Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • ወደ ፒዲኤፍ ቀይር
  • የንባብ ዝርዝር
  • አጠሬራ
  • ኦዲዮ መጽሐፍ
  • ፍለጋ
  • ይስቀሉ
  • የኔዞን
  • ይግቡ
  • ይመዝገቡ
English  አማርኛ  Français  العربية
የዕለቱ መጽሐፍ

ብሜላ ምንባር.pdf


  • የቃላት ደመና

ብሜላ ምንባር.pdf
  • የማውጣት አጠሬራ

በየ ኩሉ ግዜ ድሕሪ ሰብ የትርፈነ። ኣብ ናይ ውልቀዋኒን ትካል ኮፍ ኢሎም ዝሰርሑ ሰባት ብዙሕ ኣካላዊ ምንቅስቃስ ስለ ዘየዘውትሩ እሞ መብዛሕትኡ ስርሖም ብኣእምሮ ጥራይ ስለ ዝካየድ ብርቱዕ ጸቕጢ ይፈጥረሎም። ላዕለዋይን ታሕተዋይን ደረጃ ስምዒታት ኣካላት ድማ ይበፃሉ። ላዕለዋይ ደረጃ ኣተሓሳስባያ። ዉሳኔታትካ መኣረምታ ከምዘድልዮ ብኸመይ ትፈልጥ። ኀግዉሳኔታትካ ሓላፍነት ምውሳድ ብህይወት ዝስዕብ ተጻብኦታት ንክትብድህ ስለ ዝምህረካ ላዕለዋይ ኢድ ኣለካ ማለትዩ ስለዚ ገስቓይካን ሓጐስካን ባዕልኸ ኀገኽተማዕብሎ ሓይሊ ኣለከ። ንምሉእነትን ነብሰተኣማንነትን ዘምርሕ መገገዲ ነዊሕ ናይ ፈተነን ፍሽለትን ጉዕዞ ስለ ዘለዎም ገዝሓለፈ ገሀሉው ግመጻኢ ገባህርይታትካ ከተማርር የብልካን ምኽንያቱ ገሱ ኣካል ናይ መስርሕ ምስትምሃር ስለ ዝኾነ ነቲ ኩነታት ምስ እንለማመዶ ወይ ድማ ምርካቡ ደስታዩ ዝፈጥር ብዙሕ ካብ ግዝያዊ ደስታ ዝፈጥር ነገራት ነባሪ ሓጐስ ዝዘርግዩ። እቲ ጸገም ኣይፋል ምባል ስለ ዘይንኽእልዩ። ዝምድናን ቅርበትን ኣብ ዝምድና ፍቅርን ምትእምማንን ዘልዎ ምቕርራብ ንኽህሀልዉካ ገሰባት ብኣወንታዊ ሸነኾም ጥራሕ ተቐበሎም። ንዝኾነ ሰብ ኣብ ኣእምሮኻ ብኣወንታዊ ጎድኑ ጥራሕ ቕረጾ። እዛ ኣብ ልብን ኣእምሮን ተሰኹዓ እትርከብ ፈልሲ ምሉእነት ገኽጥጥዕ ፍቕሪ የድልያ። ዝምድና ድማ ይብተኽ።

  • Cosine ማጠቃለያ

ስምዒትካ ምስ ትገልጽ ግብረ መልሲ ትረክብ እዚ ድማ ናብ ፍታሕ የምርሕ ግጭት ኩሉ ግዜ ምስ ምቅርራብ ዝተተሓዘ እዩ። ምርካብ ብኣካል ጥራሕ ዘይኮነ ስምዒትገ ኣእምሮን ክሕወሶ ኣለዎቅ ግስሚዒታትካ ኣከባቢኸገ ግብረ መልስታትካን ግሉጽ ምኺገ ብኣድሟማዲዒ ተራ ኣብ ምፍታሕ ግጭት የሳትፍ ሆሪ ግርጭት ንዓኻን ንከባቢኻን ይጸሉ ብሰንኪ ግጉይ ርድኢትን ብሂልን ዝምድና ዝምዕብል ግጭት ሓደ ካብቲ ዓቢ ምኽንያት ሰባት ጥዑይ ዝምድና ከለዎም ዝምድነኦም ዝላሕለሐ ወይ ዘብቀዐ ኮይኑ ዝስምዖም ኣብ ዝምድንኦም ምስ መጻምድቶም ሓደ ስሩዕ ኣገባብ ክንክተል ኣለና ዝምድናና ሓደ ዓይነት መምዘኒ ብቕዓት ክህልዎ ኣለዎ ኢሎም ስለ ዝሓስቡን ዝጭነቁኘዩ። ኣብ ዝምድና እቲ ዝበለጸ ንፍልልያት ካብ ከም ጠገቂ ግርጭት እገርድኦም ክንቅበሎም ከለና እዩ። ከምዚ ክበሃል ከሎ ግገ ድልዱል ዝምድና ፍቅሪ ዘይብሉ ማለች ኣይኮነን ፍቕርን ምክብባርን መሰረት ኣወንታዊ ዝምድና ዩ እቲ ትጽቢት ግን ካብ ዝምድናኻ ብስነሓሳብ ጥራሕ ዝብጻሕ ምስ ክውንነት ዘይሳነ ፍቕሪ ገኽትረክብ ክኸውን የብሉግ። ዋላ ሓደ ነገር ኀጎእዋኑ ሓሪቕካ ስሚዕትካ ምጥፋእ ነባሪ ማሀሰይቲ ዝምድና ከም ዘለዎ ክንዝንግዕ የብልናን ብዙሕ ካብ ዝምድናታትና ኣብ ምፍልላይ ዝበጽሕ ብሰንኪ ሓደ ካብ ተጻመድቲ ኣብ ሕሉፍ ንእዝተዘርበ ብዘይ ምርስዑ ወይ ሸለል ብዘይምባሉዩ ዝስዕብ። ግጉይ ብሂል ዝምድናኻ ዝድልድል ከብ ብጻይካ ኩሉ እተደሊዮ ምስ እትረክብ ዩ ናይ ብዙሕ ሰብ ሽማግር ከም ቆልዓ ናይ ገዛእ ርእሱ ሓጐስ ገምርካብ ሓላፍነት ስለ ዘይወስድዩ። እቲ ለውጢ ኣዚዩ ዓቢ ምስ ዝኸውንን ኣብ ሀይወትና ኣሉታዊ ጽልዋ ምስ ዘሐድርን ግን ናይ ምልለምማድ ዓቕምና ካብ ዓቐን ገላዕሊ ተመጢጡ ይብተኽ። ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ኣመዓባብላ ጸቕጢ ኣብ ሰለስተ መድረኻት ዝተኸፈለ ኮይኑ ሓደ ሰብ ኣብቲ ሳልሳይ መድረኽ ምስ በጽሐ ሽግር ከም ዘለዎ ግኽፈለጥ ኣየጸግሞን ኣብተን ክልተ ቀዳሞት መድረኻት ማለት ሓንጎል መጠገቀቕታ ክህብ ከሎን ኣካላት ተጸዋርነት ከርኢ ከሎን እቲ ተግባር ብዘይ ምስትብሃል ክካየድ ስለ ዝኽእል ከም ሽግር ከይጠመተ ይሓልፍ። እዚ መግለጺ ነቲ ኣብ መንጎ ደቂሰብ ዘሎ ፍልልይ ኣብ ኣጠማምታን ኣረዳድኣን ብዛዕባ ጸቕጢ ዝፍጠሩ ነገራት ዘብርሀዩ። ባዕላዊ ኣገላልጻ ጸቅጢ ጸቅጢ ካብ ብዙሕ ናይ ስራሕ ጽዕነትገ ኣብ ልዕሊ ሓደ ዉልቀ ሰብ ዝሀሉ ሓላፍነትን ዝተፈላለየ ምኺኑ እዩ ዘነጽር። ንኣብነት ኣብ ዝኾነ ህዝባዊ ቦታ ከም ኣብ ሆስፒታል መዕረፍ ኣውቶቡስ ወዘተ ሓደ ጸገም ምስ ዘጋጥሞሞ ሰባት ብኸመይ ከም ዘገጥምዎ ተዓዘብ። እዚ ማለት ምስ ኣብ ከባቢኻ ዝርከቡ ሰባት እናተዛረብካ። ሓደ ሓደ ሰባት ዓለም ብዘፍርሕ ነገራት ጥራሕ ዝተከበት ኮይና ስለ እትስምዖም ኩሉ ግዜ ኣብ ተጠገቀቕ ይነብሩ። ገለ ካብ ናይ መገባብሮ ለውጥታት ኣብነታት ንምጥቃስ መርዓ ሓድሽ ዝተወልደ ሀጻገ ሓድሽ ገዛ ሓድሽ ስራሕ ፍትሕ ዝያዳነት ስራሕ ምቁራጽ ዓውደዓመች በዓላት ለውጢ ናይ ስራሕ ሓላፍነት ለውጢ ባሀሪ ኣመጋግበ ለውጢ ናይ ድቃስ ሰዓታት ወዘተ ንኣብነት ልክዕ ከምቲ ኣብ መቆጻጸሪ መስመር ኤሌክትሪክ ንሓይሊ ዝቆጻጸር ፍዩዝ ምስ ምውሳኽ ሓይሊ ዝሓርር ኣካላትናውን ናቱ መቆጻጸሪ ከም ፍዩዝ ኮይኑ ዘገልግል ስለ ዘለዎ ካብ ዓቕምና ገላዕሊ ጸቕጢ ክንጻወር ምስ እንፍትን ፍዩዝ ነሕርር። እዚ ናይዚ ምዕቡል ዘመን ነብሪ ከምቲ ናይ ቀደም ብሓይሊ ዝሰዓር ኣይኮነገ ስለዚ እቲ ኣካላት ብቐጻሊ ኣብ ትሕቲ እናዛየደ ዝሓድር ጸቕጢ ይርከብ ኩሉ ዓይነት ጸቅጢ ኣካላዊ ባህሪ የብሉን። እዞም ከም ዓይነት ባሀሪ ዘለዎም ሰባት ዋላ እቲ ነብሪ ኣብ ቅድሚኦም ኣብ ዘይሀልወሉ እዋን ገኽቃለሱ ወይ ክሃድሙ ኩሉ ግዜ ድልዋት ስለ ዝኾኑ ብዘይተኣደነ ጸቕጢ ይሳቐዩ። ሓደ ሓደ ሰባት ኩሉ ግዜ ኣብ ጭንቀት ብምሀላዎም ብዘርአይዎም ገጥፈታት ማለት ኣበሃህልኦም ኣካይድኦም ምንቅስቓስ ኣአዳዎም ኣብ ገጾም ዝርእ ምልክታች ኣመጋግብኦም ኣዘራርብኦም ድምጺ ቃላቶም ወዘተ እኹል ሓበሬታ ይሀቡና ምስ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ምገባር ኣብ ልዕሌኻ በሀርያቶም ከም ዝንጸባረቅ ይገብረካ። ው ሓደ ዓይነት ተደጋጋሚ ስራሕ ዘለዎ ኣከባቢ ኣይፈቱን ው ኣብ ሓደ ቀዋሚ ዝምድና ምአሳር ሓደ ካብ ዘይድግፎዩ። እዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ኣብነታት ናይ ዘይቅኑዕ ኣተሓሳስባ ኣብ መዓልታዊ ሀይወትና ኣሉታዊ ጽልዋታት የኸትል። ኣብ መንጎ ድቃስ ምብርባርውን ብልዑል ጽቅቕቅጢ ዝስዕብ ልክዕ ከም ድቃስ ምስኣን ስለ ዝኾነ ኀጠንቅታት ኣጽኒዕካ መፍትሒ ክናደየሉ ይግባእ ገድቃስ ዝኮልፉ ጠንቅታት መብዛሕትኦም ናይ ስራሕ መደባት ሓሳብ ብዛዕባ ምስ ሰባት ዝካየዱ ርክባት ክኾኑ ስለ ዝኽእሉ ኀውጥናትካ ብጽሑፍ መልክዕ ካብ ሓንጎልካ ኣውጺእካ ኣብ ወረቐት ብምስፋር ካብ ጸቕጢ ብምግልጋል ድቃስ ክርከብ ይከኣል። ሓደ ሰብ ብዘይካ ኣብ ፍሉይ ኣገጣሚታት ብቀጻሊ ቅልጡፍ ምስትገፋስ ምስ ዘዘውትር ኩሉ ግዜ ኣብ ተጠገቀቕ ስለ ዝነብር ኣብ ልዕሊ ዝኾነ እትገብሮ ነገር ትሑት ብቕዓት ናይ ምቁጽጻር ኣለዎ። ሓደ ነገር ከሕርቅቐካ ክጅምር ከሎ ምቅልዑ ጥራይ ዩ እቲ መድሣኒችት ኣብ ምጅማር ትሑት ናይ ሕርቃን ስምዒት ስለ ዝሀልወከ ሃዲእካ ክትሓስብገ ክትርዳእን ዕድል ትረክብ ሕርቓን ኣብ ውሽጥኻ ተዋህሊሉ ክሳብ ዝግገፍል ክትጽበ የብልካገ ሕርቃን ብሃናጺ ኣገባብ እንተዘይነፊሱ ምስ ተዋሀለለ ኣብ ዘይእዋኑ ይግገፍል ካብኡ ሓሊፉውገ ሕማም ጭገቀንት የኸትል ኣብ ውሽጢ ተዓቂቡ ዝጸገሕ ሕርቃን ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኮይኑ ናብ ዘይተደልየ መኣዝን የመርሕ። ንኣብነት ሰባት ብዛዕባ ኣብ ሕሉፍ ብዝወረዶም በደል ከም ዓመጽ ዘይወጽእ ሕርቃን ምስ ዝህልዎም ብዛዕብኡ ምስ ሰባት ምዝራብ ሓጋዚ ክኸውን ይኽእልዩ። ምስ እቲ ሰብ ኣብ መጻኢ ከምኡ ገኸይድገም ኣብ ስምምዕ ብጻሕ። ኣብ ናይ ካልኦት ስራሕ ጌጋ ምርካብ ብዙሕ መገፍዓት ኣይሕችትን ኣሉታዊ ካብ ኣወንታዊ ቃል ከም ዝሕይል ኣይትዘንግዕ። ልዕሊኡገ ክዕረ ዘክእል ዝምድና ናብ ሕማቕ ዘምርሕ ዘሎ ዝምድና ደሓን ዝኾነ ዝምድና ትሕቲ ሽግር ዘይብሉ ጥዑይ ዝምድና ኣብዚ ቀረባ ግዜ ኣብ ሃገረሽወደገ ኣብ ዝተገብረ መጽናዕቲ ምሕርፋፍ ዝምድና ንሰባት ሕማቕ ባህርይ ከም ምትካኽ ሽጋራ ምዝውታር ኣልኮላዊ መስተ ምስ ዘይትፈልጦ ሰብ ሓድሽ ዝምድና ምጅማር ኣምሲኻ ገዛ ምእታው ዉዘተ ከም ዘማዕብሉ ስለ ዝገብሮም ኣብ ርእሲቲ ዘስዕቦ ብስጭትን ተስፋ ምቼራጽን ገዕድሚኦምውን ከምዘሕጽር ክፍለጥ ተካኢሉ። ልዕሊ ኩሉ ምስ መጻምድትኻ ቀጻሊ ሓደ ዓይነት ዝምድና ገኽህልወካ ዝዕገቕፍ ተውርስኣዊ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣይትዘንግዕ። እቲ መልሲ ኣይፋል ምስ ዝኸውን ኣብ ሽግር ኣለኻ ማለትዩ። ምሉእ ብምሉእ ኣብ ጉዳይ መጻምድትኻ ምውሳእ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነት ምስኡ ከም እትጓዓዝ ኣብ ኣድላዷ እዋን ከም ዝረኽበካ። ምኽንያቱ ነቲ ዘለና ደረጃ እቶት ከም መበገሲ ወሲድና ካብኡ ንላዕሊ ስለ እንጥምች በዚ ኣገባብ ማዕረ ክንደይ ገረክብ ብዘየገድስ ኩሉ ግዜ ምስ ካብ ናትና ገላዕሊ እቶት ዘለዎ ብፍላይ መወዳድርትና እናተወዳደርና ምሉእ ዕግበትገ ሓጐስን ከይረኸብና ንነብር ምውድዳርና ኩሉ ግዜ ምስ ካባና ዝሓየለ ዝሃብተምሞ ዝመልክዐ ዝነፍዐ ወዘተ ስለ ዝኾነ ኣብ ብስጭትን ሓጐስ ኣልቦ ዓለምን ንነብር በገጻሩ እዚ ግን ምውድዳርና ብኣወንታዊ ሸነኽ ምስ ካባና ዝተሓተ ብምግባር ስምዒት ሓጐስና ክብ ከነብል ገኽእል። ገኣብነት ኣብ ማእከል ምዕቡል ሕብረተሰብ ኮይንካ ትሕዝቶ ስለ ዘለካ ንኀመሳለጢ መኪና ክትገዝእ ኣወንታዊ ድልየት ክኸውን ከሎ እዚ ኩነታት ኣብ ውሽጢ ዘይማዕበለ ሕብረተሰብ ገጠር ኮይንካ ትሕዝቶ ስለ ዘለካ ጥራሕ ምስ እትገብሮ ገመናብርትኻ ካብ ምቕናእ ጀሚሩ ክሳብ ምውድዳርን ጽልእን ዝዓቢ ሽግር ስለ ዝፈጥር ድሌትካ ኣሉታዊ ይኸውንገ እዚ ብመገጽር ውልቃዊ ሓጐስን ዕግበትን ክግለጽ ከሎ ገተግባሪኡ ሓጐስ ዝፈጥር ክኸውን ይኽእል ሓደ ድልየት ኣወገታዊ ወይ ኣሉታዊ ተባሂሉ ገግኽፍለ ግን በቲ ኣብ ውልቂ ዘርእዮ ስምዒት ሓጐስ ዘይኮነ ብዘኽትሎ ኣሉታዊ ወይ ኣወንታዊ ሳዕቤገዩ። ከምዚ ዓይነት መግለጺታት ሓጐስ ግዝያዊ ስለ ዝኾነ ነቲ ኩነታት ምስ እንለማመዶ ወይ ድማ ድሕሪ ምፍጻሙ ናብ ገቡር ሀይወትና ስለ እንምለስ ንምትግባሩ ወይ ድማ ምርካቡ ደስታዩ ዝፈጥር ብዙሕ ካብ ግዝያዊ ደስታ ዝፈጥር ነገራት ነባሪ ሓጐስ ዝዘርግዩ። ሓጐስና ኣብ ምስ ሰባት ዘለና ዝምድና ዝምርኮስ ስለ ዝኾነ ኣብ ዝምድና ዘዐውተና ኣተሓሳስባ ከነማዕብል ኣለና። ሓደ ሰብ ኣነ ነብሰይ ክኢለ አየ ኣብ ገዛእ ርአሰይየ ዝምርኮስ ክብል ከሎ ንኹሉ ኣበርክቶ ካልኦት ኣብ ከባቢኡ ዝርከቡ ሰባት ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ኣለዎ። እዚ ድማ ፈቃር ኣእምሮ ሕልናን ብምውናን እዩ ዝትግበር ምስ ሰባት ግርጭትን ሓርፋፍ ዝምድናን ኣወጊዱ ጽቡቅ ዝምድና ንኽህልወካ እንታይ ክትገብር ኣለካ ንዝብል ሕቶ ሓደ ውሱን መልሲ ወይ መምርሒ የብሉን ምስ ሰባት ምዝማድ ቀሊል ኣርእስቲ ኣይኮነገ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

አስተያየቶች:


memezon

የማውረድ አማራጮች | ወደ ፒዲኤፍ ቀይር | የዕለቱ መጽሐፍ

© dirzon | የአገልግሎት ደንቦች | የግላዊነት መምሪያ | ስለ | አገልግሎቶች | መልእክት