ ጉባኤ ኾነ አብ እዋን ጉባኤ ወይ ድኅሪ ጉባኤ ኩሉ እቲ ዝነበረ ኩነታት ኣንበብቲ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ምእንቲ ኪፈልጥዎ ኣብዚ ምዕራፍ ቐሪቡ ኣሎ። ሓደ ሰብ ከኣ እምነተይ ከምዚ እዩ ኪብል ከሎ ኣይፋልካን ሓሲኻ አምነትካ ከምዚ እዩ ኪበሃል ስለ ዘይከኣል እቲ ጉባኤ ንአለቱ ንኣውጣኪ ካብ ውግዘቱ ፈቲሑ ነቲ ኣብ ቤተ ከርስቲያን ዝነበሮ ሥልጣን መለሰሉ ብድኅሪ እዚ ቅዱስ ዲዮስቆሮስ ነዚ ዚስዕብ ቃል ነቲ ጉባኤ ኣስምዐ እቦታትና ካብ ኒቅያ ከሳዕ ኤፌሶን ብጉባኤ ተአኪቦም ካብ ዝወሰንዎ እምነት ኃሊፉ ካልእ ዚውስኸ ኮነ ዜመሓይሽ እንተ ተረኸበ ውጉዝ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ይኹን። ወይ ከኣ ኣካል ሓደ እዩ ከምዝበልና ባህርይ ድማ ሓደ እዩ ከንብል ኣሎና እዚ ድማ ከም ትምህርቲ ቅዱስ ቄርሎስ ማለት እዩ። ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ይ ኣብ ራብዓይ ታራ ሞጽሪ ናይ ከልቲኡ ባህርያት ሃብታት ኣብ ሓደ ኣካል ብማዕርነት ኣሎ ማለት ከኣ ከም ከልተ ኢድ ከም ናይ ሚዛን ድስትታት ማለት እዩ። ነቲ ትምህርቲ ግና ከምቲ ኣቐዲሙ ዝተገልጸ ናይ ንስጥሮስን ናይ ልዮንን እዩ እምበር ናይ ጴጥሮስ ኣይኮነን ከመይ ጴጥሮስ ኣካል ምስ ህላዌ ተገሊጹሉ ስኻ ወዲ ሕያው አምላኽ ኢኻ ኢሉ ከርስቶስ ሓደ ኣካል ሓደ ባህርይ ምኺኑ ኣብ ጉባኤ ቂሳርያ መስኪሩ ዝኃለፈ ሓርበኛ ሐዋርያ እዩ ከም መልእኸቲ ልዮን ናይ መለኮትካ ባህርይ ጥራይ በይኑ ወዲ እግዚአብሔር እዩ ኣይበለን ከምኡውን ቅዱስ ቄርሎስ ቃል ብሥጋ ሞተ ኢሉ ዝመሃረ ካብ ቅዱስ ጴጥሮስ ብዝረኸቦ ትምህርቲ እዩ ። ካልኣይ መጸዋዕታ ቅዱስ ዲዮስቆሮስ ቅዱስ ዲዮስቆሮስ ብርግጽ ብካልኣይ መጸዋዕታ ኣይመጽአን ኪመጽእውን ኣይነበሮን ከመይ ሓደ ኣቦ ቤተ ከርስቲያን እሞ ድማ ናይቲ ዓቢይ መንበረ ማርቆስ ሊቀ ጳጳስ ዝኾነ ቅዱስ ዲዮስቆሮስ ከም ሓደ ሕፃን ኪድ ኪብልዎ ዚኸይድ ናዓ ኪብልዎ ከለዉ ዚመጽእ ኣይኮነን ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ንዜጽንዕ ኩሉ ሓቁ ንምግላጽ ጉባኤ ኬልቄዶን ከምቲ ኣብ ኢየሩሳሌም ብዛዓም ዝተገብረ ጉባኤ ሐዋርያት ከም ጉባኤ ኒቅያ ከም ጉባኤ ቀስጥንጥንያ ከም ጉባኤ ኤፌሶን ርእሱ ዝኸአለ መዘራረቢ ርእሰ ነገር ወይ አጀንዳ ኣይነበሮን አዚ ጉባኤ እዚ ንፍልስፍና ንስጥሮስ ንምሕዳስ ንመንበር አስከንድርያ ንምውራድን ዝተገብረ ጉዳይ ሥልጣን ዘለዎ እዩ። ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ጢሞቴዎስ ከኣ ንእምነት ተዋሕዶ ተገዳሲ ዓርኪ ቅዱስ ቄርሎስን ቅዱስ ዲዮስቆሮስን ስለ ዝነበረ እታ ብምእሳር ቅዱስ ዲዮስቆሮስ ትርበጽ ዝነበረት ግብጺ በቲ ናይ ጢሞቴዎስ ምሻም ተጸናንዐት ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ምዕራፍ ዓሠርተው ሓደ ድኅሪ ጉባኤ ኬልቄዶን ድኅሪ ጉባኤ ኬልቄዶን ንኣስታት ሓደ ሚእትን ኃምሳን በ ዓመታት ዚኣከል ኣብ ቀስጥንጥንያ ዝነገሥ ነገሥታት ቤተ ከርስቲያን ንምውሕሓድ ብዙኅ ፃዕሪ ገበሩ። እዚ ዝኾነ ካብ ቿኮጓ ዓም ኣብ ዘሎ ገጽ ታሪኸ ቤተ ከርስቲያን ኣብ መድረኸ ዓለም ጊዜ ነበረ።