Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية
Book of the day

ቀዳማይ ሕታም ረመፅ.pdf


  • word cloud

ቀዳማይ ሕታም ረመፅ.pdf
  • Extraction Summary

መልአኸተ ረመፅ ወናኒ ካብቶም ቀዳሞት ስልጣነታት ዓለም ዝኾነ ህዝብና ህዝቢ ትግራይ እንትኹሪ ረመፅ እያ ዛምድሪ እናበለ ንፀላእቱ ከልተ ጊዜ የዛርቦም እዚ መኹርዒ ቃልሲ ወለዶይ ድማ ፅባሕ ሕሉፍን መፃእን ጠሚቶም ብኸልተ ደንደሶም ዝሰሓሉ ኣእላፍ በላሕቲ ከወልድ እዩ እሕበነሱ ድማ።

  • Cosine Similarity

ህዝቢ ትግራይን ፅሕፈትን ናይ ዘመናት ምትእስሳር ዘለዎም ኾይኖም ብፍላይ ኣብ ዘበነ ኣከሱም ፅሕፈት ከም መግለዩ ስልጣነና ኣብቲ ዓሰርተ ሸውዓተ ዓመታት ዝወሰደ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ድማ መብልሒ ወያነ ትግራይ ኾይኑ ብዝያዳ ኣገልጊሉ እዩ። ምልሻታት ወጀራት ኣፅቢ ደራ ኣሕስኣ ቦራስለዋ ነቅሰገ ማይማዕዶ ዓዴት ኣስገደን ፀለምቲን ካልኦት ብዙሓት ቦታታት ትግራይን ረስኒ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ከይዝሕል ምስ ወረርቲ ተኳሺሖም እዮም ወራር ምስ ፈለመ ዝጀመረ ቃልሲ ዲያስፖራ ትግራይ ኣብ ኣፍሪካ ተራእዩ ኣይፈልጥን ተጋሩ ዲያስፖራ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዓለምለኻዊ መልከዕ ከሕዝ ኣብ ምግባርን ገበን ፀላእትና ንዓለም ብምፍላጥን ወረርቲ ብዲፕሎማሲ ደኺዕኹዕ ከብሉ ገይሮም እዮም እዚ ንፃት እኳ ዘየዕረፈ ቃልሲ ኣብ ታሪኸ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ንወለዶታት ደረትካ ነፊሐኻ ዝዝንቶ ከኸውን እዩ። ብሄራዊ ውድባት ትግራይ ዝገብርኦ ዘለዋ ቃልሲ ድማ ካሊእ ፀጋ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ኣሎ። ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ናይ ምህላውን ዘይምህላውን እዩ ስለዝኾነ ከንስዕር ጥራይ እዩ ዘለና። ኣብዚ ትንፋስ ዝኸልእ እዋን ፀላእትና ብሰማይን ብምድርን መሬት ትግራይ እንትሓርሱ ከተማታትና እንተዕንው ሚድያታት ትግራይ ተዓፅየን እቲ ዝነበረ መራኸቢ መስመር ተበቲኹ ህዝብና ካብ ሓበሬታ ርሐቹ ብዝረኸቦ ናይ ሕሜትወረታትኣብደንገርገርእንትኣቱሓይሊ ትግራይ ተደምሲሱ እዩ ብዝብል ብዕራይ ወለድ ፃዕዳ ሕሶት ሚድያታት ትምከሕቲ ርአሱ እንትደፍእድቃስ ዝኸልአና መናአሰይ እቲ ቓልሲ ናይ ወለዶ ቓልሲ ስለዝኾነ ንሕና ድማ ትግራይ እናበልና እንዝምር ዝነበርና መናእሰይ ብዋናነት ይምልከተና እዩ ኢልና ብምእማን ብዋናነት ድማ ኣናአሽቱ የሕዋትናን ዓበይቲ ኣያታትናን ፈቐዶ በረኻምስ ፀላአቲቐትርን ለይትንእንትዋደቹ ኣብ ከተማ ኾፍ ኢልኻ ምንባር ዝወለደልና ሕማም ከንሕከም ቓልሲ ህዝቢ ትግረይ ከቀፃፀልንን ህዝብና ካብቲ ደንገርገር ከወፅእን ናትና ግደ ወሳናይ ምኻኑ ብምአማን እታ ኻልአይቲ ናይ ቓልሲ ስልቲናይ ከተማ ቓልሲ መሪፅና ኣብ ከተማታት ትግራይ ከንውለዖ መረፅና እዚ ቓልሲ እዙይ ፈጣንን ሓደገኛን ስለዝኾነ ብዝለዓለ ጥንቃቐ ከኸወን ከም ዘለዎ ብምእማን ምድላዋትና ጀመርና። ሓርነት ብፃይ ባህጊ ንምግላፅ ከምዝፈተኖ እዚ ቓልሲ ናይ መላእ ህዝቢ ትግራይ ቓልሲ እዩ። ስለዝኾነ ድማ ኣብ መላእ ከተማታት ትግራይ ዝርከብ ህዝብና ብፍላይ እቲ መንእሰይ ብዝተፈላለየ መንገዲ ኣካል እቲ ናይ ከተማ ቓልሲ ኾይኑ ይሳተፈሉ እዩ ዘሎ። ዐ ዞዩ እዚ ከፍሊ እዚ ብዋናነት ዋና ፀላኢና ዝኾነ ጉጅለ ብልፅግና ኣብ ትግራይ እግሪ ንከይተከል ዝዓለመ እየዩ እዚ ጠላም ጉጅለ እዚ ግዝያዊ መንግስቲ እየ ኢሉ ዓርሱ ካብ ዝሰየመሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ከተማታት ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ መቐለ ብስርቂን ጉሕለትን ዝፍለጡ ብገንዘብ ፀላእትና ንሓንሳእን ንሓዋሩን ምድርዓምን ትግራይና ዘለኣለማዊ ቅሳነት ክትረክብን ዝዓለመ ምንቅስቓስ እዩ ኣለው። እዚ ጉጅለ ጠላማት እዚ ፈለማ ትግራይ ኣትዩ ዝጀመሮ ስራሕ ድማ በቃ ኣኸለ ሓይልታት ምከልኻል ትግራይ ተደምሲሶም እዮም መንግስቲ ትግራይ ዝበሃል የለን ዝብል ናይ ሕሶት ወረታት በዞም መጣቐዕቱ ኣቢሉ ብምዝርጋሕ ህዝብና ርእሱ ከደፍእን ነቲ ጉጅለ ጠላማት ድማ ከም መንግስቲ ከቐበሎም እዩ ፈቲኑ። ህዝብና ድማ ብታሪኹ እውን ንባዕዳውያን ኢዱ ሂቡ ዘይፈልጥ አቲ ቓልሲ ልዕሊ ውልቃዊ ረብሕኡ ከም ዝኾነ ብምርኣይ አቶም ጠላማት መፀግዒ ኣስኢንዎም እዩ ካብኡ ዘሊሉ ድማ ነቶም እዚ ሓሳረ መከራ ዘውረድሉ ባዕሎም ዝፎኸሱ ሸማግለታት ኢና በሃልቲ ናብ መሬት ትግራይ እንትኣትው ፃውዒት ረመፅ ተቐቢሉ መላእ ትግራይ ከም ሓደ ሰብ ሓቢሩ እምብለይ ኢሉ ሓሪኑ ትካላቱ ብምዕፃው ከይረብረበ ኣብ ገዝኡ ኮፍ ብምባልን ነቶም ቀንዲ ፀላእትና ኣሕፊሩ ዕማሞም ከይጀመሩ ብዝመፅዋ መሊስዎም እዩ። ኻልኣይ ከፍሊ ሚድያን ዶከመንቴሽሸንን አዚ ከፍሊ ድማ ፀላእቲ መሬት ትግራይ ካብ ዝረገፁላ አዋን ጀሚሩ ኣብ ልዕሲ እቲ ንፁህ ህዝቢ ትግራይ ዘውረድዎ ንምእማኑ ዘፀግም በደላት ብዝዘርጋሕናዮ ፀቢብ መስመር ብእርይ ቁፅሪ መዝጊቡ ናብ ዓለም ማሕበረሰባት ከበፅሑ ዓለም እቲ ኣብ ፀላም ተኸዊሉ ዝወርድ ዘሎ ግፍዕታት ከርደአኦን ኣቓልቦ ከህበሉን ኣብ ምግባር ብፍላይ ድማ ናይ ዓለማ ማሕበረሰባት እቲ ዝበፀሐ ግፍዒታት ከይረኸብዎ ከሽፍኑን ሓበሬታ ከጥፍኡን ዝጓየዩ ዝነበረ ከዳዓት አባላት ብልፅግና ቀቅድሚኦም እናሰጎመ እቲ ዘድሊ ሓበሬታ ኣብ ምዝርጋሕ ኣብ መላእ ትግራይ ብኸውል ይኹን ብቐሉዕ ዝስርሑ በደላት እናተኸታተለ ብፍላይ ድማ ኣባላት እቲ ጠላም ጉጅለ ኣብ መላእ ትግራይ ተዘርጊሖም ህዝቢ እናፈራርሑ ዝምንዝዑ ለያቡ ኣብዚ ፀላም ግዘ ኣጋጣሚ ተጠቼሞም ምስቲ ከዳዕ ጉጅለ እናተመሻጠሩ ንብረት ትግራይ ኣብ ምምንዛዕን ምሻጥን ዝተዋፈሩ ነጋዶን ውልቀ ሰባትን መን እንታይ ይገብር ከምዘሎ እናተኸታተለ ከከም ኣድላይነቱ ከስነዱን ናብ ዝምልከቶ ኣካል ከበፅሑን ኣብ ምግባር ዕውት ስራሕ ሰሪሑ እዩ። እቲ ዝርገሐ ኣባላትና ድማ ኣብ ውሽጦም እንተይተረፈ ዘሊቹ ብምእታው መዓልታዊ ውዕለኦም እንተይተረፈ እናመዝገበ ከከም አድላይነቱ ኣብ ዝተመረፀሱ ሰዓት ሓደሽደሸ ዘብሎም ዘሉ ነዚ ድማ ንመላአ ኣባላት ረመፅ ምንቅስቓስ መናእሰይ ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ ውሽጢ እዚ በላዒ ስርዓት ተሰሪዖም ንነብሶም እንተይሰስዑ ዝሰርሕዎ ዘለው መስተንከር ዝላዓለ ኸብርን ናእዳን ብስም ህዝቢ ትግራይ ከገልፀሎም ይፎቱ ረመፅ ምስቲ ኣብ በረኻ ዘሎ ሓይሊ ዘለና ምትእስሳር እንታይ ይመስል። ተኸስተ ረዘነ ዝቢ ትግራይ ኣብ መዋእሉ ብዙሓት ሠሥ ፀገማት ሓሊፉ እዩ ኣብ ገሊኡ ንሓዊር እዋን ኣብ ገሊኡ ድማ ንነዊሕ አዋን ንዝገጠሙዎ ብድሆታት ፊት ንፊት ገጢሙ ተጋዲልዎም በብግዚኡ ብዙሕ መስዋእቲ ከፊሉ ግንከ ነቶም ፈተንቲ እዋናት ሓሊፉ ህላውኡ ኣረጋጊፁ እቶም ዘይስገሩ ዝመስሉ ዝነበሩ እዋናት ተሰጊሮም እቶም ዘይሰዓሩ ዝመስሉ ዝነበሩ ፀላእቱ ደኺዕኺዕ ኢሎም ህዝቢ ትግራይ ግን ቀቂሉ ሎሚውን ከምዘይምዕዳል ኮይኑ ነባራትን ሓደሽትን ፀላእቲ ተፀዋዊዖም ስለዝወረርዎ ህዝብና ብረታዊ ቃልሲ የካይድ ኣሎ ከም ምዕዳል ኮይኑ ግን ህዝቢ ትግራይ ምእንተ መሰሉን ክብሩን ከመይ ከጋደልን ከመይ ከዕወትን ከምዘለዎ ዝፈልጥ ህዝቢ እዩ ዓወትና ናይ ግድን ምኺኑ ድማ ታሪኸ ምስክር እየዩ እንጋደል ዘለና ኩናት ስለእንፈቱ ኣይኮነን እንጋደል ዘለና ኩናት ዘብፀሖ ማህሰይቲ ስለዘይንፈልጥ ኣይኮነን ልዕሌና በሰላ ኩናት ዝፈልጥ የለን አኳደኣስ ንኩናት ብቐረባ ስለእንፈልጦ ፀላእትና ኩናት ኣውርድ ኢሎም እንትምህለሉ ናብ ኩናት ተሃንዲድና ከንኣቱ እንትተኺትኹና ምእንተ ሰላም ተፀሚምና ኣብ መወዳእትኡ ግን ብሓደ ወገን መሰል ርአሰ ውሳነና ግሂሱ ብደም መላምል ደቅና ዘምፃእናዮ ብሄራዊ ሓርነትና ረጊፁ ናብቲ ተቓሊስና ዝደርበናዮ ደርጋዊ ስርዓት ከመልሰና ዝህቅን መንግስቲ ኢትዮጵያ ብኻልእ ወገን ጨና ዴሞከራስን ልምዓትን ዘይፍለጥ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ዘቐሞ ሽፍታ ስርዓት ኤርትራ ብኻልእ ኣንፈት ድማ ናይማቱ መሬት ከጎብጥን ከስፋሕፋሕን ዝደሊ ትምከሕታዊ ሓይሊ ኣምሓራ ተላፊኖም ኩናት ኣዊጆምልና እዞም ሓይልታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዘለዎም ፅልኣት ወፃኢ ዘስምሮም ፖለቲካዊ ዕላማን ሓድነትን የብሎምን ጥቐሉል ዕላመአም ንህዝቢ ትግራይ ምንብርካኸ ኢሉ ድማ ካብ ገፅ ምድሪ ሓኺኸካ ምጥፋእ እዩ ከምዚ ዝበለ ኩናት ምፅናት ዓሌት ምስተኣወጀሉ እዩ እምበኣር ህዝቢ ትግራይ ተደፊኡ ዕጥቃዊ ቃልሲ ከካይድ ተገዲዱ ዘሎ ንምንታይ ኢኹም ትጋደሉ ዘለኹም ዝብል ሓታቲ እንተሎ እንጋደለሉ ሽሕን ምኢትን ምኸንያታት ምዝርዛር ይከኣል እንተኾነ ብሓዒሩ ብኸምዚ ነቐምጦ ምአንተ ሀላወና ፅላማ እቲ ተኣዊጁልና ዘሎ ኩናትን መዕለቢ ድልየት ፀላእትናን ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ምፅናት እዩ እቶም ወረርቲ ሓይልታት ሩፍታ ዝረኸቡ ፈለማ ርእስና ኣድኒና ከንስኮን እንተለና ከኸውን ከሎ እፎይ ኢሎም ከድቅሱ ዝሓልምዎ ግን ኣብ መቓብርና እዩ ነዚ ድማ እዩ ዕድመን ፆታን ከይፈለዩ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕን መቐተልትን ዝፍፅሙ ዘለዉ ነዚ ቐትለትን ግፍዕን ዝፍፅምዎ ዘለዉ ድማ ደይ መደይ ኢሎም ሓሲቦምሉን ብመደብን እዩ ነዚባህርይወረርትናድማንሕናጥራይእንተይኮነስ ዓለም እውን ፈሊጥዎ ኣብ ልፅሌና ኩናት ምፅናት ዓሌት ከምዝተኣወጀልና ኣሚኑ የውግዞ ኣሎ ስለዝኾነ ድማ እዩ እቲ እንካይዶ ዘለና ቃልሲ ምእንተ ህልውና እዩ ንብል ዘለና ንዘይምጥፋእ ከም ህዝቢ ንዘይምብራስ ምእንተ ህላወና እንገብሮ ዘለና ገድሊ እየዩ ምአንተ ሓርነትን ርአሰ ውሳነን ተጋሩ ብሳላ ቃልስና መሰል ርእሰ ውሳነን ሓርነትን ዘምፃእና ህዝቢ ኢና ትማሊ ኣሸሓት ቀያሕትን ፀለምትን መላምል ኣሓትናን ኣሕዋትናን ዝኸፈልና ንዳርጋ ከልተ ዓሰርተ ዓመታት ፎቐዶ ሩባን ገደልን ፎቐዶ ኣኸራናትን ጎላጉልን ዝተሰዋእአና ምእንተ ሓርነትናን መሰል ርአሰ ውሳነናን እርዩ ኣብ ልዕሌና ገባሪ ሐዳጊ ከህሉ ዘይንፈቅድ ትሕቲ ማንምከንነብር ዘይንደሊ ህዝቢ ኢናእንተኾነ ፀላእትና ነቲ ትማሊ ዝደርበናዮ ኣርዑት ጭቆና መሊሶም ኣብ እንግድዓና ከድዕንኑ ፈቲኖም መሰል ርእሰ ውሳነና ኣሕዲጎም ብምስለነታት ከመሓድሩናመንግስትነትናከሕድጉናወሲኖም ነቲ መባእታዊ ዝኾነ ዴሞክራስያዊ መሰል ተግባራዊምግባርናመረፃምከያድና ከምሓጥያት ተቐዩቂሩንከወርሩናከምምኽንያትተጠቼቺሞምሉ ንሕና ድማ ምእንተ ሓርነትናን መሰል ርአሰ ውሳነናን ንጋደል ኣለና ምአንተ ክብሪ ዓዲቦ ትግራዋይ ንመሬቱን ነታ ዓድቦና ኢሉ ዝገልፃ ትግራይንከምብሊንዓይኑእዩዝሕልዋግዝኣቱን መሬቱን ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ኣለልዩ ዝሓደረ ህዝቢ ትግራይ ሎሚ መሬቱ ብትምክሕተኛታት ተስፋሕፋሕቲ ተቐሪሱ ገራሁኡን ሕዛእቱን ብወረርቲ ተወሪሱ ዓውዱን ዝራእቱን ብፀላኢ ተዘሚቱ ደው ኢሉ ከርእይ ኣይኸእልን ኣብ ምዕራብን ደቡብን ትግራይ ህዝብና ካብ ዓድቦኡ ተሰጉጉ ከብሩ ተገፊፉ ምስ ሃፍቱን ጥሪቱን ቤት ኣልቦ ኾይኑ ሓሪሱ ዝቐልብ ሓረስታይና ጠምዩ ነታ ምስ መሬቱ ዝመንጠልዎ ከብረቱ ከምልስ ንሓዋሩ ድማ ከብሪ ዓዱ ከውሕስ እዩ እምበኣር ህዝብና ዝቃለስ ዘሎ ቃልስና ፍትሓዊ ስለዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ ፍትሓዊእዩ ተወሪርና እምበር ኣይወረርናን ተበዲልና እምበር ኣይበደልናን ትሕቴና ኩኑ ደኣ ኢሎምና እምበር ልዕሌኹም ከንከውን ዝበልናዮ ህዝቢ የለን አቶም ዐረርቲ ሓይልታት ንመሬትና ጎቢጦምዎ ንህዝብና ድማ አኣበሳቢሶምዎዖ ንሕና ድማ ኣንፃር እዚ ግፍዕታትን ወራርን ኣብ መሬትናን ዓድናን ኮይንና ኢና ንቃለስ ዘለና ከጥቀዐናን ከጥፈኣናን ንዝመፀ ፀላኢ ደኣ ኢና ንሕምሽሸ ዘለና እምበር ዘጥቃዕናዮ ህዝቢ የለን መሰልናስለዝገሃሱልናመሰልናከንሕሉደኣብረት ኣልዒልና እምበር መሰል ካልኦት ኣይገሃስናን እኳደኣስ ብሕሉፍ መስዋእትና መሰል ካልኦት ህዝብታት እውን ከሕሎ በይዛ ኾይንና ፍትሓዊ ሕቶና ዕድልና ባዕልና ከንውስን ሀዝቢ ትግራይ ዘካይዶ ዘሉ ቃልሲ ፍትሓዊ ተወሪርና አምበር ኣይወረርናን ተበዲልና አምበር ኣይበደልናን ተሕቴና ኩኑ ደኣ ኢሉምና አምበር ልዕሌኹም ክንክውን ዝበልናዮ ህዝቢ የለን ንርእስና ከነመሓድር ልኡላውነት ህዝብናን ግዝኣትናን ከንሕሉ ዝብል እየዩ ምአንተ አዚ ፍትሓዊ ሕቶ ኸኣ ንጋደል ታሪኻዊ ሓለፍነት ስለዘለና አታ ሕዚ ዘላ ትግራይ ብደምን ኣዕፅምትን ተኸታተልቲ ወለዶታት ትግራይ እያ ተሃኒፃ ምእንተኣ ብዙሕ ዋጋታት ስለዝተኸፈለላ ከባር እያ ነፍሲወከፍ ወለዶታት ትግራይ ታሪኻዊ ሓላፍነቶም ተዋዒኦም እዮም ሓሊፎም ብሓደ ወገኑ እቲ ሕዚ ዘሎ ወለዶ ናብ ብረታዊ ቃልሲ ምምላሱ ከም ዘይዕድሎት ዝቹቐፀር እዩ ርሂውዎ ከነብርን ፃማ ቃልሲ ኣያታቱ ከጠዓዕፅምን ምተገበአ እንተኾነ ደቂሶም ዘይሓድሩ ፀላእትና ናብዚ ኣቲናዮ ዘለና ኹነታት ደፊኦምና ኣብ ታሪኻዊ መድረኸ ኢና ዘለና አታ ቅንዕቲ መገዲ ድማ ከም ኣያታትካ ታሪኻዊ ሓላፍነትካ ምውፃእ እያ ታሪኸ ኣሉላ ቅያ ሓየሎም ዛንታ ብርሽዋ መገዲ መለስ ፅንዓት ገብረመስቀል ገድሊ ሚዘርን ካልአት ሚሜልዮናት ጀጋኑን ትግራይ ኣብ ዝድገመሉ ታሪኻዊ ምዕራፍ ኢና ዘለና ስለዝኾነ ድማ ምእንተ ታሪኻዊ ሓላፍነትና ንጋደል ብሩህ መፃኢና ንምውሓስ ልዕሊ ኹሉ ድማ ምእንተ ውሑስ መፃኢና ኢና ንቃለስ ዘለና ታሪኸ ንርአሱ እናደገመ እናተመለሰ ንዝመፅእ ናይ ኩናትን በደልን ፅንከሊል ንሓንሳብን ንሓዋሩን ኣቃቢዕና መፃእቲ ወለዶታት ትግራይ ኣብ ርህው ኩነታት ዝነብርሉ ባይታ ንምንፃፍ ኢና ንጋደል። ኣብ ዝብል ኣምር ሸኺሉ ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ሓድነቱ ዝዓሰለ ዲያስፖራ ትግራይ ብኣውርኡ ድምፅን ዓቕምን ህዝቢ ትግራይ ብምኺን ንዓለም ዘስደመመ ውዑይን ፅውትን ቃልሲ የካይድ ኣሎ ከም ህዝቢ ሙሉኣት ስለዝኾና ከንዲ ዝኾነ ዝኸበደ ፈተና አንተጓነፈና እውን ፅቡቕን ሓያልን ኢና ዘለና። ኩሎም ኣብ ከባቢና ዘለዉ ህዝብታት ዘይብሎም ዘይፈጠረሎም ንሕና ግና ዝወነናዮ ምሸጥር ትግራዋይ መንነትናን ሓያልነትናን እዙይን እዙይን እዩ ፀላእትና ተፀዋዊዖምን ንዓመታት ተዳልዮምሉን ኩሉ ዓቕሞም ኣዋዲዶም ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ዓድናን ፋሽስታዊ ወራር ካብ ዝጅምሩ ዳርጋ ፍርቂ ዓመት ኣቹቐዊርና ኣለና ከትሓስቦ እውን ዘስካሕከሕ ወዲሰብ ከገብሮ እዩ ኢልካ ዘይግመት ኩሉ ዓይነት ግፍፅን ብርሰትን ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ዓድና ኣውሪዶም ሐዚ እውን ኣሳፊሖም ቀሎምሉ ኣለዉ እዚ ተግባር ፋሸስታውያን ወረርቲ ዘኾረዮ ዲያስፖራ ትግራይ ድም ዝጭፍጨፍ ዘሎ ህዝቡ ብምኺን ካብ ደቡባዊ ጫፍ ኒውዝላንድን ኣውስትራልያን ከሳብ ሰሜናዊ ጫፍ ካናዳ ካብ ኣሜሪካ ከሳብ መላእ ኣውሮፓ ካብ ኣፍሪካ ከሳብ ማአኸላይ ምብራቕ ኮታስ በዝሕና ብዘየግድስ ኣብሙሉሱእ ዓለም ከም ሓደ ሰብ ሰሚሩ ድምፁ ዓውኣቢሉኣስሚዑእዩሐዚአውንየስምዕኣሎ ዲያስፖራ ትግራይ ካብ ኒውዮርክን ዋሽንግተን ዲሲን ከሳብ ጄነቭን ብራሰልስን ማዕፆ ኩሎም ዓለምለኸን ኣህጉራውን ትካላት መንግስታትን ሚዲያታትን ኳሕኩሑ እዩ። ብቐፃሊ ድማ ቃልሲ ዲያስፖራ ትግራይ ድምዊ ዲፕሎማሲ ህዝብና ካብ ምኺን ሓሊፉ ምስቱ ምእንተ መንነትናን መሰል ከብርታትናን ኣብ ትግራይ ዝምርሽን ዝኳሻሕን ዘሎ ፍትሓዊ ወያነ ህዝቢ ትግራይ ተኣሳሲሩን ተሰጣጢሙን ንፀላእትና ኣብ ምቅባፅን ምቕባርን ዓለምለኻዊ ፍትሕን ርትዕን ንቱ ኣብ ልዕሌና ንዝተፈፀመ ገበን ኩናትን ብርሰትን ክንረከብ ገበነኛታት ኣብ ዓለምለኸ መጋባእያ ፍርዲ ንኸቐርቡ ኣበርቲዕና ከንነጥፍ ኢና። ጨፍጫፍ ኣምሓሩ ኣብ ልዕሲ ህዝቢ ምዕራብ ትግራይ ብፍላይ ከተማ ማይካድራ ድማ ካብቶም ዘስካሕክሑ ተግባራት ፀላእትና ሓደ እዩ። ካብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ ጀሚሩ ኣሃዱ ኢሎም ግፍዓዊ ተግባራቶም ዝጀመሩ እዞም ብወታደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተሓዚሎም ናብ ገፅ ይቕፅል ቡዚ ቃክ ድሊ ወኪነት ከነኣን ኪንዮ ምንቃሕ ሞተር ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ሰዓባይ ወለዶ ስነ ልቦናውን ማሕበራዊን ዓብሉ ከይሰሓተ ብጅማት ኣያታቱ ዝተተትዐ ገመድ ታሪኸን ጅግንነትን ወለዱ ከይልሕልሕ ሓደራ ዘሰከሙ ረዘንትን ጥዑማትን ዜማታት ገድሊ ሕጂ እውን ኣብ ደም ኩሉ ፈታዊ ትግራይ ብረስኒ ይገናፈሉ ውህደት ዜማን ቃልን ሙዚቃ ገድሊ ኣብ ልቢ ትግራዋይ ዝፈጥሮ ሙቐት ኣብ ትሕቲ እዛ ሙዚቃል እትብል ርእሰ ዓንዲ ቀለማዊ ዳህሳስ ከንገብር ስዓቡኒ ብቋንቋ ጉዕዞ መስርዕ ኣሲርኩም ስሓቡ ወለዶ ትግራይ መፋርቕ ታት ዓምእቲኣብ እንግድዓ ዜጋታት ዝተዳዕነነ መዲድ ፋሺስታዊ ስርዓት የውርዶ ብዝነበረ ግፍዒ ብምንፅርፃር ሰኣን ኣያ ሰኣን ኣያ ትግራይ ዓደይ ኣማዕዲወ ርእየያ ኢሉ እግሩ ናብ ዝመርሖ ምፍላስ ገዲፉ ባዕሱ ኣያ ከኾን ባዕሱ ከውንና ኣማዕዲው ዝጥምታ እንከይኮነስ ኣብ መረባኣ ብነፃነት ከሕምብጥ ትግራይ ዝዓደይ ኣይትብከይለይ ኣይትንብዕለየ ነዊሕ ምንሸር በቲ ደጎል ደርብይለየ ኣሃይ ላልማይ ኢሉ ንብዓት ኣዲኡ ብአርሳስ ምንሽር ከሕብስ ናብ መሮር እዩ ዝወፀ ካብኡ ደሃይ እቲ ምልኪ ተፀይፉ እምቢ ኢሉ ንበረኻ ዝወፈረ ኣያኡ ዝደንጎዮ በፅሒ ንገርንንዶ ሓለፋይ ሓቁ ከፈልጦ ንዳሕራይ ኣያይ ናበይ ኸይዱ ኣብሻይ ኣያይ ናበይ ኸይዱ ኣብሻይ እናበለ ይሓትት ኣይኡ መእንተ እታ ብዙሓት ዝምከሐላ ምእንተ እታ ብዓንድን ታኬላን ብቓስታንማእገርንደቃደው ዝበለት ዓዱ ጎበጥታ ሓመድ ድበ ከእቱ ናብ ቃልሲ ከምዝወፈረ ካብ ልሳን ኣብሻዩ ቁርፁ ሰሚዑሎ ደኒኑ ኣይነበዐን ኸሳዱለውዩተኾርምዩኣየስተማሰለንየግዳስ ትግራይዶ ሓሊፎም ብዚ ገይሮምየ ሃበኒ ሓምባረይ ከኸተሎም ባዕለይ ከኸተሎምየ እናበለ ኣሰር ኣያታቱ አሕዋቱን መሳቱኡን ድኣ ሰዓበ ዳሕራይ ኣብ መንገዲ ዕማሙ ኣብ መትከል ቅዋሙ ልጓም ኣፅኒዑ እንትግስግስ ኣብ ደምበ ሕልንኡ ቅዝል ዝብልዎ ምስልታት እውን ነበሩ ካብኣቶም ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ትውይ እናበልኪ ለይቲ ብሕልመይ እናተመለስኪ ደሃይ መድረኸ ስምዒ አብ ማዕበል ሓምብሲ ቃልሲ ህይወት እዩ ህይወት እውን ቃልሲ ፍቕሪ ህይወት እዩ ህይወት አውን ቃልሲ እናበለ ፍቅርን ዝኸርን የዝምር ግን ከኣ ነዛ ስምዒቱ ናብታ ዝኣመነሳ መትረብ ቃልሲ ህዝቢ ክከትፅምበር ደኣ አምበር ካብታ ብስም ብዖቱ እአናመሓለ ዝፈስሰላ ዋሕዚ እምነቱ ከተናጥቦ ኣየፍቀደን ሓነን ንስኸን ኣብ ከይዲ ማዕበልና ብሓባር ከንገጥም ኣብ ኣፃድፍ ኣግዳል ጥውይዋይ ኩርባታት ብሓባር ከንተምም ኢድኪ ምስ አእዳወይ ሸኻል ምስዓተረ ከምስታ ሓዊስና ትሰምዒዶለኺ ደሃይ ናይዚ መድረኸ ደወል ናይ ማዕበልና ኣቢሉ እዩ ብፍቕሪ ዝተደለኸ ኣዋዘ ቃልሲ ዘበን ንወለዶ ዘስገረ ውፈር ተበገስ ከምዚ ሐዚ ሳይንሳዊ መብረቅኻ ኣውርደሎም ውግእ ብሱል ከእለት አማዕቢልኻ ብስልትታትኻማ ኣርዕዶም እናተባህለ ዕርዲ ምኩሓት ደርዒሙ ኣብ ድፋዖም ከዕልልን ፀላእቱ መልሓሶም ከሓይኩን ምርኣይ ድማልሙድናይወርትግተግባሩኮነበዚአውን ተጋዳላይ ተጋዳላዩተጋዳላይ ኢኻ ተጋዳላየ ብምንታይ ንግለፅኻሞ ካብዚ ንላዕላየ ዘብል ኣብ ሕደማ ግጥሚ ደርፊ ውዕልኡ ንምኸታብ እውን ቃላት ዝተሰነፉሉ ልዕለ ሰባዊ ፅንዓት ተወለደ ካብቲ ማዕዶ ጎደቦ ኣብ ደጀን ካብ ዘለው ኣያታቱ ይሰምዖ ዘሎ ብስራት እውን ወነ እዩ ዘሰስን ሓደ ኢዶም ዕርፊ ሓደ ኢዶም ማሕፀ ሒዞም ኣብ ገርሁ እንትውዕሱ ንእግረ መንገዶም ብደንጎላ ምርኮ ዝማልኡ ሰብ ድርብ ፅማም ወለዱ ልቡ እናሞቅዎ እዮም በዓል ወነ ሕንጊድ በዓል ኣመል በዓል ዋልታ በዓል ድርብ ሾተል ብከላሻንማቱ ኣንጉዕ መምከኺ ብደንጎላ ኮለኔል ማራኺ እናበሉ ከልተ ምህርቲ ከሓፍሱ ተራእዩ ማዕረ ማዕረ እተን ማንታ ኣፈ ሙዝ ብረት ዘቐነዓ ዋዕሮታት እዞም ደቅና ሓሊፎም ግዲ ሰንተ ሰምሃል ጨይና መንገዲ ኢለን እኸለማይ ሒዘን ዝስዕባ ኣዴታት ኣብ ቀምሽ ኣዲኡ ዘይመውት ጅግና ብምውላደን ዝስመዐን ሓበን ኣብ ገፀን ይንበብ አቶም በባሕርና እቲ ሓፋሽ ህዝብና ስንቅና ወያናይ ሓቦና ፅርድና ጎቦታት ዓድና ፅጥቅና ካብ ፀላእትና ኢሎም ኣብ ጎቦታት ዓዶም ዝሕምሕሙ ኣናብስ ሓየትን ዋዕሮን ነቶም ኣብ አንዳማቶም መኦም ኣጎዛ ኣንፅፉለይ ዝብሉ ስሱዓት ኣዛብእ ኣብ ሩባን ኩርባን እናቐበሩ መረበት ኣዲኦም እንትረግፁ ሎሚ ዓይነይ በርሀ ሎሚ ዓይነይ በርሀ ማማየ ሪእያ ፀላአተይ ጋሊሆ ብዝብል ዜማ እናተፀምበሉ ጉባኤ ካምቻአኦም ብንብዓት ሓጎስ ወላዲቶም ተርከሰ ፆታን ሃይማኖትን ዘርአን ሕብሪ ቆርበትን ዘይፈለየ መሪር ወፅዓ ዝወለዶ ብልሑን ትብዓቱን ምስጢር መስተንክራዊ ዓወታቱ እናኾነ ቀናሉ ኣይኮነን ፈረሱ ፈረስማቱ ይለጉም ተጋዳላይ ኣብ ዝበልካዮ ዝዕበል ኣብ ዝወዓሎ ዝዕወት ቁስሉ ጥራይ ከይኮነስ ቁስሊ ካልኦት እውን ማዕረ ይስመዖ በዚ ምኸንያት እውን ጣቓ ፀላም ትግራይ ቀንጢጡ ኣብ መረበቱ ኣይተረፈን ሐዚኸ ናበዩ ጉዕዞኻ ኣውግዐናባ ሓየት ጎሚዳ አትብል ሕቶ ከምልስ ንብዓት ካልኦት ውፁዓት እናሓበሰ ደኣ ገስገሰ ደድሕሪኡ ተጋዳላይ መዓር ኣፉ ሰሜን ሸዋየ ሓሊፉ ተባሂሉ እንትዝየም ድማ መንበረ መንግስቲ ፋሺስት ደርግ ብራዕዲ ትሱቆን ነበረት ኃርድኻ ዘይስበር ሸደን ጥሒሳ ምስ መራሕቶም ሓይሎም ሓምሸሸኻ ሰላም ንዓኻ ዝብል ምስጋና እውን ተገዚሙ ካቲት ኣዴና ረመፅ ድጉል ቃልሲ ተባሪዑ ገዋሕታ ናይ ለካቲት ማዕበል ረመፅ እዩ አሳተ ጎመራ ሽግ ደደቢት ወርቃዊ ነበልባል ዘበለ ለካቲት ዝተወለዐ ሸግ ሓርነት ድሕሪ ዓማውቲ ኣብ ወርሒ ግንቦት ዓብይ ኩምሪ ደመራ ከብርህ ዓለም ኣፋ ከፊታ ረኣየት ገን ወያነ ወለድኻ ፈደይቲ ሕነ እናተባህሉ ብጅግንነት ወለዶም ደረቶም ነፊሖም እግሪዝተኸሉሰገናትእውንነቲኣብእንግድዕኦም ዝወደቐ ሕድሪ ሰማእታት ሓመድ ከይትንከፎ ከብሩ ከይጎድል ኣብ ማህደሩ ከሕዙ ኣያይ ዝሓደገለይ ገምባለይ ዝናረይ ጌረ ዝናረይ ሒዘለኹ ንሓዋረይ ዝብል ቃል ሰኒቐም ገዲሊ ሕሉፍ ወለዶ ኣብ ልቦም ዝወቀጡ ሓደሽቲ ቦቐልታት ነተን ብደም ዝተሰርነቓ ጎቦታት ዓዶም ሓምለዋይ ግምጃ ከልብሱ ቆረፁ ኣድማስ ዘሎ ድምዊ ቲ ጅግና መስለኒ ሰሚዐዶ ዘይሃሰሰ ምስሊ ታዋዕሮ መስለኒ ሪአያዶ ከቕንጥጡ ፀልማት ኣየወ እቲ ድነ ዝሓለፉ ሰማእታት ባይታ ዘንፀፉ ኢድ ንኢድ ንጣመር ምእንተ ከድበሱ ስለ ልምዓት ንዘምር ኣብ ሓደ መስመር አናበሉ ዝናርን ገንባለን ጀጋኑ ወለዶም ኣብ ምፅናዕ ኣንቢሮም ዕርፍን ብርዕን ብምጭባጥ ኣብ ፅሕፈትን ስበትን ወዓሉ ኣብ መትረብ ሙዚቃ ዝፈስስ ተመጋጋቢ ታሪኸ ወለዶታት እናዳህሰስና ኢና ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ንልዕሊ ፍርቂ ከፍለ ዘበን ብዜማ ዝተኸተበ ገድሉ ዘተሐዘና ጥራዝ እናቀላፅና ከንቅፅል አቲ መዓቱ ቀንጢጡ አብ ተመሳሳሊ ዓዘቐቲ ዝነበሩ ህዘብታት ሓራ ኣውዊኡ ንቡር ዘፍተነ በዓል ውዕለታ እተን ዘኾለሳ ኣአዳው ዝነኸሱ ፅሒራታታት ከካብ በባሕርና እቲ ሓፋሽ ህዝብና ስንቅና ወያናይ ሓቦና ዕርድና ጎቦታት ዓድና ዕጥቀና ካብ ፀላእትና ዝተሓብኡለን ጎዳጉዲ ከቐልቀሉ ጀሚሮም አብ እንግድዓኻ ተሳሒሎም ከንዲ ዝበልሑ እንታይ ደኣ ጉዱ ከም ሪሓን ጎዳና ቀንጣቢኻ በዚሑ ኢሉ ግዘን ኩነታትን ተበሊፁ ኣብ ልዕሊ ሃለዋት ህዝቡ ዝሰረበ ማይ መዓት ብንቅሓት ዝዕዘብ ጥሙት ወለዶ ድማ ቦዊሉ ታሪኸ ከምዘርአየና ቃልሲ መብረድ ዩሞ ፈታኒ ኩነትን ሕቶ ሃለዋትን ዝፈጠሮ ህሞት ድማ ኣሽሓትጀጋኑ ዘበንስሒሉ ዘውፅአመብረድኮነ ይኣኸለካ ህዝበይ ንዝነኸሰካ ኣይተኾልስ ይኣኸለካ ህዝበይ ኣብ ዘይዓውድኻ ኣይትኾልስስ ኢሉ በትሪ ጥልመት ሕቐኡ ንዘሰምበሮ ህዝቡ ኣብ ዘየማትእ ናይ ውሳነ ምዕራፍ ምብፅሑ ብድፍረት የንጉሐሉሎ ኣዮኻ ናይና ኢለን ንናተን ዘኸብራ ድምፅታት ብርኸ ኢለን ምስማዕ ካብ ዝጅምራ እውን ኣይቀለለን እኒሀተ ድማ ህዝበይ ናተይ ስሑል ወለዶ ናቱን ዘይናቱን መምዩ መባልዕቱን መናብዕቱን ለልዩ ኣብልዕሊግፍዓውያንወረርቱከምንህቢከቲቱ ይውዕላ ኣይሓድራ ህዝቢ ትግራይ እንትኹሪ ረመፅ እያ ዛምድሪ እናበለ ንፀላእቱ ከልተ ጊዜ የዛርቦም እዚ መኹርዒ ቃልሲ ወለዶይ ድማ ፅባሕ ሕሉፍን መፃእን ጠሚቶም ብኸልተ ደንደሶም ዝሰሓሉ ኣእላፍ በላሕቲ ከወልድ እዩ እሕበነሱ ድማ። ኣብ ዞባ ምብራቅ ትግራይ ወረዳ የዕዳ እምባ ወረርቲ ወታደራት ኢትዮጵያ ኣብ ሕቹፊ ኣዲኡ ዝነበረ ወዲ ኣርባዕተ ዓመት ህፃን ምስ ወላዲኡን ካልኦት ብዙሓትን ቀቲሎም ኣብቲ ዞባ ማይመገልታ ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ከባቢ ሓይልታት ምክልካል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ወራሪ ሰራዊት ኢትዮጵያ ድብያዊ መጥቃዕቲ ፈዩቂሞም ድሙቕ ዓወት ኣብ ዘመዝገብሉ ሰዓት እዩ አዚ ግፍዓዊ ፍፃመ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ዜጋታትና ዝተፈፀመ ኣብ መፋርቕ ወርሒ መጋቢት ዝተፈፀመ እዚ ገበን ብድብያዊ መጥቃዕቲ ሰራዊት ትግራይ ዝተደናገፁ ወታደራት ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ብምምፃእ ገዝኡ ዓፅዩ ዝተቐመጠ ህዝቢ ብማዕፆ ኣሽሊኾም እናተኮሱ ኣብ ሕቐፊ ኣድኡ ዝነበረ ወዲ ኣርባዕተ ዓመት ህፃን ሓዊሱ ብርከት ዝበሉ ካልኦት ቐቲሎም።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Comments:


memezon

Download options | Convert to Pdf | Book of the day

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact