Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية
Book of the day

ቅዱስ ኤጲፍንዮስ.pdf


  • word cloud

ቅዱስ ኤጲፍንዮስ.pdf
  • Extraction Summary

ኣዲኦም ትምህርቲ ኦሪት እንዳ መሃረት ኣዕበየቶም ድሕሪ ቅሩብ ግዜ ግን ሽግር ምስ በርትዖም ንቅዱስ ኤሏፋንዮስን ከምኡ ከኣ ምእመና ፍቃድ እግዚኣብሔር ምኻኑ ሪኦም ደስ ንኸብሎም ኢሉ እቲ ዝረኣዮ ራኢ ንህዝቢ ገለጸሎም በዚ ኸኣ ምእመናን ብዙሕ ተሓጎሱ። ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ከኣ በል ካብ በልካስ ንስኻ ውን ኣብ መንበረ ጵጵስናኻ ኣይትበጽሕን ብምባለ ናይ ከልቲኦም ቅድስና ንከረጋገጽ ከኣ ከልቲኦም ዝበልዎ ተፈጸመ ቅዱስ ኤጴፋኒዮስ ናብ ቆጵሮስ ከይበጸሐ ኣብ መርከብ ከሉ ዝብሉ ውን ኣለዉ ዓመቱ ግንቦት ብ ዓም ዐረፈ። ካልእ ብሓፈሻ እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ መጻሕፍቲ ብቅዱስ ኤጴፋንዮስ ከም ዝተጻሕፉ ይገልጽ ናይ ቅዱስ ኤሏፋንዮስን ተስፋይ ረዘነ ጊጊ ቪያርቪርበርፀ ምስከር አባ ሠናይ ምስከር ኢትዮጵያ አርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ከርስትያን መድሐረ ምዕ ገጽ ኣዲስ አበባ ትንሣኤ ማተሚያ ድርጅት ማኅበረ ሐዋርያት ዓም ወ።

  • Cosine Similarity

ቅዱስ ኤሏፋንዮስን ተስፋይ ረዘነ ቅዱስ ኤሏፋንዮስ ዝተወልደሉ ዓመተ ምህረት ኣብ መጽሓፈ ስንከሳር ኮነ ኣብ መቕድም ናይ መጽሓፍ አከሲማሮስ ኣይገልጽን አብ ናይ ግብጺ ዌብሳይት ርርከህርከበ። መኸንያቱ ኣብ ዝሓለፈ ታሪኸ ናይ ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ከም ዝራእናዮ ቅዱስ ኤጴፋንዮስ ምስ ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ተራኺቡ ብዛዕባ መጽሓፈ አርጌንስ ከም ዘይተረዳደኡ ሪእና ኔርና ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ዝነበረሉ ብ ዓም ካብ ኮነ ቅዱስ ኤሏፋንዮስ ዝነበረሱ ዘመን ውን ናይ ውሑድ ዓመታት እንበር ካብኡ ብዙሕ ራሕቂ ዘለዎ ኣይኮነን። ካብ ናትና ሕልፍ ኢልና ኣብ ናይ ካልኦት ጸሓፍቲ ምስ እንርኢ ኣብ ናይ ግሪከ ኦርቶዶከስ ከምኡ ውን ኣብ ናይ ካቶሊክ ዕለተ ልደቱ ካብ ከሳብ ኣብ ዘሎ ዓመታት ከብል ከሎ ናይ ታሪኸ ጸሓፍቲ ከም በዓል ቶማስ ቦርን ከ ብ ከኣ ከምዚ ብምባል ይገልጹ ኸከር ህሀዐዩ ጅከዉከፀ ጀክዐከከርፍ ነ ከዐከ ከ ህብዐ ከ ህ በጪበፀ ከከዐ ዐ ፍፍ ዉዐነሃ ቧዐኗ ኀዖ ኃ ቧበ ሀከር ደፎ ፀኪአጠበ ኩክ ከሀ ክከርር ከ ከ ኮፀፎክ ሄቪ ከሃ »ህብር ኮ ብሕጽር ዝበለ በሳንዱስ ኣብ ፍልስጤም ትርከብ ዓዲ ኮይና ቅዱስ ኤጴፋንዮስ አብዛ ዓዲ ብ ተወሊዱ ብ ዓም ከኣ ፋማጎስታ ኣበ ትበሃል ኣብ ምብራቓዊ ወገን ናይ ቆጵሮስ ኤሏስቆልፅስ ኮይኑ ተሾመ ብ ከኣ ንቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ሪኡ ከምለስ ከሎ ኣብ መበል ዕድሚኡ ብ ኣብ መንገዲ ዓረፈ ይብል። መጽሐፈ አከሲማሮስ ከምኡ ውን መጽሓፈ ስንክሳር ከም ዝገልጾ ገዛ ናይ ቅዱስ ኤሏፋንዮስ ናብ ዐጸድ ናይ ቅዱስ ገብርኤል ቀረባ ነበረ። ኣብ ታሪኸ ናይ ቅዱስ ኤጺፋንዮስ ምስ ሓብቱ ናብ ገዳም ወሲዱ አጥመቆ ይብል መጽሓፈ ቅዳሴ ነገር ግን ክልቲኡ ኣይፈላለን ሓደ እዩ ገጽ ። ከሆ ጩከኪኳ ኳርእጳ ከ ቅዱስ ኤሏፋንዮስን ተስፋይ ረዘነ ከም ንሪኦ ጸኒሑ ናብ ፍልስጤም ተመልሰ በቲ ግዜ ታሪኸ ናይ ቅዱስ አቡነ እንጦንዮስ ሰሚዖም ከሪአዎም ናብ ምድረ በዳ ናይ ግብጺ ማለት ናብ በረኻታት ግብጺ ካብ ዓለም ምሉእ ይመጹ ነበሩ ቅዱስ ኤላርዮስ እውን ካብዞም ገድሊ ናይ አቡነ እንጦንዮስ ሰሚዖም ዝመጹ ሓደ ከይኮነ ኣይተርፍን ይኹን እንበር ድሕሪ ናብ ፍልስጤም ምምላሱ ቅዱስ ኤላርዮስ ንፅስራ ዓመት ብብሕትውና ካብ ሰብ ተሓቢኡ ዝነበረ ኮይኑ ንቅዱስ ኤሏፋንዮስ ብፍሉይ ዝሃነጾ መንፈሳዊ ኣቡኡ እዩ። ተሳሊሙ ኽምለስ ከሎ ኸኣ ናብ ገዳም ናይ ስባንድርዮም ሀኪ ኣልገሰ ኣብዚ ግዜ ቅዱስ ኤሏፋንዮስ ኣብ ገዳም ናይ ስባንድርዮም ከም ዘሎ ፈሊጦም ናይ ሊስያ ሃር ምአመን ፖሊቢዮስ ዝተባህለ መነኮስ ልኢኾም ዝነበሮም ኤዲስ ቆፅስ ከም ዝዓረፈ ነጌሮም ኤዲስ ቆፅስ ንኸኾኖም ለመንዎ ቅዱስ ኤጴፋንዮስ ከኣ እዚ ሰሙዑ ናብ ምድረ በዳ ናይ ፓቲሲኣን ከሃ ናብ ቅዱስ ኤላርዮስ ዝነበሮ ሃዲሙ ምስኡ ንከልተ ወርሒ ብጸሎት ኣሕለፎ ድሕሪ ከልተ ወርሒ ከኣ መምህሩ ቅዱስ ኤላርዮስ ፍቓድ እግዚኣብሔር ከም ዝኾነ ናይ ቆጵሮስ ኤጴስ ቆፅስ ዝኸውን ከኣ ንሱ ከም ዝኾነ ፈሊጡ ንቅዱስ ኤጴፋንዮስ ናብ ሰላሚስ ሰደዶ። ቅዱስ ዮሐንስ ከኣ ከዳኑ ስሒቡ ገንዘቡ ንኸመልሰሉ ንቅዱስ ኤሏፋንዮስ ግዲ ኣብ ዝበሎ ግዜ ብትኣምራት ከልተ ዓይኑ ከም ዝዓውር ኮነ በዚ ናብ ልቡ ተመሊሱ ዓይኑ ንኸኸፍተሉ ኣብ ዝለመኖ ግዜ ቅዱስ ኤጴፋንዮስ ሓንቲ ዓይኑ ከፊቱ እታ ካልኣይቲ ንምልከት ኸትከውን ገደፋ ቅዱስ ዮሐንስ በዚ ናብ ልቡ ተመሊሱ ዘመኑ ምሱእ ቤተ ከርስትያን እንዳ ገልገለ ጸኒሑ ብሰላም ዓረፈ እዚ ቅዱስ ቅንኣትን ተገዳስነትን ናይ ቅዱስ ኤሏፋንዮስን ተስፋይ ረዘነ ቅዱስ ኤጴፋንዮስን ዘርኢ እዩ። ቅዱስ ዮሐንስ ኣፈወርቂ ጉዳይ ናይ አርጌንስ ሕጂ ክለዓል ጽቡቕ ኣይኮነ ዝብል መርገጺ ከሕዝ ከሎ ቅዱስ ኤጴፋንዮስ ከኣ ንሱን መጻሕፍቱን ከውገዙ ኣለዎም ዝብል መርገጺ ነበሮ ኣብ ታሪኸ ናይ ቅዱስ ዮሐንስ ከም ዝተገልጸ ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቂ ካብቶም ንአርጌንስ ዘድንቁ ኣቦታት ሓደ ክኸውን ከሎ ቅዱስ ኤሏፋንዮስ ከኣ ካብቶም ብጽኑዕ ዝቃወሙዎ ኣቦታት ሓደ እዩ። እዚ ተጠቂሞም ጸላእቲ ናይ ቅዱስ ዮሐንስ አፈወሪቂ ብጾም ብጸሎት ብኣገልግሎትን ቤተ ከርስትያን ከምኡ ከኣ ብዕድመ ደኺሙ ኣብ ዝነበረሱ ግዜ ከይፈለጠ ኣብ ናይ ጥፍኣት መጻወድያኦም ኣእትዮም አብ ልዕሊ ቅዱስ ዮሐንስ ኣፈወርቂ ጌጋ ርድኢት ከም ዝሕዝ ገበርዎ አዚ ኸኣ ኣብ ሃገረ ስብከት ናይ ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቂ አትዩ ካብ ቀኖና ወጻኢ ማለት ኣብ ዘይሃገረ ስብከቱ ኣትዩ ከሳብ ሽመት ምሃብ ቅዳሴ ምግባር ከምኡ ውን ጉባኤ ከሳብ ምስራዕ በጽሐ። ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቂ ኣብ መጨረሽታ መልእኸቲ ምስ ሰደደሉ ዘተባብፅዎ ዘለዉ ጸላእቲ ናይ ቅዱስ ዮሐንስ ከም ዝኾኑ ተገንዚቡ ናብ ሃገረ ስብከቱ ናብ ቆጵረስ ከምለስ ከሎ ንቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ አብ መንበርካ ከለኻ ኣይትመውትን በሎ ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ከኣ በል ካብ በልካስ ንስኻ ውን ኣብ መንበረ ጵጵስናኻ ኣይትበጽሕን ብምባለ ናይ ከልቲኦም ቅድስና ዝገልጽ ትንቢት ተዛረቡ ናይ ከልቲኦም ቅድስና ንከረጋገጽ ከኣ ከልቲኦም ዝበልዎ ተፈጸመ ቅዱስ ኤጴፋኒዮስ ናብ ቆጵሮስ ከይበጸሐ ኣብ መርከብ ከሉ ዝብሉ ውን ኣለዉ ዓመቱ ግንቦት ብ ዓም ዐረፈ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Comments:


memezon

Download options | Convert to Pdf | Book of the day

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact