Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ፍ ጺሰሕህ ሸጉሺየሽፇሪ ሇኋጠጠጂ ሪ ካፍኮጽ ከሃ ሯጀርዩፐፍከ ፍ ርርዩክበክፎፐ ፐርኛክ ክ ሐጺር ጽሑፍ ብዛዕባ ሰዋስው ግእዝ ዝምልከት አርእስትታት ከቅርብ እየ እቶም ዝሔሸ ፍልጠትን ሐበረታን ዘሎኩም ሰባት ከአ ጌጋ ንዘሎ እናአረምኩም ከተንብብዎ እዕድም ዘመናዊ ማዕከናት ወይ መራኸብቲ ብዙኃን ሰርጩክከፀ ዜማታትን ጸሎታትን ጽሑፋትን እናበዝሑ ምህላዎም እውን ዘተባብዕ ምልከት እዩ። ገለ ካብኦም አመ ሂ ህየንተ ለ አምጣነ ቅድመ ሶበ አንጋዮጊ ዳአእሙ ኬ አላአመሂባሕቱ አመ ተንሥአ ወእንሥአ ኩሎ ሙታነ መኑ አንጋ ውእቱ ዝንቱ አስመ መምህረ ሕግ ይሁብ በረከተ ፈደዩኒ እኪተ ህየንተ ሠናይተ ወ ከም መራኸቢ መስተጻምር ንከልተ ወይ ካብ ከልተ ንዝበዝሑ ቃላት የተሓሕዝ። ንበውእ እንከሰ ውስተ አብያቲሁ። ሐበረታ መጻሕፍቲ ሐበረታ ናይ ዝተጠቀምኩሎም መጻሕፍቲ ውሑድ እዩ ። አብ ሀገርና ብዙሐት ደረስቲ ብዛዕባ ቋንቋ ግዕዝ ዚገብርዎ አስተዋጽአ ብርኩት ምኳኑ እውን ሐበረታ አብ ቤተ ከህነት እውን ነቲ ቋንቋን ሰዋስውን አዝዮም ዚፈልጥዎ ን አብ ምትርጓም ጽሑፋት ተጸሚዶም ዚገብርዎ አስተዋጽኦ ከምዘሎ ውን ብሩህ ብተወሳኺ ዝተዓዘብኩዎ ናይ ገሊኡ መጻሕፍቲ አቀራርባ ሰዋስው ፋሕ ዚበለ እዩ ናይ ኪዳነ ወልድ ከፍሌ ሐደ አብነት እዩ። ሐበረታ ዘሸዩበርፀ ካብዚ አብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዝወጸ የልቦን ገሊኡ ካብቲ ቅድሚ ብዙሕ ዓመታት ዝተምሀርከዎ ዝዝከር ስለ ዘሎ እዩ።
ፍ ጺሰሕህ ሸጉሺየሽፇሪ ሇኋጠጠጂ ሪ ካፍኮጽ ከሃ ሯጀርዩፐፍከ ፍ ርርዩክበክፎፐ ፐርኛክ ክ ሐጺር ጽሑፍ ብዛዕባ ሰዋስው ግእዝ መውጽኢ አርእስቲ ገ ቋንቋ ግእዝ ስሙን ታሪኹን ፊደላት ግእዝ ግሲን ተወሳኸ ግሲን ኮ ምርባሕ ግሲ ተሳጋሪ ግሲን ተሰሐቢ ስምን ጸ ስምን ከንድ ስምን ቅጽል ቀጽሪ ቿ ዘርፍን በዓል ቤትን ሆ ናይ ዋንነት መስተዋድድ መስተጻምር ናይ ሕቶ ቃላት አወታውን አሉታውን ቃላት መመልከቲን ቃለ አጋንኖን መመላእታ ቋንቋ ግእዝ መእተዊ ቋንቋ ግእዝ ሽሕኳ አብዚ እዋንዚ አብ መዓልታዊ ዘረባናን ጽሑፋትናን ዘይንጥቀመሱ ናይ ዘመን ጥንቲ ቋንቋ ኮይኑ አብ ገዳማት ዚነብሩ ባሕታውያንን ተመሃሮ ዜማን ቅኔን ወገን ቤተከህነትን ጥራሕ ዚርድእዎ እንተመሰለ ቋንቋ ግእዝ ጌና ሕያውን ዝውቱርን ቋንቋ እዩ እንተበልኩ ካብ ሐቂ ዝረሐቅኩ አይመስለንን ቋንቋ ግአዝ ከዕቀብ ዘለዎ ቋንቋ እዩ ኢለ እአምንአብዚ ሐሳብዚ ብምምርኳስ ከአ ነዛ ሓጻር ጽሕፍቲ ብዛዕባ ቋንቋ ግአዝ ከቅርብ እፈቱ ዋና ዕላማ ናይዚአ ጽሕፍቲ አብ ናይ ቤተክርስትያናት ጽሑፋትን ጸሎታትን ዚርከቡ ቃላትን ምሉእ ሐሳባትን ብቅኑዕ መንገዲ ምእንቲ ከነንብቦምን ከነዘይሞምን ከንርድኦምን መሠረታዊ ሰዋስው ግአዝ ምፍላጥ የድሊ ብዝብል ተበግሶ እዩ። ግአዝ ምስ ቋንቋታት ማእከላይ ምብራቅ ብፍላይ ከአ ምስ ዓረብ ከአ ይዛመድ ንኣብነት ኣስማት ናይ ኣዋርሕ ካብ ቋንቋታት ሴማውያን ዚመጸ ይመስል ካብ ግሪኻውያን ዚተወስደ ስነጥበባዊ ቲ ነገራት ውን አሉሎ ቋንቋ ግእዝ ናይ ቤተክርስትያንን ናይ ቅዱስ ነገራትን ቋንቋ ተባሂሉ ውን ይስመ እዩ። ቀጺሉ ግን አድመጽቲ ፊደላት ዐ ተወሰኹ ሽዑ ንሽዑ ከአ ቋንቋታት አርመንያን ጆርጅያን አርግቫንን አብ ካውካሳስ ዚበሃል ከፍሊ ዓለም ዚርከቡ ነቲ ፊደላት ግእዝ ተለቅሕዎ ዚብል ጽሑፍ አሉ ግእዝ ሓደ ናይ ዜማ ከፍሊ እውንዩ ግእዝ አዝልአራራይ ከምኡ ከአ ስም ናይ ቀዳመይቲ ፊደል ማለት ሀ ግእዝ በ ግእዝ ወዘተ። ለበ ከምቲ አብ ቋንቋ ግሪኸ አልፋን ጸጌዌከ ኦሜጋን መዉወ መጀመርያን መወዳእታን ፊደላት ዝኾና ኣብ ግእዝን ቋንቋ ግብጽን ከአ ሀ ቀዳመይቲ ፐ ከኣ ናይ መወዳእታ ፊደላት እየን አድመጽቲ ፊደላት ካብታ ቀዳመይቲ ፊደል ማለት ግእዝ ኣድመጽቲ ፊደላት ሇሪዝሬ ይውለዱ አስማቶምን መስርዖምን ከአ ከምዚ ዚስዕብ እዩ። ግእዝን ግዕዝን ናይ ኣናባብ ፍልልዩ ነንባቢ እገድፎ ለቡ እዚ አብ ታሕቲ ዘሎ አስማት ናይ ሰዋስዋዊ አርእስቲ ናይ ነፍስ ወከፍ ምዕራፍ አብ ትግርኛእንግሊዘኛ ዚብል መዝገበ ቃላት ዝተመስረተ እዩ ንኣብነት ግሲን ዓንቀጽን ትርጉሞም ሐደ አይኮነንን ይ ምዕራፍ ግሲን ተወስኸ ግሲን ሃሇፎሯጀም ለሕየኩከ ግሲ ግሲ ማለት ሠር ናይ ቃል ኮይኑ ከይተራብሔን ከይተባዝሔን እንከሎ ዘርኢ ቃል እዩ። እዚ ናይ አካልን ተራባሒ ግስን ምግጣም ከቢድ አይኮነን ከመይ ከም ትግርኛ እዩ ንኣብነት አብ ጽሑፋትጸሎታት እንተተመልከትና ገለ ናይ ብዙሓት እዩ ተፈስሑ በእግዚአብሔር ዘረድአነ እዩ ዚበሃል እምበር ተፈስሕኩ አይኮነን አብ ካልእ ጸሎት ከአ ነጸላ አካል እዩ ዘመልከት ቅዱስ ሥሉስ ዘኢይትነገር ሀበኒ ከመ እንሳእ እዩ ዚብል እምበር ሀበነ ከመ ንንሳእ አይኮነን ዚብል እሞ ነቲ ጽሑር ከምቲ ዝተጻፎ ከነንብቦ የድሊ። ገብረ ተሳጋሪ ግሲ እዩ ማለት ካብ ሰከበ ደቀሰ ይፍለ ሰከበ ዘይሳገር ግሲ ስለዝኾነ ገብረ ንከልተ ኣስማት ማለት ሰማይ ምድር ብ ወ ተጣሚረን ከለዋ ይስሕበን ብምስሐብ ዚኣከል ከአ ነተን መወዳእታ ፊደላት ናብ ግእዝ ይቅይረን ማለት ሰማየ ወምድረ ተባሂለን ቅኑዕ ሰዋስው ይኸተላ። ሰማይ ብሳድስ ዚውድእ ስም እዩ ከምኡ ምድር ብሳድስ ዚውደእ ስምዩ እምበአርከስ ነዚ ትኸቲሉ ዘሎ ሐሳብ ተኸታተል አብ ዝኾነ ምሉአ ሐሳብ ወይ ሐረግ ጩክ ተሳጋሪ ግሲ ምስ ረኸብካ እቲ አስዒቡ ዚመጽእ ስም አታ መጨረሻ ፍደል ናይቲ ዚሰሓብ ስም ከትቅየር ትኸእል አብ ላዕሊ ዘለዋ ክልተ ኣስማት ማለት ሰማይ ወ ምድር መጨረሻ ፊደለን ካብ ሳድስ ናብ ግዕዝ ተቀዩሩ ርኢናዮሎና ገለ ፊደላት ግን አይቅየራን እየን። በዚ መሠረትዚ ከአ አታ መጨረሻ ፊደል ናይቲ ተሰሓቢ ስም ዝቅየረሉ ሕጊ ሰዋስው ናይ ግዕዝ ከምዚ ዚስዕብ እዩ። በዚ መሠረት ከስ ሰትየ ወይነ ነፍሐ ቀርነ መልሐ ሰይፈ ሰበረ ፕኅተ ዘይሰሪ ኃጢአተ ወይደመስስ ጌጋየ እናበለ ይኸይድ ለቡ ሐደ ግሲ ንሐደ ወይ ካብ ሐደ ንዚበዝሑ አስማት ኪስሕብ ይኽእል ንኣብነት ገብረ ሰማየ ወምድረ ወኩሎ ዓለመ ውእቱ በልዓ ኅብስተ ወሰትየ ወይነ ከምኡ ግሲ ፍሉጥ ቦታ የብሉን ማለት ትርጉም ከቀየረ ብቅድሚት ወይ አብ ማእከል ወይ አብ መጨረሻ ኪኸውን ይኸእአል ንአብነት መስገርተ አስተዳለወ ለነፍስየ ዕስተውዕል አስማት ሰብ ስመ ተጸውዖ ሠረቀ ገብረ ለተ ወለተ አመተወልደ ሃብተ ብርሃነ ወዘተ ብልምዲ ተጐሚዶም ዝተረፉ አሞ ከአ ካብ ሕዚ ሰዋስው ግእዝ ዘይጥቀሙ እዮም። ገለ አስማት ከአ አብ ድርብ ወ ወይ የ ወሲኾም ይባዝሑ ንአብነት ከሳድ ከሳውድ ቅናት ቅናውት ሦከአስዋከ ቀሲስ ቀሳውስት ዕድ ዕደው ሰብኡት አፍ አፈው አብ አበው ገራህት ገራውህ ሊቅ ሊቃውንት ኅብስት ኀባውዝ ጣዕዋ አጣውዕ ዖፍ አዕዋፍ ቢጸ አብያጽ ገለ አስማት ከአ ሕገጥሒስ ዝኮኑ አለዉ ገለ ካብአቶም ወልድ ደቂቅ ብእሲ እደውሰብኡት ኩሊት ኩልያት ሌሊት ለያልይ ብሔር በሐውርትብሔራት ደሴት ደሰያት ከልብ ከለባት ዕለት መዋዕልዕለታት ለቡ አሐዱታት በ ከምኡ ውን አብዮታዊት አበየ ቀጥታ ካብ ግእዝ ዝተውስዳ ቃላት ምኺነን አይትስሕትዎን ከንድ ስም ከንድ ስም ዚበሃሱ ከምቲ አብ ሾይ ምዕራፍ ዝረኤናዮም እዞም ዚስዕቡ እያቶም አነ አንተ አንቲ ውእቱ ይአቲ ንሕነ አንትሙ አንትን እማንቱ አልከቱ አማንቷ ዚአመሰሉ እዮም አንትሙ ውእቱ ብርሃኑ ለዓለምች ዛቲ ይእቲ ምዕራፍየ ለዓለም ለቡ አስማተ እንስሳን አእምን ፍሉይ ከንድ ስም የብሎምን ማለት እታ ሰበይቲ ከትብልን እታ ኦም ከትብልን ሐደ ከንድ ስም ኢኻ ትጥቀም ይእቲ ብእሲትይእቲ ፅጽ ውእቱ ናይ ውእቱፋፍሉይ ተራ ውእቱ እዩ ከምቲ አብ ላዕሊ ዝኤናዮ ናይ ሣልሳይ አካል ከንድ ስም እዩ ግን ከም መዳመቂ ከአ ይሰርሕ እሞ ነዚአቶም ታሕቲ ተጠቂሶም ዘለዉ ብርታዔ ይህቦም ኣነ አንተ ኣንቲ ውእቱ ይእቲንሕነ አንትሙ እሙንቱ ማለት ከም መዳመቂ አብ ቀዳማይ ካልኣይ ሳልሣይ አካል ይኣቱ አነ ውአቱ እግዚኣብሔር አምልከከሙ ንሕነ ውአቱ ዘሖርነ አንተ ውአቱ ዘትገብር መንከረአንቲ ውእቱ ተስፋሁ ለአዳም አንቲ ይአቲ ዘጾርኪ ዓምደእሳት አውን ይብልዩነ አንቲ ውእቱ ማዕጠንት ዘወርቅ አንጉሙ ውእቱ ብርሃኑ ለዓለምአሙንቱ ውእቱ ዘነገሩነ አማንቱ ውአቱ ዘሖራ ውስተ መቃብር። ሕጊተናባቢነት አቲ መጨርሻ ፊደል ናይ ስም ሳድስ እንተኾነ ናብ ግአዝ ይቅየርራብዕ ወይ ሐምስ ምስ ኮነ ግን እቲ ቃል አይቅየርን። አብ ሀገርና ብዙሐት ደረስቲ ብዛዕባ ቋንቋ ግዕዝ ዚገብርዎ አስተዋጽአ ብርኩት ምኳኑ እውን ሐበረታ አብ ቤተ ከህነት እውን ነቲ ቋንቋን ሰዋስውን አዝዮም ዚፈልጥዎ ን አብ ምትርጓም ጽሑፋት ተጸሚዶም ዚገብርዎ አስተዋጽኦ ከምዘሎ ውን ብሩህ ብተወሳኺ ዝተዓዘብኩዎ ናይ ገሊኡ መጻሕፍቲ አቀራርባ ሰዋስው ፋሕ ዚበለ እዩ ናይ ኪዳነ ወልድ ከፍሌ ሐደ አብነት እዩ።