Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ንኩላቶም ብሓደ እዩ ዝርእዮም። ጐይታ ሐዋርያት ሮ ኣርድእት ሟጣ ቅዱሳት ኣንስት መሪጹ እዩ። ከምቲ ንደቂ ተባዕትዮ ዝተዋህበ ናይ ስምዕትና ክብሪ ንዕኣተን ውን ከምኡ ተዋሂብወን እዩ። እዚ ኩሉ ተጋባራትክንሲ ንምንታይ እዩ ብምባል ሕቶ ኣብ ዘቕረበትለን ግዜ ምእንቲ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ በልኣ። እዚ ነገር እዚ ናብ ኣዲኣ ይበጽሕ እሞ ኣዲኣ ተሓጐሰት። ነተን ደናግል ከመንኩስኣን ክናብያኣን ሓደራ ሂባተን ኣብ ሓጺር ግዜ መተት። እታ ቅድም መጽሓፍ ዝመሃረታ ኢዮልያ ዝተባህለት ዲያቆናዊት ድንግል ናይ ቀረባ ፈታዊት ኢዮጳራቅስያ ጓል ቋ ዓመት ምስ ኮነት ኣብ ሕልማ መላእኽቲ ናብ ቤት መርዓ ከእትውዋ ረኣየት እሞ ኢዮዓራቅስያ ከም ትመውት ስለ ዝተረድአት ነተን ማኅበረ ደናግል ነገረተን። ብብክያት ክትጽልየለንን ክትባርበን ከኣ ለመናኣ። ኣብታ ኣዲኣ ዝተቐብረትላ ቦታ ከኣ ተቐብረት። ቅዱስ ዮሓንስ ሓጺር ናብኣ ኣትዩ ከምዚ እናበለ ዘመረ እመኒ ሖርኩ ማእከለ ጽላሎተ ሞት ኢይፈርሆ ለእኩይ እስመ አንተ ምስሌየ ንሰካ ምሳይ ስለ ዘሎቫ ዋላ ናብ ድነ ሞት እንተ ከድኩ ነቲ ክፉእ ኣይፈርሆን እየ። ከምኡ ከኣ ናብ ደቂ ኣንስትዮ ፈለስቲ ዝርከባሉ ገዳም ኣእተዋ። እንተኮነ ግን እቲ ኣብኣ ሓዲሩ ዝነበረ ጋኔን ብዘይካ ኢላርያ ዘውጻኣኒ የለን ብምባል ዓው ኢሉ ጨደረ። ንሱ ግን ነዚ ነገርዚ ክገብሮ ኣይክእልን እየ። ንሳቶም ድማ ጸድቕ ንጉሥ እዩ። መፍቀሪ ቤተ ክርስቲያን ድማ እዩ። ሓንቲ ነገር ኣብ ልበይ ቂር ዝበለትኒ ስለ ዘላ እየ። በሉ ነዚ ሕቶዚ ክምልሰልኩም እንተ ደሊኹም መጽሓፍ ቅዱስ ታሪኽኸ ቤተክርስትያን ኤርትራ ብመ ይትባረክ በርሀ ዓም መልክዐ ጉባኤ ብመጋቤ አእላፍ ሄኖክ ወሚካኤል ሁለቱ ኪናት ዓም ብመርጌታ ሐየሎም በርሀ ትምህርተ መለኮት ዓም ብአሥራት ገብረማርያም አንድምታ ደቂ ነብያት አንደምታ ውዳሴ ማርያም።
ምዕራፍ ጽድ ቅዱሳት ኣንስት ሰማዕት ወጻድቃን ሰማዕታትን ጻድቃንን ቅዱሳት ኣንስት ኣገልግሎት ቅዱሳት ኣንስት ሰማዕት ቅዱሳት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ደናግል ጤቅላ ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ሰማዕት ቅድስት ደናግል ጺስጢስ አላሏስ ኣጋጺስ ፌበን ምስለ ወልዳ ዳግማይ ጳውሎስ መሪና ኣውዶክስያ ጺላግያ ዘአንጾኪያ በዓልቲ ኣንጾኪያ ጺላግያ ዘጠርሴስ በዓልቲ ጠርሴስ ክርስጢና ማክሪና ኦርኒ ጓል ንጉሥ ቴራኒ አንስጣስያ ጣጡስ ምህራኤል አንስጣስሲያ ሮማዊት አውጋንያ አስጠራጦኒቃ ታውክልያ ማርያ ዓመታ ሣራ ጤቅላ ዘእንበለ ክዕወተደም ኤፎምያ አፎምያ ጻድቃን ቅዱሳት ኣንስት ጻድቅት ጻድቅት ቅድስት ቅድስት ጻድቅት ጻድቅት ጻድቅት ቅድስት ቅድስት ቅድስት ቅድስት ቅድስት ቅድስት ኢዮአጳራቅስያ አትናስያ እምባ መሪኖ ማርያም ግብጻዊት ማርታ ኢላርያ ተነሣሒት ጓል ንጉሥ ታኦግንስጣ ምዕራፍ ሰንጠረዥ ናይ ን ነብያትን ቤተሰብ ክርስቶስን ካልኦትን ሀ ነቢያት ሠ ብሥጋ ክሳብ ሕጂ ዘይሞቱ ለሊ ሐዋርያት ረ ብሥጋ ሞይቶም ግን ወዲ ሰብ ዘይቀበሮም ሐ ድ ኣርድእት መ ቋ ቅዱሳት ኣንስት ምዕራፍ ኣርባዕተ ቅዱሳት ኣንስቲ ናይ ቅዱሳት ኣንስቲ ኣገልግሎት ናይ ራብዓይ ክፍለ ዘመን ታሪክ ቤተክርስቲያን ከምዘረድኣና ኣብ ውሽጢ ዘመነ ሰማዕ ታት ይኹን ድሕሪኡ ብሰማዕትነት ካብ ዝሓለፋ ቅዱሳት ኣዴታት ብዝርዝር ከም ኣብነት ኣብ ዝስዕብ ንመልከት። እዚ ኩሉ ክብሪ ክወሃበን ዝከኣለ ከኣ ብሕይወተን ኣብ መሬት እንከለዋ ብዝፈጸማኦ ቅዱስ ኣገልግሎት እዩ። እቲ ንጉሥ ንዕኣ ተስፋ ምእንቲ ከዮርርጻ ኢሉ ነተን ሠለስተ ደቃ ኣብ ቅድሚ ዓይና ኣብ ሓዊ ጠቢሱ ቀተለን። ኮይኑ ከኣ ቅድስት ፌቤን ናይ ቅዱስ ጳውሎስ መልእኽቲ ተቐቢላ ናብ ሮማ ክትከይድ እንከላ ኣይፍለየክን እየ ስለዝበላ ሓዚላቶ እያ ዝተጓዕዘት ኣብ ከተማ ሮማ በጺሓ ነቶም ኣብ እንዳ ኣቂላ ዝተኣከቡ ክርስቲያን ነቲ ቅዱስ ጳውሎስ ዝጸሓፎ መልእኽቲ ክትህቦም እንከላ እግዚአብሔር ካብ ሰማይ ዝወረደ እዩ ዝመስሎም። እቲ ቤቱ ንክርስቲያናት መዕረፊ ሂቡ ዝነበረ ሲሞን ነዚ ናይ ኔሮን ነገር ምስ ሰምዐ ልቡ ናብ ክልተ ተሽፍለት ንጓል ንጉሥ ኔሮን ምምርዓው እንተወሓደ ካብ ግዝኣት ሮማ ሓደ ዓቢ ርስቲ ወይ ሽመት ክረኽብ እየ። » ደዴለፉፍይ ታሪጃ ሃረሂኖያ ታሪኽ ሰማዕት ቅድስት መሪና ናይ ቅድስት መሪና ኣቦኣ ዳኬዎስ ዝተባህለ ኣብ ሃገረ ኣንጾኪያ ናይ ካህናተ ጣዖት ሓለቓ ነበረ እቲ ንጉሥ እውን ሞኸሱ ከሓዲ ዳኬዎስ ይብሃል ነበረ። ንሳ ግና ናብ እግዚአብሔር ጸለየት። ንሳ ድማ ተንሚኣ ናብ እግዚአብሔር ጸለየት። ታሪክ ሰማዕት ቅድስት ማክሪና ናይ ሃገረ ምሥራቅ ባሕታዊት ብምባል ትፍለጥ ቅድስት ማክሪና ኣብ ናይ መጀመርታ ታሪኽ ቤተ ክርስቲያን ዝተፈልጠት ኣደ እያ። ሯ ሯ ቓሯ ታሪክ ሰማዕት ቅድስት ኦርኒ ጓል ንጉሥ ሮማ ሰማዕት ቅድስት ኦርኒ ስም ኣቡኣ መርቅያኖስ ናይ ሮማ ንጉሥ ኣምዳቢ ጣዖት ኮይኑ ኣዲኣ ግና ተሽታሊት እምነት ክርስትና ነበረት። ኳኽ ከኣ ከሓዲ ንጉሥ እዩ። እቲ ተመን ከኣ መከራን ስቓይን እዩ። እቲ ንጉሥ ሞተ። ድሕሪኡ ናብ ሰማይ ብምጥማት ኦ ናይ ክርስቲያን ኣምዳኽ ናብቲ ንስካ እትፈትዎ ምርሓኒ ምስ በለት ዝተላእከ መልኣክ መጺኡ እነሆ ጽባሕ ካብቶም ናይ ሓዋርያ ጳውሎስ ደቀ መዛሙርት ሓደ ናብዚ ዓዲ መጺኡ ከጠምቐኪ እዩ። ኣብ ከባቢ ዝነበረ ንጉሥ ነዚ ወረ እዚ ሰሚዑ መጺኡ ናብ መንግሥቶም ክምለሱ ለመኖም። ንሳ ኣነ ናይ ኢየሱስ ክርስቶስ መርዓት ኣየ ንዕኡ ጥራይ እየ ከኣ ዘምልኽ በለቶ። ኣብ መወዳእታ እቲ ንጉሥ ተቼጢዑ ርእሳ ብሰይፍ ክቐርጽዋ ኣዘዘ። ንሳ ኣብቲ ናይ ሞት ቦታ ምስበጽሐት ናብ ፈጣሪኣ ጸለየት እሞ ካብ ሰማይ ኦ ቅድስት ኣስጠራጦኒቃ ስምኪ ኣብቲ ናይ ሕይወት መጽሓፍ ተጻሒፍልኪ እዩሞ ተሓጐሲ ዝብል ቃል ተሰምዐ። ኣብቲ ግዜ እቲ ዝነበሩ ኣማከሽርቲ ዮስጦኣ ንዲዮቅልጥያኖስ እሞ ንቕተሎ ንሰካ ናይ ኣቦካ መንግስቲ ትሕዝ እንተ በልዎ ንሱ ኣነ ናይ ሰማይ መንግስቲ እምበር ናይ ምድሪ መንግስትስ ኣየድልየንን እዩ ብምባል ምስ ሰበይቱ ቅድስት ታውክልያን ወዱ ቅዱስ ኣቦሊን ናብ ዲዮቅልጥያኖስ ከይዶም ብጐይታ ኢየሱስ ክርስቶስ እምነቶም ገለጹ። ንቅድስት ኣንስጣስያ እቲ ናይ ሃገር ፃ መኩንን ሄርሜኔውዎስ ከታልላ እኳ ብዙሕ እንተፈተነ ንሳ ግና ብፍቕሪ ክርስቶስ ስለ ዝተቓጸለት ኣበየቶ እሞ ብዝተለላለዩ መሳርሒታት ከሳቕይዋ ካብቲ ኩሉ ቁስልን መከራን ከኣ ዝተኣዘዘ መልኣኽ እግዚአብሔር እናመጸ የድሕናን የጸናንዓን ነበረ። ቅዱስ ጴጥሮስ ሊቀ ጳጳሳት ንቕድስቲ ሳራ ብዛዕባ ደቃ ሓተታ እሞ ንሳ ኩሉ እቲ ኣብ ባሕሪ ዝጋጠማ ሓደ ብሓደ ማለት ማዕበል ተላዒሉ ንዕኣን ንደቃ ከይተጠመቹን ዝቐትል ኩይኑ ምስ ተሰምዓ ካብ የማናይ ጡባ ደም ቀንጂሓ ብትእምርተ መስቀል ከምዝቐብኣቶምን ኣብቲ ባሕሪውን ብስም ኣብን ወልድን መንፈስቅዱስን ከም ዘጠመቐቶምን ነገረቶ። እቲ ንጉሥ ተቐቢሉ ናብ ሃገረ እስክንድርያ እንታይ ክትገብሪ ኬድኪ ምስቶም ደቂ ክርስቲያን ዝሙት ክትፍጽሚ ዲኺ ኬድቪ ምስ በላ ንሳ ደቂ ክርስቲያን እኮ ኣይዝምው ጣዖት ኣየምልኹ ኣባይ ከኣ ድሌትካ ድኣ ፈጽም እምበር ካብዚ ንላዕሊ ኣይዛረበካን እየ በለቶ። ንሳ ናብ ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ መላእኽት ጸለየት እሞ መጺኡ ካብ ኢድ ሰይጣን ኣድሓና። ቅድስት ኢዮጳአራቅሰያ ሕጻን ከም ምኳና መጠን እቲ ኩሉ ጽቡቕ ሥራሓተን ርእያ ነተን ደናግል እዚ ኩሉ ተጋባራትክንሲ ንምንታይ እዩ ብምባል ሕቶ ኣብ ዘቕረበትለን ግዜ ምእንቲ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ በልኣ። ንሱ ከኣ ሕራይ ኢሉ ናብ ገዳም ከምዝምለስ ገበረ። ካብ መዓልታት ሓደ መዓልቲ ሊቢያውያንን ግብጻውያንን ብታህዋኽ ናብ ባሕሪ ክበዱ ርእየ ናበይ ከም ዝኸዱ ምስ ሓተትክዎም ናብቲ ናይ ክቡር መስቀል በዓል ኣብ ኢየሩሳሌም ዘክብሩ ምቪቧኳኖምን እቲ መዓልቲ ውን ከምዝቐረበ ነጊሮሙኒ። ካብ ኣፍ ደገ ቤተክርስቲያን ኣብ መወዳእታ ብጣዕሚ ብዙሓት ተሳለምቲ ኣብ ልዕሊ ናይ ጐይታ መቓብር ናብ ዝተሰርሐት ቤተ ክርስቲያን ክበዱ ረኣኩ። ኣብ ዓለም ከኣ ትነብር ነበረት። ኣብ ዓለም ንበር ዓለም ግን ኣጣ ኣይትንበር ዝብልዎ ምስላ ኣቦታት ዘንጊዓ ካብ ህላወ እግዚአብሔር ርሒቓ ኣብ ውሽጢ ባሕሪ ኃጢኣት ዓለም ብጭንቀትን ጓህን ድሕሪ ምንባራ እግዚአብሔር ልባ ኣብሪሁላ ብበዓል ልደት ናይ ጐይታናን ኣምላክናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክትሳለም ኢላ ምስ ከደት እቲ ሓላዊ ቤተክርስቲያን ንበቢ ናብ ቤተክርስቲያን ክትኣትዊ ኣይፍቀደልክን እዩ ኢሉ ምሕላፍ ምስ ከልኣ ንከበፍቅደላ ብዙሕ እኳ እንተለመነቶ መሊሱ ደኣ ኣብ መንጉኦም ባእሲ ተፈጥረ። ምስ በላ ከይወዓለት ከይሓደረት ተቓላጢፋ ኣምጺኣ ኣብ ቅድሚ እቶም ኣመንቲ ሕዝበ ክርስቲያን እቲ ኣማሓዳሪ ቤተክርስቲያን ከቃጽሎ ሓደራ ሃበቶ ንሱ ከኣ ኣብ ቅድሚኣ ኣቃጸሎ። ኣብ ርእሲ ምውሓደንውን ቅድስት ኢላርያ ብንጽሕናን ምንኩስናን ምንባር ስለ ዝፈተወት ምእንቲ ከይፈልጣ ናይ ሰብኣይ ክዳን ተከዲና ካብ ናይ ግብጺ ገዳማት ኣስቄጥስ ናብ ዝተባህለ ገዳም ከደት። ኣብዚ ግዜዚ እቲ ዘይኑን ንጉሥ ኣቡኣ በቲ ፍቕሪ ኣምላክ ኣብ ልዕሊ ጓሉ ቅድስት ኢላርያ ሓዲርዋ ዘሎ መንፈስ ቅዱስ ተመሲጡ ነቶም ገዳም ኣስቄጥስ ዘድልዮም ክወሃቡ ኩሎም ኣብ ምድሪ ግብጺ ዘለዉ ድማ ዓመት ዓመት ግብሪ ንገዳም ኣስቄጥስ ክግብሩሎም ኣዘዘ። ታሪኸ ተነሳሒት ጻድቕት ጓል ንጉሥ ሮማ ናይ ሃገረ ስም ኤጴስ ቆፅስ ኣባ ያዕቆብ ናይዛ ቅድስት ኣደ ታሪኸ ብከምዚ ዝስዕብ ገሊጽዎ ይርከብ ሓደ መዓልቲ ኣብ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስቲያን ውሽጢ እንከሎኹ ነቲ ኣብ ደገ ናይቲ ገዳም ማዕጾ ሓደ ሰብ ኳሕ ኳሕ ከብሎ ሰማዕኩ። ንሳ ከኣ ኣነ ጓል ኣንስተይቲ ስለዝኾንኩ ናብ ንጉሥ ኣኖሬዎስ ለኣኽ እሞ ካህናት ክልእከልካ በለቶ።