Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية
Book of the day

ኣክሲማሮስ.pdf


  • word cloud

ኣክሲማሮስ.pdf
  • Extraction Summary

ሰማያት ክብሪ እግዚኣብሔር ይነግራ ጠፈር ከኣ ግብሪ እግዚኣብሔር ይነግር መዝ ብመጀመርታ ሰማይን ምድርን ንኣይን ንመላእኸትን ዚፈጠረ ኣምላኸ ኣሎ ምስ በሎ ዲያብሎስ ንኣዳምን ሔዋንን እቲ ካብ ገነት ኣውፃእኩኻ። ኣዳም ደንጊፁ ወደቐ ክሳዕ ሠለስተ ሰዓት ድማ ኣይተንሥአን። ንሱ ድማ ንመጽሓፍ ኣክሲማሮስ ስለ ዚጸሓፈ እዩ። መዛዘሚ ክሳዕ እዚ ናይ ዕለት ዓርቢ ሥነ ፍጥረት እዩ። ዓርብ ማለት ሽዱሽተ ማለት እዩ። ሽዱሽተ መዓልቲ ፍጥረት እዚ እዩ። እዚ ኣበየናይ መዓልቲ ተፈጸመ እንተተባህለ ሚያዝያ እዩ።

  • Cosine Similarity

ሥነ ፍጥረት ብምምርማር ህልውና እግዚኣብሔር ከም ዚፍለጥ ድማ ብኸምዚ ክንርዳእ ንኸእል ትኸ ኢልና ንላዕሊ ድንን ኢልና ንታሕቲ ንየማን ንጸጋም ዘወር ኢልና ምስ እንፅዘብ ናይ ኹሉ ገዛኢ ዘለዓለማዊ ብልሂ ፈላጥ ኣብ ኹሉ ዚርከብን ዘሎን ቦታ ዘይውስኖ ሓደ ንዘለዓለም ዚነብር ከም ዘሎ ብግልጺ ዘረድእን ዘመልክትን ሥነ ፍጥረት ኣብ ውሽጢ እዚ መጽሓፍ እዚ ንረክብ ንሳቶም ከኣ ሰማይን ምድርን እቲ ኹሉ ኣብኣታቶም ዘሎ ክውንነትን እግዚኣብሔር ከም ዚፈጠሮምን ሥነ ሥርዓት ከም ዘትኃዞምን ብግልጺ ንርዳእ። ንሕይወት ፍጡራት ዚመርሕ እግዚኣብሔር እዩ ናይ ኹሉ ነፍሲ ወዲ ሰብ ኣብ ትሕቲ ሥልጣን እግዚኣብሔር እዩ ኢዮ ። ከምቲ ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ኣብ ሮሜ ጽሒፍዎ ዘሎ ኣብ ላዕሊ ኣብ ታሕቲ ኣብ ኹሉ ኣርባዕተ መኣዝን ዚተፈጥሩ ዘበሉ ክንጥምት ከሎና ንፈጣሪና ብዓይኒ እምነት ንርእዮ ርኢናውን ንፈልጦ ፈሊጥና ነድንቐ ኣድኒሂቕና ድማ ሓድሽ ምስጋና ንስሙ ነቅርብ ከምቲ መላእኽቲ ኣብ ሰማይ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እናበሌ ዘመስግንዎ ደቂ ሰብ ከኣ ናይ ምድሪ ሥነ ፍጥረት እናረኣና ከነመስግን ይግብኣና። ትእዛዝ እግዚኣብሔር እዚ እዩ። ድኅርዚ እግዚኣብሔር ኣብ ሻሙናይ ሰዓት ለይቲ ነታ እሳት ምስ ሙቐታ ከፊሉ ኣውዒኡ ኣብ ልዕሊ ሠለስተ ሰማያት ትሕቲ ሰማይ አክሲማሮስ ውዱድ ኣብ ሰማያት ኣፅሪጉ ኣብ ጐድንታታ ንሰማይ ኣብ ዝባና ኣስፈራ። ክሳዕ እዚ ሰዓት ለይቲ ሥነ ፍጥረት እዩ። ሽዑ መላእኸቲ ብገጾም ከም ቄጽሊ ረገፉ ንሱ እዚ ብርሃን እዚ ኸኣ ምኸንያት ጥበብ ኮይኑ ተገልጸሎም እሞ ሠለስተ ጊዜ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ጐይታ ሠራዊት ሰማይን ምድርን አክሲማሮስ ፅብየትካ ፍጹም ምሉእ እዩ ኢሎም ኣመስገኑ። ድኅርዚ መንፈስ እግዚኣብሔር ኣብ መበል ሰዓት ናብ ኢየሩሳሌም ሰማያዊት ዓሪጉ ነቲ ኹሉ ኣብ ውሽጣ ዘሎ ብርሃን ቀቢኡ ኣኸበራ ንሳ ድማ ፈጣሪኣ ፈሊጣ ኣመስገነቶ። ድኅርዚ እግዚኣብሔር ክፍሊ ናይታ ዓባይ ማይ ወሲዱ ናብ ልዕሊ ሰማይ ኣዕረጋ ካብ ጫፍ ክሳዕ ጫፍ ከኣ መልአት ሓደ ኾይና ድማ ደው ኢላ ጸንዐት ከም ሓጺን ከኣ ረግአት ከምቲ ኣብ ሰፈሩ ዚኣተወ ሴፍ ኮነ። እግዚኣብሔር ሰማይ ንምጽናዕ ማይ ሰቐለ ከምኡ ኸኣ እግዚኣብሔር ዓሠርተ ሚእቲ እልፊ ኣንቀጻት ገበረ እቲ ኹሉ መፅፀዊኣ ድማ ማይ ገበረ እቲ ኹሉ መድረኸ ቤታ ኸኣ እሳት እዩ። እግዚኣብሔር ኣብ መጀመርታ ሰማይን ምድርን ፈጠረ ምድሪ ድማ ጥራያ ነበረት ሓደ እኳ ኣይነበራን ጸልማት ከኣ ኣብቲ ዓሚምኞም ነበረ መንፈስ እግዚኣብሔር ድማ ኣብ ልዕሊማይ ሰፊሩ ነበረ ድኅሪዚ እግዚኣብሔር ነታ ብዝጊ ተባዝጊ ኢልዋ ዝነበረ ንፋስ ኣብ ልዕሊ ማይ መሊኣ ሰፊሓ ኃዲራ ውዒላ ነበረት። አክሲማሮስ መግለጺ እሑድ ማለት ሓደ ማለት እዩ ሰኑይ ማለት ከኣ ክልተ ማለት እዩ። ዘፍ መግለጺ ድኅርዚ ነቲ ብሩህ መሬት ብወገን ምሥራቕ ካብ ናጌብ ነጀው ጠቕሊሉ ኣንቢርዎ ነበረ እግዚኣብሔር ኣምላኸ ድማ ኣብ ኤዶም ገነት ተኸለ ካብ ምድሪ ልዕል ኢላ ካብ ሰማይ ከኣ ትሕት ኢላ ተፈጥረት። እግዚኣብሔር ድማ ንፅፀ ሕይወት ኣብ ማእከል ገነት ተኸላ ጫፋ ካብ ምድሪ ክሳዕ ሰማይ ዚበጽሕ ፍሬኣ ኸኣ ከም ፍረ ሮማን ካብ እግራ ክሳዕ ርእሳ ምሉእ እዩ ዘፍ ። ከምቲ ቅዱስ ያሬድ ኣብ መጽሓፈ መዋሥእቱ ጻድቃንሲ ናብ ጐይታኦም ደኣ ኸዱ እምበር ኣይሞቱን ኣብ መንግሥተ ሰማያት ድማ ዚደለይዎ ኪህቦም እዩ ከም ዝበለ መግለጺ ኃጥኣን ግና ኣብ ክሕደትን ኃጢኣትን ክፍኣትን ጸኒዖም እምነትን ጽቡቕ ግብርን ኣፍሪሶም ናብ ገሃነመ እሳት ይወርዱ። እዩ። መግለጺ እዚ ብጸድፊ ተመሲሉ ዘሎ እንታይ እዩ እንተበሉ እቲ ናይ ነዌ ኃጢኣት ንኣብርሃም ከም ጸድፊ ኾይኑ ስለ ዚተራእዮ አክሲማሮስ እዩ። ከመይ እቲ ካብ ሥጋ ዚተወልደ ሥጋ እዩ እቲ ካብ መንፈስ ዚተወልደ ኸኣ መንፈስ እዩ። መግለጺ እዚ ቅብኣት እዚ መንፈስ ቅዱስ እዩ። ለይቲ ግና ናይ ገሃነመ እሳት ምሳሌ እዩ። መግለጺእዛ ዓለም እዚኣ ኣብ ብሔሞትን ሌዋታንን ከመይ ኢላ ትነብር እንተበሉ ብሔሞት ብሸነኸ የማን ኣብ ልዕሊ ንቹጽ መሬት ሌዋታን ከኣ ብወገን ጸጋም ኣብ ባሕሪ ተቐኒቶም ወይ ከቢቦምን ዞይሮምን ተጠምጢሞምን ንሳቶም ከም ቀምሽ እዛ ዓለም ድማ ከም ክሣድ ንሳቶም ከም ቀለቤት እዛ ዓለም ከም ኣፃብዕ ኮይኖም ይነብሩ። ክሳዕ እዚ ናይ ዕለት ኃሙስ ሥነ ፍጥረት እዩ። መግለጺዕጓለ እመሕያው ፈጠረ ማለት ንኣዳም ካብ ህያው እግዚኣብሔር ኣብ ካብ ሕያው እግዚኣብሔር መንፈስ ቅዱስ ኣደ ዚተረኸበ ዚተፈጥረ ውላድ ማለት እዩ። ሕያው ዚተባህለ ድማ እግዚኣብሔር እዩ። አክሲማሮስ መግለጺድኅርዚ መላእኸቲ ንኣዳም ናይ ብርሃን መጐናጸፍያ ኣጐናጺፎም ናይ ብርሃን ሣእኒ ኣውድዮም ናይ ብርሃን ዝናር ኣዕጢቐም ናይ ብርሃን ኣኸሊል ኣብ ርእሱ ደፊኦም ኣብ ሠረገላ ብርሃን ኣወጢሖም ቅዱስ እግዚኣብሔር ዘፈጠሮ ለአዳም ንኣዳም ዚፈጠሮ እግዚኣብሔር ምስጉን እዩ እናበሉ ብእልልታን ብሓጐስን ናብ ገነት ኣእተውዎ። መግለጺንሔዋን ከኣ ከምኡ ምስተፈጥረት ኣብ መበል መዓልታ ከምቲ ናይ ኣዳም ገይሮም መላእኽቲ ኣብ ገነት ምስ ኣዳም ሓወስዋ። እቶም እንስሳታትን ኣራዊትን ድማ እግዚኣብሔር ከምዚ ምስ በሎም ወዒኦም ናብ ኣዳም ኪኸዱ ኸለዉ። መግለጺ እቶም እንስሳታትን ኣራዊትን እግዚኣብሔር ይመስገን ካብ ብዝኅና ኣይጐደልናን ካብ ቀጽርናውን ኣይጐደልናን ንሱ እቲ ጐይታና ኣብ በቦታኹም ኬድኩም ክበዱ ተዋለዱ ርብሑ ስብሑ ኢሉ መሪቹ ሰደደና ንስኻስ ብዘይክእለትካ ንዘይብጻይካ ከምዚ ዝበለ ዘረባ ምዝራብዶ ይግብኣካ እዩ ንሱስ ልዕሊ ነቲ ኣብ ምድርን ትሕቲ ሰማይን ንዚተፈጥረ ዘበለ ኹሉ ፍጥረት ግዛእ ንዳእ ብላዕ ስተ ኢሉ ሂብዎ እዩ ብዘይካ ሓንቲ ዕንፀይቲ በለስ ዚኸልከሎ የብሉን። ሽዑ ዲያብሎስ ንኣርዌ ምድሪ ኣነ ንኣኺ ከም ነፍሲ ኮይነልኪ እየ ንስኺ ድማ ንኣይ ከም ሥጋ ኮንክኒ ስለዚ ካብ ሕጂ ንንየው ንስኺ ኣይትዛረቢ ነቲ ምስፍን ኹሉ ዓለም ኣዳም ኣነ ባዕለይ ቅድም ባህ ዜብሎ ደኃር ግና ካብ ገነት ዜስገ። ድኅርዚ ዲያብሎስ ንኣዳም ኣብታ ተመን ተጻዒኑ ኸይዱ ብኣፍ ተመን ኦ ኣዳም ፈጣሪ ኹሉ ዓለምን ንጉሥ ኹሉ ዓለምን ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ኣብ ታሕቲ ኸኣ ኣብ ምድሪ ብዘይካኻ ካልእ ኣምላኽ የልቦን ሰላም ንኣኻ ይኹን። መግለጺ ክሳዕ እዚ ናይ ሥጋኡ መርገም እዩ። ኣዳም ከኣ መከራ ምስ በርትዖ ክንዲ ዝናም ክረምቲ ዚኸውን ንብዓት ብምውፃእ እናበኸየ ካብ ሓደ ዱር ናብ ሓደ ዱር ካብ ሓደ ዋሻ ናብ ሓደ ዋሻ ኪዘውር ከሎ እግዚኣብሔር ርእዩ መልኣኽ መጺኡ ኣዳም ግደፍ መከራ ከምዚ ኢሉ ብቕልጡፍ ዚውዳእ ኣይኮነን ኢሉ ናብ ደብር ቅዱስ ዚበሃል እምባ ወሲዱ ኣብኡ ኣንበሮ። ድኅርዚ እግዚኣብሔር ነቶም ብሓቂ ፈጣሪ ኢኻ ኢሎም ዚሰገዱሉ ፈትሓሉ ንሳቶም ኣብዚ ዓለም እዚ ኣብ ሣዕሪ ኣብ ዕንፀይቲ ኣብ እምኒ ኣብ ኣዝርእቲ ኣብ ኣትክልቲ ብሰሜን ብደቡብ በብሓለቓኦም ሸይሙ ኣዋፈረ። ሔዋን ድማ ሕራይ ኢላ ንሱ ኣብ ሓደ ባሕሪ ንሳ ኣብ ሓደ ባህሪ ኣተዉ። ምስኣተዉ ኣብ መበል መዓልቶም ሰይጣን ብኣምሳል መልኣኽ እግዚኣብሔር ተመሲሉ መጺኡ ንኣዳም እንሆ እዚ ኹሉ ጸሎትካን ገዓርካን ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ተሰሚዑ እዩ እሞ ናብ ገነት ኣእትዎም ኢሉ እግዚኣብሔር ልኢኩኒ በሎ። ጐይታ ድማ ኣብ ደመና ብርሃን ተጻዒኑ ወሪዱ ኣዳም ኣዳም ኢሉ ጸዊዑ እንታይ ኬንካ እንታይ ረኺቡካ በሎ። አክሲማሮስ ክፍሊ ሾብዓተ ምሕረት እግዚኣብሔር ኣብ ጊዜኡ እዩ። ትውልዲ ክሳዕ እዚ እዩ ዘመኑ ኸኣ እዩ። ሽዱሽተ መዓልቲ ፍጥረት እዚ እዩ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Comments:


memezon

Download options | Convert to Pdf | Book of the day

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact