Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ያ መቋ ለዝህጎ ዳጎምነ ብጋጋ ረፇውታሥ ም ፍፅውያ ዘማራይ ቅዱሰ ዳዊት ከም ዝበሉ ዕድመ ወዲ ሰብ ገዚአን ዘምበርክኻ ጣኦታውያን ኣትክልቲ። እንታይ ደኣ ሰለዚ ጉዳይ እዚ ቤተ ክርስቲያን እንታይ ትብል ማለት ድማ መጻሕፍታ እንታይ ይብሉ ማለት ኢዩ ኦም ካብ ፍሪኡ ይፍለጥ ኢዩሞ ነቲ ኦም ክፉእ ግበርዎ ፍሪኡ ድማ ክፉእ ክኸውን ኢዩ። ምሰጢር መ ዝክ ኋታ ጄዐጋናት ሕቅ ፌዐ ናይዚ ኩሉ እምበኣር እወ ከምቲ ዝተባህለ እሺ ኢሉ ዝቕበልን እምቢ ኢሉ ዝኣብን ሰብ ከምዝህሉ ንኹልና ብሩህ ኢዩ። ማሕደረይ ድማ ኣብ ማእከልኩም ክገብር እየ ነፍሰይ ከኣ ኣይትፍንፍነኩምን። ስለዚ ምአንቲ ከይንጠፍእ ባብቲ ዝሰማዕናዮ ኣዚና ከነቕልብ ይግባኣና ኢዩ ። አብ ዝክ።
ኩሉ ኣብ ትሕቲ እዚ መግዛእቲ ዝኣተወ ሰብ ድማ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ብባህሪ ናይቲ ዓይነት ህይወት ክምራሕ ክግደድ እንዕዘቦ ሓቂ ኢዩ ከም ኣብነት ገለ ሓፈሻዊ ዝኾነ ባህርያት ወልፊን ተወለፍቶምን ምሰ እንርኢ ወልፊ ካብ ዝተጀመረሉ ግዜ ኣትሒዙ መብዛሕትኡ ግዜ ሰሩዕ ዝኾነ ዕለታዊ ሰዓታት ወልፊ ይህሉ ኣብዚ ግዜ እዚ ኩሉ ዓይነት ሰራሕ ተገዲሩ ንደቓይቕ ኮነ ሰዓታት ኮፍ ይበሃል ኣብቲ ግዜ እቲ ዝኾነ ዝርብቨ ወይ ዘዕገርግር ነገር ክህሉ የብሉን ኣብቲ ናይ ወልፊ ግዜ ድማ መሥሰተ ዕላል ኣንጻራዊ ጾታ ዝሙትን ካልእን መሰነይታ ይህሉ ከም ኣብ ቡን ዝረአ ድማ ክጨንወካን ክፍለጠካን ክጥዕመካን ኣለዎ እዚ እንተዘኮይኑ ድማ ዝነበረ ተደፊኡ ካልኣይ ሳዕ ክዳሉ ይጥለብ ወዘተ ምናልባት እቲ ውሉፍ ሰብ ነቲ ዝተወለፈሉ ነገር ምስ ዝስእኖ ዝመጽእ ባህርያዊ ለውጢ ድሣ ከቢድ ቃንዛ ርእሲ ጸርጸር ምባል ሓይልኻ ምድካም ምጽልማት ዓይኒ ረሰኒ ደም ብኣፍንጫ ምሒር እንተ ነዊሑ ድማ ኣብ ዓራት ምድርባይ ነቲ ዘወለፈካ ነገር ንምርካብ ድማ ኩሉ ዓይነት ዋጋ ምኽፋል ዘገርም ነገርዩ። እዚ ኹሉ ዝግበር እምበኣር ኣእምሮ ወዲ ሰብ ንኽውንነት ህይወት ንግዚኡ ብምርሳዕ ፍጹም ንኽዛነን ክሕጎሰን ንማለት ኢዩ እንተኾነ ግገ ወዲ ሰብ ኣብ ከምዚ ዝዓይነቱ መግዛእቲ ኣትዩ ኢዱ እንተ ሂቡ ምሉእ ህይወቱ ኣብ ባዕዳዊ ዝኾነ ነገራት የግዝእ ሰለዘሉ እዚ ህይወትዚ ኣምልኾ ጣኦት ኢዩ ከመይ እተሳዕረ ሰብ ነቲ ዝሰዓሮ ባርያኡ ይኾኖ ኢዩሞ ከም ዝብል ይ ጴጥ እወ እቲ ዘወለፎ ነገር ብፍጹም ይገዝኦን ይመልኮን ክሳብ ዝሃለወ እዚ ህይወት እዚ ኣምልኾ ጣኦት ኢዩ። ካብ ድርሳነ መድኃኔ ዓለም ገጽ ሕጂ ድማ ኣቡነ ዘርዓብሩክ ንመድኃኔ ዓለም ብዙሕ ከም ዘፍቀርገ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ድማ ብበዓለ መድኃኔ ዓለም ዕለት ከምኡ ውን ናይ ኪዳነ ምሕረት በዓል ብዕለት ዝኽሪ ይገብር ከም ዝነበረ ንነግረኩም ኣቡነ ዘርዓብሩክ ሞገሰ ምስ ረኸቦ መድኃኔ ዓለም ናይ እሳት ፈረሰን ትእምርተ መስቀል ዘለዎ ናይ ወርቂ በትርን ሃቦ። ብርግጽ ወልፊ ዘበለ ኣብ ቅድሟ ፈጣሪ ፍንፉንን ርኹስን ምኳኑ ዝኽሕዶ እኳ እንተዘየለ እንተኾነ ግን እዚ ነገር እዚ ኣብ ቅድሟ እግዚኣብሄር ብደረጃ ኣምልኾ ጣኦት ከምዘፍርደና ክፍለጥ ብዘይምኽኣሉ ንመሸፈኒ እቲ ወልፊ ዘገልግል ወረጃ ዝኾነ ኣበሃህላን ወግዕን እናቐረበ ኩሉ ወዲ ኣዳም ዘበለ ኣብዚ ኣንጻር ሰማያዊ ኣምልኾ ዝኾነ ናይ ወልፊ ዓዘቕቲ ተሸሚሙ ይርከብ ከም ኣብነት ገለ ክቱር ህርፋን ቡን ዘለዎም ሰባት ካብዚ ናይ ወልፊ ዝክ ለታ ና። ካልእን እናተባህለ እዚ ኣብ ጽቡቕ ፍቕርናን ምትሕቹቿፍናን ተትዝጉጐዙ ዝመጸ ሰዉር ጥበብ ጸላኢ ክፍለጥ ብዘይምኽኣሉ ፍሉይ ቦታን ክብርን ተዋሂቡዋን ተመሊኻገ ቤት ነጊሳ ፍኣት ዝም ዝክ ጳታናፍፀዐ ይርከብ ክቡራን ህዝቢ ኣምላኽ እሰከ ነሰተውዕል ቡን ዝብል ሲያመ ካበይ ዝመንጨወ ኮን ይኸውን ንሳ ጸሊማ ሓሪራ እትቕለወሉሌ ድሒራ ድማ ንሕና ብሰርዓት ካብቲ ሓሪሩ ዝበንን ትኪ እንዕጠነሉ ምኽንያት ብኸመይ ዝጀመረን ዝተበገሰን እንታይ ምስጢር ሰለዘለዎን ይኸውን እቶም ኣወል በረካ ደረጃ እናተባህሉ ዝጥቀሱ ኣሰማትከ ካበይ ዝመንጨዉ ኢዮም እንታይ ትርጉምከ ይህልዎም ይኸውን ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ኣብ ሕብረተሰብና ቡን ከም ሓንቲ ፍሉይ ባህታ ዘለዋን ኣዘናጋዒትን መሰተ እናተጠቕሰት ክነሳ ብኣንጻር ናይዚ ግን ብኽቱር ወልፊ ቡን ተኣሲርና ፍጹም ግዙኣት እንኾነሉ ከም ውጽኢቱ ድግ ቡን እንተዘይሰተና ርእሰና ከም ሕሱም እንናወጸሉኸ ከም ተራ ነጥቢዶ ይረአ ካብዚ ክቱር ወልፊ እዚ ንምግልጋል ኣብ ጥዑም ዝኾነ ግዜያትሲ ይትረፍ ኣብ መዓልታዊ መነባብርና እኹል ዝኾነ ትሕዝቶ ብዘይምህላዉ ካብ ወርሒ ናብ ወርሒ ፈትልን መርፍእን ኣላጊብና ከነካውን ዓቕልና ኣብ ዝጸበበና ግዜውን ከይተረፌ ቡን ንምዕዳግ ዝወእ ወጻኢታት ግን ሓላል ኮይኑ ኣደዳ ዘይተደለየ ክሳራታትን ወጻኢታትን እንኾነሉ ነጥቢኸ ኣየገርምንዶ እዚ ኹሉ ኮይኑ ድማ ኣብ ህይወት ብሰንኪ ዝተፈላለዩ ሕማማት ኣብ እንሳቐየሌ ብሰንኪ እቲ ወሪዱና ዘሉ ሕማም ቡን ንኸነቋርጽ ኣብ እንንገረሉ እዋን ቡን ክገድፍ። ኣብ መወዳእታ ድማ ከም ሕጊ ኮነ። ድያብሉስ ናብ እንጦርጦስ ዝወረደሉ ቦታ ማለት ኣብ መካ መዲና ዘቕርቡወን መሰዋእቲ ኸኣ እዚኣተን ኢየን እዚ ነገር እዚ ዝተለምደ ድማ ካብ ግብጻውያን ዝኾኑ ተንባላት ኢዩ ናብ ምድሪ ኣግዓዚ ዝመጸሉ መንገዲ ድማ ብናይ መሓመድ ሰርዓትን ሕግን ዝጓዓዙ ዝነበሩ ኣቦል ቶና በረካ ዝተባህሉ ሰለሰተ ሰባት ኮይኖም ንንግዲ ተመሲሉም ምስ ሓሙሽቨተ ተንባላት መጺኦም ብዘተኣታተውዎ ኢዩ ስለዚ እምበኣር እዘን ሰለሰተ ኣትክልቲ ጫት ቡን ትምባኾ ኣህዛብ ንሰይጣን ካብ ዘቕርቡወን ናይ ጣኦት መስዋእ ዝክ ጳታ ናሪ ሠናት ሕ ሕቅ ሦዐ ክርሰቲያን ንዝኾነ ሀዝቢ ግን ካብዘን ዝተባህላ ኣትክልቲ ምብላዕ ኮነ ምሰታይ ግቡእ ኣይኮነን። ሠናት ሕ እሕቅሲ ቱቦ ካብ ገድሊ ኣቡነ ሰላማ ኩሉ ዝተጻሕፈ ዘበለ ንተግሳጽና ኢዩ ተጻሒፉዋ ኩልኹም ኣሕዋት ህዝበ ክርስቲያን ሓቂ ወንጌል ክንነግረኩም ን ኢልኩም ሰምዑ ሓደ ሴሩህ ሴሩሕ ዝበሃል ሰብኣይ ነበረ ነዚ ሰብኣይ እዚ ድማ ቡኑ ዝበሃል ቁልዓ ነበር ብስም እዚ ቁልዓ እዚ ኢዩ እምበኣር ጣኦት ዝተጀመረ ኣብ መቓብሩ ከኣ ሰይጣናዊት ተኽሊ በቐለት። ንኣዕሩኽትኻ እስማዔላውያን ድማ ሰርዓቱ ብዝግባእ መሃሮም ኢኻ በሉ እምበኣር ከምዚ ዝነገርኩኻ ኩሉ እንተገበርካ ኣነ ድማ ነዚ መስዋእቲ እዚ ከተቕርብ እንከለኻ ንምልክት ዓመት ዓመት ኣብ መካ መዲና ክወርድ እየ በሉ ኣብ ርእሲ እዚ ነቶም ክርስቲያን ዝኾኑ ሰባት ቅዱስ ቁርባን ድሕሪ ምውሳዶም ወይ ምቕባሉም ነዛ መሰዋእቲ እዚኣ ኣዳልዮም ከም ዝሰትዩዋ ክገብር እየ ከም ውጺኢቱ ድማ ዝረኸሱ ክኾኑ ኢዮዖዎ። ንእለቱ ከኣ ካብ ሕማም ርእሱ ሓወየ እዚ ፍሉይን ሰዉርን ዝኾነ ምሰጢር ሰለዘለዋ ኢዮም እምበኣር ገና መሓመድ ቅድሚ ምምጽኡ ብመንፈስ ፈሊጦም ኣቡነ ሰላማ ኣብ ዘመኖም ንቡን ከም ቡን ብኣምልኾ ጣኦት ደረጃ ብምኽልካል ብዛዕባ እዚ ነገር እዚ ፍለጡ ከምኡ ውን ኣሰተውዕሉ። ህዝቢ ምድሪ ሓበቫ ማለትምድሪ ኣግዓዚት ብዛዕባ ግብርን ሰራሕን ናይዘን ኣትክልቲ እዚኣተን ምንም ዝፈልጦ ነገር ኣይነበርን እንተኾነ ግን ሓሙሸተ ኣሰላም ካብ ብሄረ ዓረብ ንንግዲ ናብ ምድሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጽሉ ግዚዜ ዕፀ ኩስራ ዕፀ ሰጥራጢስ ከምኡ ድማ ዕፀ ጌት ዝበሃላ ሰለሰተ ኣትክልቲ ተማልኡ ድሕሪ ልደተ ክርሰቶስ ኣብ ሻብዓይ ክፍለ ዘመን ዲያብሎስ ንመሓመድ ብዘርኣዮ ድማ ብፍላይ እታ ቡን ተባሂላ እትጽዋዕ ዕፀ ሰጥራጢስ ኣብ ሜካ መዲና መስዋእቲ እሰማዔላውያን ንኽትከውን ሃቦ ኣብ ልዕሊ እዚ ብዛዕባ ግብርን ስራሕን ናይዘን ኣትክልቲ እዚኣተን ብግቡእ ዝነግሩ ዜና ኣበውን መጽሐፈ ዮዲትን ድርሳነ ኡራኤል ድርሳነ ዮንን ባሮክን ከምኡ ውን መጽሐፈ መዝገበ ሃይማኖት ዝበሃሉ ተወሰኽቲ ናይ ኣቦታት መጻሕፍቲ ከም ዘለዉውን ንነግረኩም ሰለዚ ኦ ኣሕዋተይ ንምብላዕ ኮነ ንምሰታይ ከምኡውን ንምትንካፍ እዘን ኣትክልቲ እዚኣተን ኣይትድፈሩ ነዚ ሰጊርኩም እንተደፈርኩም ድማ ቅዱሰ ቁርባን ንምውሳድ ኣይትዳለዉ ቤት እግዚኣብሄር ድማ ኣይተርክሰ። ነዚ ሰጊሩ ተኽሊ ሰጥራጢሰ ዝሰቲ ዘበለ ግን ሕድገት ሓጢኣት ኣይግብኦን ድሕነት ዝብሃል ድማ የብሉን እዚ ሰብ እዚ ካብ ጥምቀቱ ይሰዓር ቤተ ክርሰቲያን ድማ ኣይእቶ ምስ ሞተውን እንተኾነ ናይ እግዚኣብሄር ቤት ንኸየርክስ እመት ርሒቹ ይቀበር ምስ እዚ ሰብ እዚ ብምብላዕ ኮነ ብምስታይ ዝተሳተፈ ከኣ ኣብ ሰቓዩ ክሓብር ኢዩ ሰለዚ ነገር እዚ እምብኣር ኣነ መድኃኔ ዓለም ኣውጊዘ ኣለኹ። ኣብ ዝብል ሓሳብ ተሰዊሩ ነዚ ሓደገኛ ናይ ወልፊ ኣኞጽልቲ ኣብ ውሸጢ ወዲ ሰብ ኮይኑ ዝቕበሉዋ ድሒሩ ድማ በብቐሩብ ካብ ቁጽጽርና ወጻኢ ኮይኑ እናዓበየ ዝኸይድ ምኽንያት ናይ ቡዙሕ ድኽመታትን ማእሰርቲ ናይ ሓጢኣትን ዝኸውን መን ምኳኑ ዘይምፍላጥ ኢዩ እወ እቲ ኣብ ሰጋ ወ ዉር ካብመ ዛር ናይ ወ ዖፆጣናዊ መገ እሰከ ነሰተብህል ኣብ ገዳም ጻዕዳ እምባ ኣብ ማዕደዋይ ይሰተ ኣብ ውሸጢ ገዳም ኣቡነ ሰይፈሟካኤል ግን ቡን ክልኩል ከምዝኾነ ብቐሊሉ ሓቲትና ከነረጋግጾ እንኽእል ሓቂ እዩ እዚ ጥራይ ግን ኣይኮነን። ምሰጢር መ ዝክ ኋታ ጄዐጋናት ሕቅ ፌዐ ናይዚ ኩሉ እምበኣር እወ ከምቲ ዝተባህለ እቲ ምሰ ኣተሓሳስባናን ድልየታትናን ተወሃሂዱ ዘሉ ናይ ወልፊ መንፈሰ ኣእምሮና ቨፊኑ ነዚ ሓሳብ እዚ ንኸይንሓሰብ ኣሲሩ ስለዝሓዘና ጥራይ ኢዩ እምበር ኣካይዳን ኣነባብራን ናይዞም ዘለዉ መራሕቲ ከም መወከሲ ዝኾነሉ ቃላትን ለበዋን ናይቶም ነዛ እምነት እዚኣ ብሓያል ተጋድሉን ንህናን ዘረከቡና ቅዱሳን ጀጋኑ ኣቦታት ዝጋሃሰሉ ኣብነት ብፍጹም ክህሉ ኣይምተገበአን ንእግዚኣብሄርሲ ዚሓርር መሰዋእትን መሰዋእቲ ሕሩድን ከም ምሰማዕ ደሃይ እግዚኣብሄር ገይሩዶ የሐጉሶ ኢዩ እንሆ ምሰማዕ ካብ መስዋእቲ ጽን ምባል ድማ ካብ ስብሒ ደዓውል ይበልጽ ዕልወትሲ ሓጢኣት ጥንቀቱልና ኢዩ ህልኽ ከኣ ምምላኽ ጣኦትን ትራፊሚን ኢዩ። እናተባህለ እቲ ናይ ክርስቲያን ቤት በረካ ብዝብል ሰም ጋኔን ቤት ኣጋንንቲ ንክኸውን ብዝዕድም ምርወ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቤት ክኣቱን ክሰፍርን ብስርዓት ተፈቹዱሌ ፍጹም ከም ዝምለኽ ገይሩ ኢዩ እዚ ጥራይ ከይኣክል መላእ ህዝቢ ዓለም በዚ ርኽሰት እዚ ከረኻኽበላ ድማ ኣብ ማስቲካ ከረሜላ ቸኮለይት ብሸኮትታት ቀጽሊ ሻህን መነቓቕሒ ጾታዊ ሰምዒት ተባሂሉ ብፍሉይ ዝዳሉ ዘሉ ቸኮላቭ ዝበሃል ዝሙታዊ ቸኮለይትን ካብዚ ናይ ወልፊ ቀመማት እናሓወሰ ዓለም ብምልእታ ኣብ ትሕቲ እዚ ናይ ወልፊ መግዛእቲ ንኸእትዋ ነዊሕ ዘመን ሰሪሑሉን ተዓዊትሉን ኢዩ። ወለዶ ዝነበረ ሰብኣይ ኮይነ እታ ኣብ መቓብር ወዱ ዝበቐለት ተኽሊ ድማ ብሰም እቲ ዝሞተ ቡኑ ዝተባህለ ወዱ ቡን ዝብል ሲየመ ከም ዝተዋህባ እኖሞ እቲ ናይ መጀመርያ ዝተሰርሐ ናይ ዕንጸይቲ ጣኦት ካብዛ ተኽሊ እዚኣ ኮይነ ብምሰሊ ናይቲ ዝሞተ ወዱ ምኽኑ ተገለጹ ኣሉ እዚ ኣምልኾ ጣኦት እዚ ድማ ክሳብ ኣቦና ኣብርሃም በጺሑስ ኣቦና ኣብርሃም ካብቶም ጣኦት እናሸጡ ዝነባበሩ ዝነበሩ ሰድራ ምኳኑ መጽሓፍ ቅዱስና ዝምስክር ሓቂ ኢዩ እቲ ካብ ኣቦና ኣብርሃም ዝተወልደ እሰማዔልን እስማዔላዊ ዘርኡን ኣማሌቓዊ ኣሞራዊን ወገን ኤሳውን ዝኾነ ዘርኢ ድማ ብፍሉይ ነዛ ጣኦታዊት ተኽሊ እዚኣ ሓኞፉ ከም መሰዋእቱ እናኣቕረባ ምሉእ ዘመን ኦሪት ድሕሪ ምሕላሩ ክሳብ እቲ ኣብ ከባቢ ድልክ ከም ዝመጸ ዝንገረሉ መምህሮም ዝኾነ መሓመድ ከም ዝበጸሐት እሞ መሓመድ ድማ ዲያብሉሰ ብዘርኣዮ መሰረት ፍልይ ዝበለ ሰርዓት ኣቀላልዋን ወግዕን ከም ዝተቐበለ ድሕሪ ምርኣይና ናብ ምድርና ምድሪ ሓበቫ ድማ በቶም ነጋዶ መነኮሳት ተመሲሉም ዝመጹ ኣባ ኣቦል ኣባ ኣቶናን ኣባ ባራካን ከም ዝመጸትን ዝተኣታተወትን ክሳብ ሎሟ ዕለት ድማ ካብ ፈጣሪና ብኣምልኾ ደረጃ ፈልያትና ትርከብ ከም ዘላ ተገንዚብና ኣለና ከምቲ ዝረኣናዮ ድማ ኣብ ዝተፈላለየ ዘመናት ዝተንሰኡ ቅዱሳን ኣቦታት ኣንጻር እዛ ሰይጣናዊት ኣምልኾ ዝኾነት ቡን ዝቐውም ውግዘትን ሓጽርን ገይሮም ከም ዝሓለፉ ብግልጺ ሰሚዕናን ኣንቢብናን ኣለና ይ ዝክ ላታ ናዖ። ሰሉስ ቅዱስ ድማ ኣጆኻ ኣይትፍራሕ ልሳኑ ፈቲሕና ኣብ ቅድሚ ፈርኦን ንሙሴ ጥበብ ዝሃብናየ ቃሉ ከም በሊሕ ሰይፊ ጌርና ንኤርምያስ ዝሞገስናየ ኣብ ቅድሚ መኳንንቲ ግብጺ ኣኽቢርና ንዮሴፍ ሞገሰ ዝዓደልናዮ ንሕናዶ ኣይኮናን ሕጂ ድማ ኩሉ ትምህርትኻን ቃላትካን ዘበለ ከም ምጽማእ ንማይ ከም ምጥማይ ድማ ንመግቢ ጥዑም ኮይኑ ኣብ ማእከሉም ፍቹርን ክቡርን ክትከውን ሞገሰ ንህበካ ኣለና በልዎ ሕጂውን እንተኾነ እቲ ዝሰምዕ ክሰምዕ እቲ ዝኣቢ ድማ ክኣብስ እቶም ሞገሰ ዝረኸቡ ክቡራን ኣቦታት ዝሰበኽዎን ዝመሃርዎን እዚ ኢዩ ይኹን ደኣምበር ክሳብ ክንድዚ ዝኣክል መብርሂ ተዋሂቡ ከብቅዕውን ከምቲ ዝተባህለ እሺ ኢሉ ዝቕበልን እምቢ ኢሉ ዝኣብን ሰብ ከምዝህሉ ንኹልና ብሩህ ኢዩ። ዘሌ ተፈጸመ ዕላማ እዚ ጽሑፍ እዚ እቲ ንነዊሕ ዘመናት ብፍጹም ተሰዊሩ ዝጸነሐ ልክዕ መንነት ናይዛ ተኽሊ ቡን ብግቡእ ንኽፍለጥ በዛ ተኽሊ እዚኣ ምኽንያት ኣብ ናይ ነፍሲ ወከፍና ህይወት ብምሰጢር ኣትዮም ዝሰርሑ ዘለዉ ርኹሳን መናፍስቲ ንኽገሃዱ ብሰንኪ ሰዉር ጥበብ እዞም ርኹሳት መናፍስቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቤት ተፈጢሩ ዘሉ ሁከት ዕግርግር ፅንወት ሕማምን ንድየትን መወዳእታ ረኺቡ ኣብ ኩሉ ቤት ዕረፍትን ሰላም ክነግስ ተኽሊ ቡን ልክዕ ከም ሸጋራ ትምባኾን ጫትን ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ንሓደ ክርሰቲያን ብፍጹም ክልክልትን ውግዝትን ምኳና ኩልና ክንርድኦ ኩልና ናይ እግዚኣብሄር ህዝቢ ድማ ካብዚ ፍጹም ዝኾነ ርኽሰት ተገላጊልና እዚ ንሕድገት ሓጢኣት ዝዓርግ ዘሎ መሰዋእትና ሰሚሩ ንህይወት ክኾነልና እኖ ካባና ሓደኳ ከይተረፈ ኩልና ኣብታ ሰማያዊት ርሰቱ ተኣኻኺብና ግደን ክፍልን ክንረክብ መወከሲ ድርሳነ መድኃኔ ዓለም ድርሳነ ጽዮን ገድሊ ኣቡነ ሰላማ ብብራና ድርሳነ ኣርባዕቱ እንሰሳ ብብራና መጽሐፈ ዜና ሰላሴ ብብራና ንጭብጢ ክኾነና እቲ ብዛዕባ እዘን ሰለስተ ጣኦታውያን ኣትክልቲ ዝተጻሕፈ ተግሳጸ ብቕደም ተኸተል ካብ ብራና ናይተን ዝተጠቕሳ መጻሕፍቲ ከምቲ ዘለዎ ብግእዝ ብመልክዕ ሰእሊ ኣብ ታሕቲ ተተሓሒዙ ኣሉ።