Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ገሃነምሳት ሓሳባት ምዉኖም ይፈልጥ እዩ። ከምኡ ውን መንፈስ ቅዱስ ኣባኻ ስለዘሎ ኣብ መከራ ከጽንዓካ እዩ። ኣቦና ከምኡ ውን ቅድስናና ከይንኣምን ዝገብራና ሰለስተ መሰናኸላት ኣለዋ አንታይ ኢየን ኣነ ኮናት ሰይጣውንቲ ቅድስና ትኣምራት ምግባር እዩ ቅድስና ሓጢኣት ዘይብልካ ምኺን እዩ። ኣነ ኣምላኸ ካብ ስአሲ ምቐያር የድሕነሂ ኣብ ጸሎትኩም ዘከሩኒ ኣቦና።
ሎሚ ብዛዕባ ኩናት ምስ ደቂ ሰባት ከነግረኩም እየ ሰይጣን እንታይ እዩ ንሱ ዓቢይ ርኹስ። ሰይጣን ሕራይ ግን እንተ ዘይኣመኑናኸ ሰይጣን ዓቢይ ከኸውን እዩ በል ኣታ ርኹስ። ዳያዳዖ ወካ ለም ናባፀ ፇመኅዕኢሳ ኣነ ሕራይ ከብኣሰኒ እንተ መጸ ቃል ኣምላኸ ከጥቀም እየ ግን እንታይ እዩ እቲ ካልኣይ ነገር ቅዱሳን ከምዝኾና ከንኣምን ዘየኸእለና ኣቦና እቲ ካልኣይ ቅዱሳን ምኺና ከንኣምን ዘይከኣልናሱ ምኸንያት ግጉይ ርድኢት ብዛዕባ ቅድስና ብዙሓት ካባና ቅድስና ተኣምራት ምግባርን ሕሙማት ምፍዋስ ኣጋንንቲ ምውጻእ እዩ ዝመስለና ኣነ ቅድስና ካብዚኦም ወጻኢ እዩ ማሰት ድዩ ኣቦና ኩሎም ሰባት እዚ ቅድስና እዩ ዝመስሎም። ኣነ እዚ ግን ብሓቂ ድዩ ከምዚ ኣሎ ኣቦና ኣቦና ሓደ ሰብ መዝሙር ዳዊት ናይ ምዝያም ህያብ እንተ ደኣ ኣለዎ ብዙሓት ሰባት ከናስሑ ይኽእሉ እዮም ብምኽንያት እዚ ግን ንሱ ንድምጹ ከፈትዎን በዚ ህያብ ግዚኡ ከሕልፍ ይኸእል ኣብ መወዳእታ ብዙሓት ሰባት በዚ ሰብ ከድሕኑ ይኸአሉሱ እዮም ንሱ ግን ዘይከድሕን ይኸእል እዩ። ኣነ እዚ ከቢድን ሓደገኛን ኣርእስቲ እዩ አቲ ሓቀኛ ትርጐም ቅድስና እንታይ እየ ኣቦና ቅዱስ ዚብል ቃል ፍሉይ ማለት እዩ። ኣቦና ስለዚ ንስኻ ቅዱስ ኢኻ። ትርገም ቅድስና እንታይ እዩ ኣቦና ቅድስና ኣነ ብዘይ ሓጢኣት ንጹህ እየ ማለት ኣይኮነን። እንታይ ማለት እዩ ኣቦና። ኣነ ሕራይ እንታይ እዩ እቲ ቅኑዕ ኣቦና። ኣቦና እቲ ቅኑዕ መጀመርያ ኣምላኸ መንፈስ ቅዱስ ከም ዝሃበናን በቲ ኣባና ሓዲሩ ዘሎ መንፈስ ቅዱስ ፍጥረትና ቅዱስ እዩ በዚ ምኸንያት ድማ ከም ሓጥኣን ዘይከነስ ከም ቅዱሳን ንነብር። ዓቢይ ሰይጣን ርኹስ። ኣቦና ነዚ ህይወት ቅድስና ዘዕኑ ሓሰባት ኣሎ ተጠንቀቐ ዝወደይ ኣነ አንታይ እዩ ኣቦና ኣቦና ምድንጉይ ሓደ ሰብ ንስሓ እንተ ኣደናጎየ ወይ እንተ ተነስሐ ንሱ ከሳዕ መወዳአታ ሰሙን ወይ ወርሒ ምሕረት ከምዘይተገብረሉን ቅዱስ ከምዝነበረን እዩ ዝኣምን። ንሱ ፈጺሙ ከዕበ ኣይከእልን እዩ ኣነ ብርግጽ ኣይከእልን ኣቦና ንሓደ ከም ሃዋርያ ጳውሎስ ዓቢይ ጸጋ ዘለዎ ሰብ ከም መምህርና ጳውሎስ ዓቢይ ቅዱስ ኢኻ ዓቢይ ጸጋ ዲኻ ተቐቢልካ ኢልና ምስ ንሓቶ ጳውሎስ ኣነ ድኹም እየ እዚ ንዓይ ካብ ኣምላኸ ዝተዋህበኒ ጸጋ እዩ። ኩሉ ሰብ በቲ ሓዲርዎ ዘሎ መንፈስ ቅዱስ ቅዱስ እዩ። ኣብ መንጎና ዓቢይ ፍልልይ ኣሉ ኣቦና ሓደ ሰብ ከምዚ እንተ ኢሉ እንታይ ከትብሎ ኢኻ ዝወደይ ኣነ ብርግጽ እዚ ዓሻ እዩ። ኣነ እንታይ እዩ እቲ ምልከት ኣቦና ትሕትና ሓደ ሰብ ኣብ ቅድስና ከም ዝዓቢ ዘሎ መረጋገጺ ትሕትናኡ እዩ። ኣነ ብዘረባ ቀሊል እዩ ግን ኣቦና ሓቀኛ ቅድስና እትነብረሉ ደረጃታት እንታይ እየ ኣቦና ህይወት ቅድስና ከትነብር ሰለስተነገራት የድልየካ መያያመረያቅዱስምኺንካ ከትኣምን ብሓቂ ኣገዳሲ እዩ ከምቲ ኣቐዲምና ዝበልናዮ ምጅማር ናይ ለውጢ ኣብ ሓንጐል እዩ ተሰሪቱ ዘሎ። ምስ ሰይጣንን ርኹስ ሓሳባቱን ኣብ ትገብሮ ኩናት ብኸምዚ ኢኻ ትዕወተሉ ኣነ ጽቡቕ ኣቦና ግን ብቕድስና ከነብር እዚ እኹል ድዩ ኣቦና ሰሪፅፀሯነጥቢ ብቅድስና ንምንባር ግብሪ ቅድስና ንምግባር ኩሉ እቲ ኣቐዲምና ዝጠቐስናዮ ብሰፊሕ ኣብ ትምርትና ቀጻሊ ካብ መግቢ ቅድስና ምምጋብ እዚ ማለት ቃል ኣምላኽ እዩ። እዚ ቃል ብሓቂ ከቢድ እዩ ንዓና ኣቦና ኣቦና ከቢድ ጥራይ ኣይኮነን ዘይከውን ውን እዩ ነቲ ቅዱስ ምኺኑ ዘይኣምን ስለዚ እቲ ዘይኣምን ሓንጐሱ ብጥርጣረ እዩ ዝመልእ ከምዚ ኢሉ ከመይ ገይሩ ከምህር ንሰባት እንታይ እየ ከብሎም ንዑ ንጸሊ ንቃለስ ንጹም ግን ኣብ መወዳእታ ኩላትና ሓጢኣተኛታት ናብ ገሃነም ከንኣቱ ኢና ዝመጽእ ዘሎ ናይ ጥፍኣት ዓለም ማለት እዩ። ኣነ አዚ ግን ይኸውን እዩ ኣቦና ኣቦና ቅዱስ ምኺንካ አንተ ኣሚንካ ቀሊል እዩ።