Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
መምሪሒታት ጽሑፋት ናይ ኣገልግሎች። መተሓሳሰቢ ካብዚ መገፈሳዊ ጽሑፍ እዚ ሙሉእ ብምሉእ ጥቅሚ ንምርካብ ብመስርዕ ምገባብ ከድልየካ እዩ። ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ይ ፓትሪያሪክ ኤርትራ መእተዌ ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ትእዛዝ እዩ። እዚ ማለት ተግባራዊ ዝኾነ ዕዮ የድልየና ኣሎ ማለት እዩ። ኣቦናእዚ ተግባራዊ ስራሕ ዕብየት ናይቲ ሰብ ዘርእይ እዩ። ካልኦት ግን ከም መዘናግዒ ታሪኽን ኣኹባታትን እዩ። መሰራታዊ መምሪሒታት ትኽክል ግዜን ዕድልን ቀጻሊ ምዝርራብ ብውልቅኻ ምስራሕ ጥቅሚ ብውልቅኻ ምስራሕ ኩሉ ሰብ ብሓደ ዓይነት ኣረዳድኣ ኣይርድኦን እዩ ፍልልያት ኣብ መገፈሳዊ ዕብየት ኣድሀቦ ብውልቂ ምስራሕ ናይ ጐይታና ኢየሱስ ኣገባብ ኣሰራርሓ እዩ። ኣነ ናይዚ ሰሙን ልምምድ እንታይ እዩ።
ኣቦና ብቀጥታ ብዛዕባ መንፈሳዊ ሀይወተይ ሓተቱኒ ኣነ ከኣ ሎም መዓልገቲ እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዝጀመርናዮ ምህሮ ብከመይ ኣብ መንፈሳዊ ሀይወት አገልግል ዝብል መምርሒ ክገቅጽሎ ነብሰናን ነብሲ ካልኦትን ዲና በልከዎም ከነድሕን ኣቦና ዝሓለፈ ግዜ ከም ዝተዛራረብናዮ እቲ ዝተረደኦ ስቅ ክብል እንተዘይኪኢልና ካብዚ ኣይኮነሉን እዩ እቲ ስቅ ዝብል ድማ ጌና ዘይተረዶ እዩ ዋሓይዝ ዝከፍእ እገታይ ኣሎ። ኣቦና ዝወደይ ግን እኮ እቲ ፍረ ዘለዎ ጨንገፈርዉን ኣብ ግዚኡ ይቁረጽ እዩ ኣብ መገፈሳዊ ሀይወትውገ ልከዕ ከምኡ እዩ። ኩሉ ግዜ መጀመረታ ከቢድ እዩ ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት ምስ ሰባት ክትዛረብ ከለኻ ነቶም ሰባት ጋሻ ነገረን ሓድሽን ክኾኖም ይኽአል እዩ። ምኽንያቱ ብቀጥታ ብዛዕባ ክርስቶስ ምዝራብ ኣይለመድዎን ክኾኑ ይኽእሉ እዮም እቲ ምኽንያት ድማ ንቤተክርስትያን ከም መአከቢ ወይ ከም መራኸቢ ጥራይ ስለ ዝጥቀምሉ እዩ። ስለዚ በዚ ምኽንያት ተስፋ ክቆርጽን እቲ መንፈሳዊ ስሚዒቱ ኣብ ውሽጡ ክውውት እዩ እዚ ነገር እዚ ከም መዘናግዒ ወይ ከኣ ገቅዱሳን ሰባት ጥራይ ዝዝረብ እዩ ክብል ይኽእል እዩ። ኣነ እቲ ሓደ ሕሙም ከ እንታይ ክኸውን እዩ። ብተወሳኺውን ምስ ብዙሓት ኣብ ትኾኑሉ ግዜ ሓደ ሰብ ዘይተገዳስነት ከርእየካ ይኽአል እዩ ስለዚ እዚ ከምዚ ከኣ ነቶም ካልኦት ብኣሉታ ክጸልወም ተኽእሎ ኣሎ። ኣነ እቲ ካልኣይ ከ ኣቦና። እታ ካልኣይቲ ፍልልያት ኣብ መንፈሳዊ አብ ናይ ጥምቀት ግዜ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ወለድካ ወይ ዕብየት ከኣ ዘዕበዩካ ተቆጻጸርትካ ኩልና ሓደ ዓይነት መገፈሳዊ ዕብየት ዘይብልና ምኽንያት መንግስቲ ኣምላኽ ውን ኩልና ሓደ ስለ ዘይኮና እዩ። እታ ሳልሰይቲ ኣድሀቦ ኣነ ከመይ ማለት እዩ ኣቦና። ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ድማ አቲ ካብ ኩሉ ኣብ ዓለም ዘሎ ነገራት ዝበለጸ ነብስና እዩ። ከም ውጺኢቱ ከኣ እቲ ሰባኺ እንተ ድኣ ዓሪፉ ብሞት ተፈልዩን ዋላ ሓደ ሰብ ከመይ ገይሩ ይምህር ከም ዝነበረ ስለ ዘይፈልጥ ኣዝዩ ኣጽጋሚ ይከውገ ተቀባልነት ገክሀልወኒ ከም ሃዋርያ ጳውሎስ ክኸውን ኣይክአልን እየ ግን ከም ሣናኒያ ክከውን ይክአል እየ ኣነ ከመይ ማለትኩም አዩ ኣቦና። ኣብ ሓድነትና እዩ ዘሎ ሓይልና ንዝራኣየና ሰብ ዝኾነ ኣገዳሲ ነገር ኣብ ማእከልና ከም ዘሎ ምተገንዘበ። ነዚ ዝሕግዘና ናይ ኣመገቲ ዝኮነ ቤት እዩ መንአሰያት ኣብ ገዛ ክጽልዩን መጽሓፍ ቅዱስ ከገብቡን ከለዉ ደስ ኢልወም ብዛዕባ ጐይታ ክርስቶስ ይዛረቡን ይምስክሩን በዚ ድማ ብፍጹም ሕፍረት ኣይስምዖምን እዩ ኣብ መገፈሳዊ ህይወት ተገዳስነት ሙጉዳል ብዙሕ ጸገም እዩ ዘኸትል ብዙሓት ሰባት ይጠፍኡ እታ ሃገር ውነ ኣንፈታ ሲሒታ ናብ ዘይተደለየ መንገዲ ትኸይድ። ኩሉ ሰብ ብዛዕባ ኢየሱስ ክርስቶስ ክዛረብ ይኽእል እዩ። ኩሉ ሰብ ብዛዕባ ክርስቶስ ክምስክር ይግብኦ እዩ። ማር ብዘይ ምሰላ ኸኣ ኣይተዛረቦምገ ገደቂ መዛሙርቱ ግና ኩሉ ኣብ በይኖም ይገልጸሎም ነበረ ሓሳብካ ናብቶም ተከታተልቲ ዝበጽሓሉ ኣገባብ ጫላ ኣቀራርባኻ ዘረባ ኣካላዊ ቋንቋ ሃ ኛ ኣነ ኣቦና ምስላ ካበይ ክንረኽቦም ንክእል ኣቦና ከምቲ ጐይታና ኢየሱስ ዝገብሮ ዝነበረ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ገጥቀመሎም ነገራት ምጥቃም እዩ ገኣብነት ጐይታ ብዛዕባ ናይ ሀጻንነት ግዜ ብዛዕባ ምሕዝነት ብዛዕባ ገፈፍቲ ዓሳን መርበባቶምገ ብዛዕባ ዘርእን ዘራእን ይትርኽ ነበረ። እቲ ሰባኺ መዓልቱ ኣኪሉ ናብ ጐይታ ምስ ከደ ኩሉ ነገር ምስኡ እዩ ከብቅዕ እቲ ዝተርፍ ተዘክሮታት ጥራይ እዩ ስለዚ ከኣ እዩ ጐይታ ኢየሱስ ከምዚ ዝበለ ኣነ እየ ዝሓሬኹኹም እንበር ዓስኸትኩም ኣይሓሬኹምንገ ኬድኩም ፍረ ምእንቲ ኽትፈርዩ ፍሬኹም ዉን ምእንቲ ነባሪ ኪኸውን ሽምኩኹም ዮፃ ።